Category: News

1 801 802 803 804 805 911 8030 / 9110
ኣብ ብሪጣንያ ዝነብሩ ሓደ ሓደ ኣባላት ማሕበረ ኮም ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ክሲ መስሪቶም

ኣብ ብሪጣንያ ዝነብሩ ሓደ ሓደ ኣባላት ማሕበረ ኮም ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ክሲ መስሪቶም

Radio Erena: 05 March 2015 ኣብ ብሪጣንያ ዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብታ ሃገር ካብ ዝነብሩ ዜጋታት ዘይሕጋዊ ክልተ ካብ ሚእቲ ምእካብ ይቕጽሎ ብምህላዉ፣ ሓደ ሓደ ኣባላት ማሕበረ ኮም ኤርትራ ክሲ መስሪቶም። እቶም ኤርትራው [...]
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን እገዳ ክትግበር ወሲኑ

ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን እገዳ ክትግበር ወሲኑ

Radio Erena: 05 March 2015 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን እገዳ ንምግባር ውሳነ ኣሕሊፉ። እቲ ባይቶ ብሰሉስ ኣብ ዘሕለፎ ውሳኔ፣ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን እገዳ ክንበር ዝብል ሓሳብ ብምሉእ ድምጺ እኳ [...]
ርእሰ ከተማ የመን፣ ናብ ዓደን ክሰጋገር ከምዝኽእል ተሓቢሩ

ርእሰ ከተማ የመን፣ ናብ ዓደን ክሰጋገር ከምዝኽእል ተሓቢሩ

Radio Erena: 05 March 2015 ርእሰ ከተማ የመን ናብ ዓደን ክትሰጋገር ከምእትኽእል ይግለጽ ኣሎ። ኣብ ሰንዓ ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ዝነበረ ፕረዚደንት የመን ዓብደሮቦ መንሱር ሓዲ፣ ናብ ዓደን ድሕሪ ምግዕዙ፣ ኣብታ ከተማ ማእ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ሕጂ’ውን ኣብ ዓድታት ዞባ ማእከል መንበሪ ኣባይቲ ምፍራስ ይቕጽሎ ኣሎ

መንግስቲ ኤርትራ ሕጂ’ውን ኣብ ዓድታት ዞባ ማእከል መንበሪ ኣባይቲ ምፍራስ ይቕጽሎ ኣሎ

Radio Erena : 04 March 2015 መንግስቲ ኤርትራ ትማሊ ሰሉስ 3 መጋቢት ኣብ ዳዕሮ ጳውሎስ ሓያሎ መንበሪ ኣባይቲ ከምዘፍረሰ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ መንግስቲ ኣቐዲሙ’ውን ብ17 ለካቲት ኣብ ጸሎት ብተመሳሳሊ ኣገ [...]
ካብ ኤርትራ ናብ ሱዳን ዝሰገሩ ቁጽሮም ዘይተፈልጠ መንእሰያት ኣብዚ ሳልስቲ’ዚ ከምዝተጨዩ ይግለጽ ኣሎ

ካብ ኤርትራ ናብ ሱዳን ዝሰገሩ ቁጽሮም ዘይተፈልጠ መንእሰያት ኣብዚ ሳልስቲ’ዚ ከምዝተጨዩ ይግለጽ ኣሎ

Radio Erena : 04 March 2015 ካብ ኤርትራ ናብ ሱዳን ዝሰገሩ ቁጽሮም ብልክዕ ዘይተፈልጠ መንእሰያት፣ ናብ ከተማ ካርቱም እናምርሑ ከምዝተጨውዩ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም ኤርትራውያን ሱዳን ድሕሪ ምእታዎም ካብ ሸ [...]
ኣብ ገማግም ኤርትራን ሱዳንን ተርእዮ ናይ በረኻ ኣንበጣ ኣሻቓሊ ምዃኑ ውድብ መግቢ ዓለም ኣጠንቒቑ

ኣብ ገማግም ኤርትራን ሱዳንን ተርእዮ ናይ በረኻ ኣንበጣ ኣሻቓሊ ምዃኑ ውድብ መግቢ ዓለም ኣጠንቒቑ

Radio Erena : 04 March 2015 ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራን ሱዳንን ኣብ ዝርከብ ከባቢታት ተርእዮ ናይ በረኻ ኣንበጣ ምህላዉ ውድብ መግቢ ዓለም- FAO ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ዘውጽኦ መ [...]
ፕረዚደንት ናሚብያ ኣብነታዊ መራሒ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተባሂሉ ተሸሊሙ

ፕረዚደንት ናሚብያ ኣብነታዊ መራሒ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተባሂሉ ተሸሊሙ

Radio Erena: 03 March 2015 ብደሞክራስያዊ ምርጫ ናብ ስልጣን ዝመጸ ፕረዚደንት ናሚብያ ሂፊከፑንየ ፖሃምባ ስልጣኑ ብምርጫ ንዝመጸ ካልእ መራሒ ክገድፍ ምውሳኑ ኣብነታዊ ደሞክራስያዊ መራሒ ተባሂሉ ሓሙሽተ ሚልዮን ዶላር ተሸሊ [...]
መራሕቲ ግብጽን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ጉዳይ የመን ዘትዮም

መራሕቲ ግብጽን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ጉዳይ የመን ዘትዮም

Radio Erena: 03 March 2015 ስዑዲ ዓረብን ግብጽን ኣብ ጉዳይ የመንን ጸጥታ ቀይሕ ባሕርን ዘትየን። ብሰንበት 1 መጋቢት ናብ ስዑዲ ዓረብ ዘምርሐ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ ምስ ንጉስ ሳልማን ካልኦት ሰበ ስልጣን [...]
ብሪጣንያ ንስደተኛታት መዓልታዊ እትግበሮ ዘላ ወጻኢታት ልዕሊ 726 ሽሕ ፓውንድ በጺሑ

ብሪጣንያ ንስደተኛታት መዓልታዊ እትግበሮ ዘላ ወጻኢታት ልዕሊ 726 ሽሕ ፓውንድ በጺሑ

Radio Erena: 03 March 2015 ብሪጣንያ ንስደተኛታት መዓልታዊ 726 ሽሕ ፓውን ወጻኢ ትገብር ምህላዋ ካብ ቤት ጽሕፈት ስደተኛታትን ኢምግሬሽንን እታ ሃገር ዝወጸ ሓበሬታ ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ኤክስፕረስ ገሊጹ። ብመሰረት እቲ [...]
ሃገራዊ ኮርፐረሽን ዕደና ኤርትራ ብዘይፍሉጥ ካፒታል ከምዝንቀሳቀስን ኣብ ኣሰራርሕኡ ግሉጽነት ከምዘየለን ተሓቢሩ

ሃገራዊ ኮርፐረሽን ዕደና ኤርትራ ብዘይፍሉጥ ካፒታል ከምዝንቀሳቀስን ኣብ ኣሰራርሕኡ ግሉጽነት ከምዘየለን ተሓቢሩ

Radio Erena: 02 March 2015 ኤርትራ ኣብ ዕደና ዓቢ ቆላሕታ ረኺበን ካብ ዘለዋ ሃገራት ኣፍሪቃ እኳ እንተኾነት፣ ኣብ ምሕደራ ይኹን ኣብ ኣተሓሕዛ ኣታውን ወጻእን ናይቲ ናይ ዕደና ፕሮጀክታት ግሉጽነት ብዘይምህላዉ ግና ካብ [...]
1 801 802 803 804 805 911 8030 / 9110