1 981 982 983 984 985 994 9830 / 9939

ኤርትራ ካብ ሰሜን ኮርያ ኣጽዋር ትሽምት

 ኤርትራ ካብ ሰሜን ኮርያ ኣጽዋር ክትሽምት ምጽንሓ ንሓደ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ወጻኢ ጉዳይት ኣመሪካ ብምጥቃስ ኣሶሸትድ ፕረስ ሓቢሩ።    ሰሜን ኮርያ፣ ሓንቲ ካብተን ብዝሒ ኣጽዋር ዘፍርያ ሃገራት ኮይና፣ ዕዳጋታታ ናብተን ብእገዳ ዝሳ [...]

17 ኤርትራውያን ገፈፍቲ ዓሳ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ጠፊኦም።

እቶም ኤርትራውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ብ13 ታሕሳስ ካብ ወደባዊት ከተማ ሖዴዳ ተበጊሶም ናብ ኤርትራ ኣብ ዘምርሕሉ ዝነበሩ እዋን’ዩ ደሃዮም ጠፊኡ።     ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ኤርትራን የመንን ምስቶም ካብ የመን ብኽልተ ጀላቡ ዝተበገሱ 1 [...]

ኣብ ኤርትራ ምቁራጽ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ይቕጽል

ኣብ ኤርትራ ብሰንኪ ገኒኑ ዘሎ ናይ ነዊሕ ሰዓታት ምቁራጽ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ፣ ህዝቢ ኣእካል ንምጥሓን  ኣብ ኣብያተ መጥሓን ይሓድር ምህላዉ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ኣቃሊሖም።    ህዝቢ እኽሊ ንምጥሓን ኣብ መሳርዕ ኣብ ኣብያተ መጥሓን [...]

ኤርትራ ናይ 17.28 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ረኺባ

ኣህጉራዊ ትካል ንሕርሻዊ ምዕባለ ዝተባህለ ትካል፣ ንኤርትራ ናይ 17.28 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ከምዝገበረላ ኣፍሊጡ።    እቲ ካብ ከተማ ሮማ ዝተመሓላለፈ ዜና ከምዘመልክቶ፣ ኣብ ሕርሻዊ ንጥፈታት ኤርትራ ብፍላይ ከኣ ኣብ ነኣሽቱ ጽላታት [...]

ክልተ ፖለቲከኛታት ኢትዮጵያ፣ ን10 ዓመት ተፈሪዶም

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ርክብ ኣለኩም ንዝበሎም ክልተ ፖለቲከኛታት እታ ሃገር ንኣስታት 10 ዓመት ክእሰሩ ከምዝፈረዶም ሱዳን ትሪቡን ሓብሩ። እቶም ኦልባና ለሊሳ፣ በቀለ ገርባ ዝተባህለ መራሕቲ ፖለቲ [...]

ኣብ ኣስመራ ንዋንነት ኩፖን ምጽራይ ክግበረሉ’ዩ

ኣብ ምምሕዳራት ከተማ ኣስመራ ንመዕደሊ ወርሓዊ መቝነን ኣብ ዱኳን ሕድሪ ዘገልግል ኩፖን ዳግም ምጽራይ ክግበረሉ’ዩ።    ህዝቢ ወርሓዊ መቝነን ካብ መንግስታዊ ኣብያተ ሸቐጥ ማለት ዱኳን ሕድሪ ብርትዓዊ ዋጋ ንምሽማት ከኽእሎ ተባሂሉ ቅድሚ [...]
New Year with EYSC bay area

New Year with EYSC bay area

      {mp3}MONDAY030912{/mp3} {mp3}TUESDAY040912{/mp3} [...]

እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ጽኑዕ ምክትታል ተካይድ

እስራኤል ምስ ኢራን ብዝተተሓሓዘ ጉዳይ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ጽኑዕ ምክትታል ተካይድ ምህላዋ ተገሊጹ።    ዩፒኣይ ዝተባህለ መጽሔት ብዛዕባ’ዚ ኣመልኪቱ ኣብ ዘቕረቦ ፍሉይ ጸብጻብ፣ እስራኤልን ኢራንን ኣብ ዝተሃላለኻሉ ዘለዋ እዋን፣ ኣብቲ ል [...]

ነርወይ ኣብ ኤርትራ ዝነበራ ኤምባሲ ክትዓጹ’ያ

መንግስቲ ነርወይ ኣብ 2013 ሒዝዎ ብዘሎ ዲፕሎማስያዊ መደባት፣ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ኤምባሲ ንምኽፋት ክውጥን እንከሎ፣ ኣብ ኤርትራ ዝነበሮ ኤምባሲ ግና ክዕጾ ምውሳኑ ንመግለጺ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ብምጥቓስ ነርወይ ፖስት ኣረ [...]

ኣብ ጁባ ሰለስተ ኤርትራውያን ተቐቲሎም

ኣብ ጁባ ሰለስተ ኤርትራውያን ብጥይት ተቐቲሎም።    እቶም ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብጥይት ዝተቐትሉ ሰለስተ ኤርትራውያን፣ መን ከምዝቐተሎም ዛጊት ክንጸር ኣይተኻእለን።    ከተማ ጁባ ብሰንኪ ዘለዋ ጸጥታዊ ሃጓፍ፣ ምስ ስርቂ ዝተተሓሓዘ ብዙሕ [...]
1 981 982 983 984 985 994 9830 / 9939