1 685 686 687 688 689 993 6870 / 9921
ን11 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ኣቡነ እንጠንዮስ ብጽኑዕ ሓሚሞም፣ ህግደፍ ዘይሕጋዊ ፓትርያርክ ንምሻም ይሸባሸብ

ን11 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ኣቡነ እንጠንዮስ ብጽኑዕ ሓሚሞም፣ ህግደፍ ዘይሕጋዊ ፓትርያርክ ንምሻም ይሸባሸብ

Radio Erena: 23 May 2017 ንኣስታት 11 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤት ክርስትያን ኤርትራ ብጹእ ዎ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ብጽኑዕ ሓሚሞም ከምለዉ ተሓቢሩ። ንምትእትታው ህግደፍ ኣብ ቤተ ክርስት [...]
ኣብ ቻይና፣ ከተማ ቻንግቹን ኣብ ዝተኻየደ፣ ኣህጉራዊ ቅድድም ጉያ እግሪ ማራቶን፣ ኤርትራዊ ዑቕባይ ገብረትንሳኤ ቀዳማይ ተዓዊቱ

ኣብ ቻይና፣ ከተማ ቻንግቹን ኣብ ዝተኻየደ፣ ኣህጉራዊ ቅድድም ጉያ እግሪ ማራቶን፣ ኤርትራዊ ዑቕባይ ገብረትንሳኤ ቀዳማይ ተዓዊቱ

Radio Erena: 23 May 2017 ኣብ ቻይና፣ ከተማ ቻንግቹን ኣብ ዝተኻየደ፣ ኣህጉራዊ ቅድድም ጉያ እግሪ ማራቶን፣ ኤርትራዊ ዑቕባይ ገብረትንሳኤ ቀዳማይ ብምዃን ከምዝተዓወተ ኣገልግሎት ዜና ቻይና፣ ሺንሁዋ ሓቢሩ። ኣብቲ ብሰንበት [...]
“ምስ ግብጺ ንዘሎና ዶባዊ ምስሕሓብ ብኵናት ክንፈትሖ ኣይንደልን፣” ፕረዚደንት ኣል በሽር

“ምስ ግብጺ ንዘሎና ዶባዊ ምስሕሓብ ብኵናት ክንፈትሖ ኣይንደልን፣” ፕረዚደንት ኣል በሽር

Radio Erena: 23 May 2017 ምስ ግብጺ ንዘሎና ዶባዊ ምስሕሓብ ብኵናት ክንፈትሖ ኣይንደልን ኢና ክብል ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዝገለጸ፣ ካብ 14 ክሳብ 15 ግንቦት፣ ኣብ ቀጠር ኣብ [...]

Asmara and towns in the vicinity face shortage of drinking water

Radio Erena: 24 May 2017        Resident of the Eritrean capital – Asmara and surrounding towns are concerned by the shortage of drinking water, repo [...]
ERITREAN Government National Security Forces Arrested an 85-year-old man in the Sub-zone of Adi Khuala

ERITREAN Government National Security Forces Arrested an 85-year-old man in the Sub-zone of Adi Khuala

Radio Erena: 23 May 2017             National Security forces of the Eritrean government have reportedly arrested an 85-year-old man and 10 other eld [...]
“ንሓደ በርሚል ማይ ክሳብ 50 ናቕፋ ይሽየጥ ኣሎ፣” ፕረዚደንት ኢሳይያስ

“ንሓደ በርሚል ማይ ክሳብ 50 ናቕፋ ይሽየጥ ኣሎ፣” ፕረዚደንት ኢሳይያስ

Radio Erena: 22 May 2017 ኣብ ኣስመራን ከባቢኣን፣ ዋሕዲ ዝስተ ማይ ግኑን ኮይንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ብቦጣት ኣብ ዝዕድል ዘሎ ማይ ንሓደ በርሚል ማይ ክሳብ 50 ናቕፋ ይሽየጥ ምህላዉ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣረጋጊጹ። [...]
ፈላሚ ዑደቱ ብስዑዲ ዝጀመረ ፕረዚደንት ትራምፕ፣ ምስ ሓያሎ መራሕቲ ሃገራት ዓረብ ተዘራሪቡ፣ ናብ ዮርሳሌም ኣምሪሑ

ፈላሚ ዑደቱ ብስዑዲ ዝጀመረ ፕረዚደንት ትራምፕ፣ ምስ ሓያሎ መራሕቲ ሃገራት ዓረብ ተዘራሪቡ፣ ናብ ዮርሳሌም ኣምሪሑ

Radio Erena: 22 May 2017 ኣብ ወርሒ ጥሩ ኣብ ስልጣን ካብ ዝመጽእ ፈላሚ ዑደቱ ብስዑዲ ዓረብ ዝጀመረ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራም፣ ኣብ ሪያድ ምስ ዝተዓደሙ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሃገራት ዓረብ ዘትዩ። ኣብ ስዑዲ ዓረብ ደ [...]
“ኤርትራ ኣብ ልዕሊኣ  ዝተነብረ እገዳ ንኽልዓል፣ ገና ዘይተማልአ ኩነታት ኣሎ፣” ኣምባሳደር ብሪጣንያ

“ኤርትራ ኣብ ልዕሊኣ ዝተነብረ እገዳ ንኽልዓል፣ ገና ዘይተማልአ ኩነታት ኣሎ፣” ኣምባሳደር ብሪጣንያ

Radio Erena: 19 May 2017 ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ንኽልዓል፣ ገና ዘይተማልአ ኩነታት ከምዘሎ ቀዋሚ ወኪል ብሪጣንያ ኣብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣምባሳደር ማቲው ራይክሮፍ ምግላጹ ማዕከን ዜና ኢንረ ፕረስ ቲቪ [...]
ፈረንሳ፣ ካብ 22 ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራት እተን 11 ደቂንስትዮ ኮይነን

ፈረንሳ፣ ካብ 22 ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራት እተን 11 ደቂንስትዮ ኮይነን

Radio Erena: 19 May 2017 ሓድሽ ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ስልጣን ድሕሪ ምምጽኡ ኣብ ዝቖመ ሓድሽ መንግስቲ፣ ፍርቂ ካብ ብዝሒ ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራት እታ ሃገር ደቂንስትዮ ኮይነን። ወዲ 39 ዓመት ፕረዚደን [...]
ኢትዮጵያ፣ ስምምዕ ናይል ዘዋስነን ሃገራት ክመሓየሽ ብግብጺ ንዝቐረበ እማመ ነጺጋ

ኢትዮጵያ፣ ስምምዕ ናይል ዘዋስነን ሃገራት ክመሓየሽ ብግብጺ ንዝቐረበ እማመ ነጺጋ

Radio Erena: 19 May 2017 ኢትዮጵያ፣ ተበግሶ ናይተን ወሓይዘን ናብ ናይል ዝፈስስ ሃገራት ስምምዕ ክመሓየሽ ብግብጺ ንዝቐረበ እማመ ነጺጋ። እታ ሃገር ነዚ እማመ ከምዝነጸገት ዝግለጽ ዘሎ፣ ክኢላታት ኢትዮጵያ፣ ግብጽን ሱዳንን [...]
1 685 686 687 688 689 993 6870 / 9921