1 979 980 981 982 983 997 9810 / 9961

ኦርቶዶክሳዊ ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ፣ መበል ሻድሻይ ፓትርያክ መሪጹ

መበል ሓምሻይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤት ክስትያን ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ወርሒ ነሓሰ ብሞት ካብዛ ዓለም ድሕሪ ምፍላዮም፣ እታ ቤተ ክርስትያን ሓድሽ ፓትርያር ንምምራጽ ንኣዋርሕ ዝኣክል ኣብ መስርሕ’ያ ጸኒሓ።     ትማ [...]

መንገዲታት ኣየር ኤርትራን ሱዳንን

    መንገዲ ኣየር ኤርትራ ምስ መንገዲ ኣየር ሱዳን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕ ከምዝኸተሙ ተገሊጹ።    ኣፍሪካን ኣቭየሽን ትሪቡን ዝተባሀለ ማዕከን ዜና ብዘቕረቦ ጸብጻብ መሰረት፣ በዚ ክልቲኦም ወገናት ከቲሞሞ ዘለዉ ስምምዕ፣ መ [...]

እስራኤል፣ ሓደ ሽሕ ሱዳናውያን ብምስጢር ናብ ሱዳን መሊሳቶም

እስራኤል፣ ኣብታ ሃገር ዑቕባ ክሓቱ ዝጸንሑ ኣስታት ሓደ ሽሕ ሱዳናውያን ብምስጢር ናብ ሱዳን ከምዝመለሰቶም ይግለጽ ኣሎ።    ጋዜጣ እስራኤል ነቶም ሱዳናውያን ናብ ዓዶም ዝመለሰቶም ብዘይኣፍልጦ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት [...]

ኣባላት ጸጥታ ሱዳን ንክልተ ኤርትራውያን ቀዪዶም

ኣባላት ጸጥታ ሱዳን፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምሽራፍ ናይ ወጻኢ ባጤራ ተዋፊሮም ንዝበልዎም ክልተ ኤርትራውያን ኣብ ቀይዲ ከምዘእተዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ካርቱም ሓቢሮም።     እቶም ኣብ ዘይሕጋዊ ምሽራፍ ናይ ወጻኢ ባጤራ ተዋፊሮም ጸኒ [...]

ብምስግጋር ገንዘብ ዝተጠርጠሩ ሰለስተ ውልቀ ሰባት ተኣሲሮም

ብጉዳይ ምስቶም ኣብ ሲናይ ተጨውዮም ዘለዉ ኤርትራውያን ምስግጋር ገንዘብ ዝተጠርጠሩ ሰለስተ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ተፈሊጡ።    እቶም ክልተ ደቂ ተባዕትዮን ሓንቲ ጓለንስተይትን ኣብ ቀይዲ ቅድሚ ምእታዎም ፖሊስ ሽወደን [...]

ኣልጀዚራ መደባታ ክትቅይስ መምርሒ ተዋሂቡዋ

ኣልጀዚራ ንህዝባዊ ናዕብታት እትህቦ ዝነበረት ቆላሕታ ክትቕይስ ብኣሚር ቀጠር ሸሕ ሓማድ ከሊፋ ኣልታኒ መምርሒ ከምእተዋህባ፣ ንኣባላት እቲ ማዕከን ዜና ንዝነበሩ ጋዜጠኛታትን ሪፖርተራትን ብምጥቃስ ፕረስ ቲቪ ሓቢሩ።     ኣልጀዚራ፣ [...]

ኣብ ቤት ት. ሰላም ናይ ተቓውሞ ጽሑፋት ተራእዩ

ኣብ ከረን ቤት ትምህርቲ ሰላም፣ ኣብ መናድቕ ናይቲ ክፍልታት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ውልቀ መላኺ’ዩ ዝብል ብቛንቋታት ትግርኛ እንግሊዝኛን ብኩርሽ ተጻሒፉ ከምእተራእየ ናይ ዓይኒ መሰኻክር ንሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።     ቤት ትምህርቲ ሰላም [...]

ክልተ ኣሃዱታት ሰራዊት ኤርትራ ንሓድሕደን ተጋጭየን

ኣብ ከባቢ ሞልቂ ዝነበራ ክልተ ኣሃዱታት ሰራዊት ኤርትራ ብዓርቢ 16 ለካቲታ ከባቢ ሰዓት ኣርባዕተ ናይ ምሸት ንሓድሕደን ከምእተጋጨዋ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።     እቲ ንኣስታት ፍርቂ ሰዓት ዝጸንሐ ግጭት ጠንቑ ብልክዕ እኳ [...]

መ. ኤርትራ ሓገዝ ፒስ ኮርፕ ክቕበል ጀሚሩ

መንግስቲ ኤርትራ ምስ ስለያን ሲኣይኤ ናይ ኣመሪካን ምትሕሓዝ ኣለዎ ብዝብል ጥርጣረ፣ ኣቛሪጽዎ ዝጸንሐ ብፒስ ኮርፕ ዝፍለጥ ናይ መንእሰያት ወለንተኛታት ሓገዝ ክቕበል ጀሚሩ።     ፒስ ኮርፕ ካብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ [...]

ደሃይ ወላዲኤን ክሓታ ንዝመጻ ትሕቲ ዕድመ ህጻናት፣ ኤምባሲ ኤርትራ ፖሊስ ጸዊዑለን

ትሕቲ ዕድመ ደቁ ነቲ ብሰኣላይ ተጋዳላይ ዝፍለጥ ህቡብ ጋዜጠኛ ስዩም ጸሃየ፣ ኣቤ ስዮምን ቤሉላ ስዮምን ብዛዕባ ደሃይ እቲ ን12 ዓመታት ኣብ ዘይተፈልጠ ቦታ ተኣሲሩ ዝርከብ ኣብአን ንምሕታት ብሮቡዕ 13 ጥሪ ንኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ፈረ [...]
1 979 980 981 982 983 997 9810 / 9961