1 684 685 686 687 688 993 6860 / 9921
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ናብ ግብጺ ከካይዶ ዝወጠኖ ምብጻሕ ሰሪዙ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ናብ ግብጺ ከካይዶ ዝወጠኖ ምብጻሕ ሰሪዙ

Radio Erena: 30 May 2017 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኢብራሂም ጋንዶር፣ ኣብዚ ሰሙን'ዚ ናብ ግብጺ ከካይዶ ዝወጠኖ ምብጻሕ ከምዝሰረዘ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስተር ኣብ መግለጺኡ፣ ን31 ግንቦት ተመዲቡ ዝነበረ ዑደት ሚኒስተር [...]
ኢትዮጵያ፣ 40 ሽሕ ዜጋታታ ካብ ስዑዲ ንምውጻእ ትዳሎ

ኢትዮጵያ፣ 40 ሽሕ ዜጋታታ ካብ ስዑዲ ንምውጻእ ትዳሎ

Radio Erena: 30 May 2017 ኢትዮጵያ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ንዘይብሎም ዜጋታታ ካብ ስዑዲ ንምውጻእ 40 ሽሕ መውጽኢ ቪዛ ረኺባ ከምዘላ ማዕከን ዜና ኣፍሪካን ኒውስ ኣፍሊጡ። እታ ሃገር፣ ቅድሚ'ቲ ስዑዲ ዓረብ ወጻእተኛታት ብግዴ [...]
25 ግንቦት መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተዘኪሩ

25 ግንቦት መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተዘኪሩ

Radio Erena: 29 May 2017 25 ግንቦት፣ መዓልቲ ኣህጉር ኣፍርቃ ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ። ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራትን ዞባታትን ዝርከቡ ኣምባሳደራት ሓያሎ ሃገራት ዓለም፣ ነዚ ብምኽንያት ምምራት ውድብ ሓድነት ኣፍሪቃ ኣብ 25 ግ [...]
ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን ይተፋነና

ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን ይተፋነና

Radio Erena: 29 May 2017 ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን ኣብ ዲፕሎማስያዊ ምትፍናን ከምዝርከባ ይግለጽ ኣሎ። እዚ ዝተገልጸ፣ ኣሚር ቀጠር ሸኽ ታሚም ሓማድ ቢን ኣል ታኒ፣ ብ23 ግንቦት ኣብ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ምምራቕ ወትሃደራዊ [...]
ሱዳናውያን ሓረስቶት፣ መሬትና ብኢትዮጵያውያን ተወሪሩ ይብሉ

ሱዳናውያን ሓረስቶት፣ መሬትና ብኢትዮጵያውያን ተወሪሩ ይብሉ

Radio Erena: 29 May 2017 ኣብ ዞባ ገዳርፍ፣ ከባቢ ኤል ፋሻጋ ዝርከቡ ሱዳናውያን ሓረስቶት፣ ሰፊሕ ናይ ሕርሻ መሬቶም ብኢትዮጵያውያን ተወርሩ ምህላዉ ገሊጾም። ማዕከን ዜና ሚድል ኢስት ሞኒተር ብዘቕረቦ ሓበሬታ መሰረት፣ እቶ [...]
ጅቡቲ፣ ሓድሽ ወደብ ዶራለ ኣገልግሎት ክጅምር’ዩ

ጅቡቲ፣ ሓድሽ ወደብ ዶራለ ኣገልግሎት ክጅምር’ዩ

Radio Erena: Radio Erena: 26 May 2017 ኣብ ጅቡቲ፣ ብቻይና ክህነጽ ዝጸንሐ ሓድሽ ውደብ ዶራለ ብ24 ግንቦት ተመሪቑ ንኣገልግሎት ድሉው ከምዝኾነ ኣገልግሎት ዜና ሺንሁዋ ሓቢሩ። ኣብቲ ብሮቡዕ 24 ግንቦት ዝተኻየደ ና [...]
“ግብጺ፣ ኣንጻር ሱዳን ትኣልሞ ውዲት የብላን፣” ፕረዚደንት ኣል ሲሲ

“ግብጺ፣ ኣንጻር ሱዳን ትኣልሞ ውዲት የብላን፣” ፕረዚደንት ኣል ሲሲ

Radio Erena: Radio Erena: 26 May 2017 ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ፣ ሃገሩ ኣንጻር ሱዳን ትኣልሞ ውድት ከምዘይብላ ገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ብኣጋጣሚ'ቲ ምስ ቻንስለር ኦስትርያ ክርስትያን ከረን፣ ብሮቡዕ 2 [...]
ፍሉያት ሓይልታት ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ የመን ወትሃደራዊ ስርሒት ኣካይዶም

ፍሉያት ሓይልታት ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ የመን ወትሃደራዊ ስርሒት ኣካይዶም

Radio Erena: 25 May 2017 ፍሉያት ሓይልታት ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ የመን ወትሃደራዊ ስርሒት ከምዘካየዱ ክፍሊ ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ክፍሊ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እቶም ፍሉያት ሓይልታት፣ኣብ የመን ኣብ ዝርከብ መዓስከ [...]
ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ነበረ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ኮይኑ

ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ነበረ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ኮይኑ

Radio Erena: 25 May 2017 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ነበረ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ኮይኑ ተመሪጹ። እቲ ኣቐዲሙ'ውን ሚኒስተር ጥዕና እታ ሃገር ዝነበረ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፣ 186 [...]
ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ፣ መበል 26 ዓመት ናጽነት ይጽምብል

ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ፣ መበል 26 ዓመት ናጽነት ይጽምብል

Radio Erena: 24 May 2017  ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ፣ ንመበል 26 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ብዝተፈላለየ መደባት ይጽምብል ኣሎ። እቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝነብር ህዝቢ ከም ናይ ወትሩ ንመዓልቲ ናጽነት በብኸ [...]
1 684 685 686 687 688 993 6860 / 9921