1 682 683 684 685 686 993 6840 / 9921
ሬድዮ ኤረና ፍሉይ ሽልማት ሜድያ ሓንቲ ዓለም 2017 ተዓዊታ

ሬድዮ ኤረና ፍሉይ ሽልማት ሜድያ ሓንቲ ዓለም 2017 ተዓዊታ

Radio Erena: 07 June 2017 ሬድዮ ኤረና፣ ፍሉይ ሽልማት ሜድያ ሓንቲ ዓለም (One World Media, special award 2017) ተዓዊታ። ኣብቲ ትማሊ ሰሉስ 6 ሰነ፣ ኣብ ሰዓታት ናይ ምሸት፣ ኣብ ለንደን፣ ባፍታ ዝተ [...]
ኢትዮጵያ፣ ምቑራጽ ኣገልግሎት ኢንተርነት ኣብ ንግዳዊ ምንቕስቓስ ጸቕጢ ከምዝፈጠረ  ተሓቢሩ

ኢትዮጵያ፣ ምቑራጽ ኣገልግሎት ኢንተርነት ኣብ ንግዳዊ ምንቕስቓስ ጸቕጢ ከምዝፈጠረ ተሓቢሩ

Radio Erena: 07 June 2017 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ዓመት ኣብ ዘይመልእ ግዜ ንኻልኣይ እዋኑ ዝተራእየ ስሩዕ ምቑራጽ ኣገልግሎት ኢንተርነት ኣብ ንግዳዊ ምንቕስቓስ እታ ሃገር ጸቕጢ ከምዝፈጠረ ጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢ [...]
ኩዌት፣ ምስሕሓብ ስዑዲ ዓረብን ቀጠረን ንምሽምጋል ተበግሶ ትወስድ

ኩዌት፣ ምስሕሓብ ስዑዲ ዓረብን ቀጠረን ንምሽምጋል ተበግሶ ትወስድ

Radio Erena: 06 June 2017 ኩዌት፣ ኣብ መንጎ ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን ተፈጢሩ ንዘሎ ምስሕሓብ ንምሽምጋል ተበግሶ ከምዝወሰደት ኣፍሊጣ። ኣሚር እታ ሃገር ሸኽ ሳባሕ ኣል ኣሕመድ ኣል ጃብር ኣል ሳባሕ፣ ንክልትኤን ሃገራት ንዘሰ [...]
ኤርትራውያን ኣውፈርቲ ኣብ ኬንያ ልዕሊ 4.3 ሚልዮን ዶላር ዝዋግኡ ዘመናዊ ሆቴል ክሃንጹ’ዮም

ኤርትራውያን ኣውፈርቲ ኣብ ኬንያ ልዕሊ 4.3 ሚልዮን ዶላር ዝዋግኡ ዘመናዊ ሆቴል ክሃንጹ’ዮም

Radio Erena: 05 June 2017 ኤርትራውያን ኣውፈርቲ፣ ኣብ ኬንያ ከተማ ናይሮቢ፣ ልዕሊ 4.3 ሚልዮን ዶላር ዝዋግኡ ዘመናዊ ሆቴል ይሃንጹ ከምዘለዉ ማዕከን ዜና እታ ሃገር ደይሊ ኔሽን ሓቢሩ። እቲ ማዕከን ዜና ብዘቕረቦ ሓበሬታ [...]
ስዑዲን ሕቡራት ኢማራትን ዝርከብአን ሽዱሽተ ሃገራት ዓረብ ምስ ቀጠር ዝነበረን ዝምድና ኣደስኪለን

ስዑዲን ሕቡራት ኢማራትን ዝርከብአን ሽዱሽተ ሃገራት ዓረብ ምስ ቀጠር ዝነበረን ዝምድና ኣደስኪለን

Radio Erena: 05 June 2017 ስዑዲ ዓረብ፣ ሕቡራት ኢማራት፣ ግብጺ፣ ባሕሬን፣ የመንን ሊብያን ምስ ቀጠር ዝነበረን ዝምድና ከምዘደስከላ ይግለጽ ኣሎ። እዘን ሃገራት ምስ ቀጠር ዝነበረን ዝምድና ዘደስክላ ዘለዋ፣ ድሕሪ'ቲ ዝሓለ [...]
ብሓደ ግድሱ ዜጋ ንሓያሎ ዓመታት ተሰኒዱ ዝጸንሐ ናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ኤርትራ ንሬድዮ ኤረና ተረኪቡ

ብሓደ ግድሱ ዜጋ ንሓያሎ ዓመታት ተሰኒዱ ዝጸንሐ ናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ኤርትራ ንሬድዮ ኤረና ተረኪቡ

Radio Erena: 05 June 2017 ናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ቅድሚ ምእጋደን፣ ንሓያሎ ዓመታት ሰኒዱወን ዝጸንሐ ግዱስ ዜጋ ብቀዳም 3 ሰነ ንሬድዮ ኤረና ተረኪቡ። እቲ ግዱስ ኤርትራዊ ዜጋ፣ ነቲ ናይ ኣስታት ሓደ ዓመት ዝኸውን ሕታማት ና [...]
ርክብ ሰበ ስልጣን ሱዳንን ግብጽን ብዘይ ስምምዕ ተዛዚሙ

ርክብ ሰበ ስልጣን ሱዳንን ግብጽን ብዘይ ስምምዕ ተዛዚሙ

Radio Erena: 05 June 2017 ኣብ ግብጺ ምብጻሕ ዝፈጸመ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኢብራሂም ጋንዶር፣ ብግብጺ ንዝቐረበሉ እማመ ስምምዕ ዶብ ከምዝነጸጎ ተሓቢሩ። እቲ ሚኒስተር፣ ካብ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር [...]
መራሕቲ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ኣብ የመን ንዝካየድ ዘሎ ኵናት ገምጊሞም

መራሕቲ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ኣብ የመን ንዝካየድ ዘሎ ኵናት ገምጊሞም

Radio Erena: 05 June 2017 ንጉስ ሳልማን ናይ ስዑዲ ዓረብን ወራሽ ዓራት ኣቡ ዳቢን ምክትል ኣዛዚ ሰራዊት ሕቡራት ኢማራትን ሸሕ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናይሃንን፣ ብዛዕባ ህልዉ ኩነታት ናይቲ ኣብ የመን ዘካይድዎ ዘለዉ ወት [...]
ኣብ ኤርትራ ዝሰልጠኑ ኣስታት 200 የመናውያን ወትሃደራት የመን፣ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ናብ ከተማ ዓደን ከምዝተዋፈሩ ተሓቢሩ

ኣብ ኤርትራ ዝሰልጠኑ ኣስታት 200 የመናውያን ወትሃደራት የመን፣ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ናብ ከተማ ዓደን ከምዝተዋፈሩ ተሓቢሩ

Radio Erena: 04 June 2017 ኣብ ኤርትራ ክስልጣኑ ዝኣስታት 200 የመናውያን ወትሃደራት፣ ኣብዚ ሰሙን'ዚ ናብ ከተማ ዓደን ከምዝተዋፈሩ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ንኣስታት ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ከባቢ ኣፋምቦ ስል [...]
ሕማም ሸሮኽ ናብ ከተማ ካርቱም ከምዘስፋሕፍሐ ተገሊጹ

ሕማም ሸሮኽ ናብ ከተማ ካርቱም ከምዘስፋሕፍሐ ተገሊጹ

Radio Erena: 04 June 2017 ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ምብራቕ ሱዳን ክርአ ዝጸንሐ ሕማም ሸሮኽ፣ ናብ ከተማ ካርቱም'ውን ከምዘስፋሕፍሐ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ኣረጋጊጾም። ኣብ ካርቱም፣ በቲ ሕማም ኣማኢት ሰባት ተጠቒዖም ከምዘለውን ብው [...]
1 682 683 684 685 686 993 6840 / 9921