1 683 684 685 686 687 989 6850 / 9888
ኤውሮጳ፣ ኣንጻር ኣኼባታት ህግደፍ ተቓውሞታት ይቕጽል

ኤውሮጳ፣ ኣንጻር ኣኼባታት ህግደፍ ተቓውሞታት ይቕጽል

Radio Erena: 17 May 2017 ከም መቐጸልታ ናይቲ ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ኣንጻር ኣኼባታት ህግደፍ ዘካይድዎ ዘለዉ ተቓውሞታት፣ ኣብ ጀርመን ከተማ ከለን'ውን ዝነብሩ ኤርትራውያን'ውን ብሰንበት 14 ግንቦት ተመሳሳሊ ተቓውሞ [...]
ብሰንኪ ክፍሊት ኣድማ ከካየድ ዝቐነየ ሰራዊት ኣይቮሪኮስት ምስ መንግስቲ ኣብ ስምምዕ በጺሑ

ብሰንኪ ክፍሊት ኣድማ ከካየድ ዝቐነየ ሰራዊት ኣይቮሪኮስት ምስ መንግስቲ ኣብ ስምምዕ በጺሑ

Radio Erena: 17 May 2017 ብሰንኪ ክፍሊት ኣድማን ናዕብን ከከይድ ዝቐነየ ሰራዊት ኣይቮሪኮስት ምስ መንግስቲ ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሐ ይግለጽ ኣሎ። እቲ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ዝግለጽ ዘሎ፣ እቲ ኣብ ከተማ ቦዋከ ዝጀመረ ኣድማ [...]
ሓደ ካብ ዓበይቲ መዓስከራት ስደተኛታት ኢጣልያ ብጉጅለ ማፍያ ክመሓደር ምጽንሑ ተሓቢሩ

ሓደ ካብ ዓበይቲ መዓስከራት ስደተኛታት ኢጣልያ ብጉጅለ ማፍያ ክመሓደር ምጽንሑ ተሓቢሩ

Radio Erena: 17 May 2017 ሓደ ካብ ዓበይቲ መዓስከራት ስደተኛታት ኢጣልያ ብማጉጅለ ማፍያ ክመሓደር ምጽንሑ ፖሊስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ፖሊስ ኢጣል ብሰኑይ 15 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ኣብ ካላብርያ፣ ኢዞላ ዲ ካፖ ሪዙ [...]

تنسيق مصري ارتري مشترك في المجالات العسكرية والأمنية

في ختام الزيارة التي قام بها وزير الخارجية عثمان صالح ومسئول الشئون السياسية للجبهة الشعبية يماني قبرآب للقاهرة في السادس من الشهر الجاري قال وزير الخ [...]

إفشال مهرجان وتجمع الجبهة الشعبية في المانيا

أفادت مصادر إذاعة إرينا من مدينة شتوتغارت الالمانية بأن ناشطين مناهضين لممارسات الحكومة الارترية قاموا بإفشال التجمع الذي كانت تنوي الجبهة الشعبية الق [...]
ኮሚተ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ሶማልን ክዝቲ’ዩ

ኮሚተ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ሶማልን ክዝቲ’ዩ

Radio Erena: 16 May 2017 ኮሚተ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ሶማልን ክዝቲ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚተ ኣብቲ ጽባሕ ሮቡዕ 17 ግንቦት ኣብ ሰዓታት ቅድሚ ቀትሪ ዘካይዶ ዘተ፣ ብዛዕባ'ቲ ኤርትራ ካብ [...]
ሱዳንን ግብጽን ኣብ ጉዳይ ምንቅስቓስ ዜጋታተን ሓድሽ ስምምዕ ከቲመን

ሱዳንን ግብጽን ኣብ ጉዳይ ምንቅስቓስ ዜጋታተን ሓድሽ ስምምዕ ከቲመን

Radio Erena: 16 May 2017 ብጉዳይ ምንቅስቓስ ዜጋታተን ክሰሓሓባ ዝጸንሓ ሱዳንን ግብጽን ሓድሽ ስምምዕ ከምዝኸተማ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሓቢሩ። ሱዳንን ግብጽን ኣብ ስምምዕ ክበጽሓ ዝኸኣላ፣ ወከልቲን ኮሚተ ቆንስልን [...]
ሰብ ሞያ ሕክምና ግብጽን ጀርመንን ኣብ መዳይ ጥዕና ኤርትራ ሓገዞም የበርክቱ

ሰብ ሞያ ሕክምና ግብጽን ጀርመንን ኣብ መዳይ ጥዕና ኤርትራ ሓገዞም የበርክቱ

Radio Erena: 15 May 2017 ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ግብጽን ዝተበጽሐ ኣብ ሓያሎ ጽላታት ዘተኮረ ናይ ምትሕግጋዝ ስምምዕ፣ ሓካይም ዓይኒ ግብጺ ኣብ ኤርትራ ናይ ሓደ ሰሙን ናጻ ኣገልግሎት ከምዝሃቡ ኣምባሳደር [...]
ሰራዊት ኣይቮሪኮስት ብሰንኪ ክፍሊት ኣድማ የካይድ

ሰራዊት ኣይቮሪኮስት ብሰንኪ ክፍሊት ኣድማ የካይድ

Radio Erena: 15 May 2017 ገለ ክፋል ሰራዊት ኣይቮሪኮስት፣ መንግስቲ ዝተመባጽዓሉ መጠን ገንዘብ ክኽፈሎ ብምጥላብ ኣድማ የካይድ ኣሎ። እቲ ኣድማ ዘካይድ ዘሎ ሰራዊት ኣይቮሪኮስት፣ ድሕሪ ርእሰ ከተማ ኣቢጃን፣ ብዕብየታ ኣብ [...]
የመን፣ ሕማም ሸሮኽ 115 ሰባት ቀቲሉ

የመን፣ ሕማም ሸሮኽ 115 ሰባት ቀቲሉ

Radio Erena: 15 May 2017 ኣብ የመን ንኻልኣይ እዋኑ ኣብ ዝተኸስተ ሕማም ሸሮኽ ብውሕዱ 115 ሰባት ከምዝቐተለ ንጸብጻብ ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። በቲ ሕማም ዝተጠቕዑ ልዕሊ 8 ሽሕ ሰ [...]
1 683 684 685 686 687 989 6850 / 9888