Category: News
ማሕበር ሃገራት ዓረብ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራን ጅቡትን ዘትዩ
Radio Erena: 10 March 2015 ኣብ ካይሮ ዝተጋብአ ኣኼባ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ማሕበር ሃገራት ዓረብ፣ ጉዳይ ኤርትራን ጅቡትን መፍትሒ ንምርካብ ዘትይሉ። እቲ ትማሊ ሰሉስ 9 መጋቢት ኣብ ግብጺ ከተማ ካይሮ ኣብ ዝርከብ ቀ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ዓለም እታ ዝበዝሐ ኣጽዋር እትሽምት ሃገር’ያ ተባሂላ
Radio Erena: 10 March 2015 ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ዓለም እታ ዝበዝሐ ኣጽዋር እትሽምት ዘላ ሃገር ምዃና ተገሊጹ። እዚ ትማሊ ዝተዘርግሐ ሓድሽ ኣህጉራዊ መጽናዕቲ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ ብደረጃ ዓለም 64.4 ቢልዮን ዶላር ናብ ሸመተ [...]
ዘተ ሰላም ደቡብ ሱዳን ሕጂ’ውን ፈሺሉ
Radio Erena: 10 March 2015 ተስፋ ዝተነብረሉ ዘተ ሰላም ደቡብ ሱዳን ፈሺሉ። ምፍሻል ናይቲ ዘተ ሰላም ነታ ሃገር ናብ ምሉእ ኵናት ከይሸማ ተሰጊኡ ምህላዉ'ውን ማዕከናት ዜና ይገልጻ። ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ባንኪ ሙን [...]
ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ ኣብ ውሽጢ’ዚ ሓሙሽተ ዓመታት 72 ሚልዮን ዶላር ኣብ ጽላት ትምህርቲ ኤርትራ ሓገዝ ከምዘበርከተ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 09 March 2015 ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ሞያዊን ቴክኒካውን ስልጠና ዝውዕል 19 ሚልዮን ዶላር ንመንግስቲ ኤርትራ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። እቲ 10.7 ሚልዮን ዶላር ብልቃሕ ዝተዋህበ ክኸውን እንከሎ፣ እቲ 8.3 [...]
ብሚኒስተር ምክልኻል ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ፈረንሳ ኣብ ጅቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ክፍጽም’ዩ
Radio Erena: 09 March 2015 ሚኒስተር ምክልኻል ዦን ኢቭ ለ ድራ ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ፈረንሳ ኣብ ጅቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ክፍጽም'ዩ። ዕላማ ዑደት እቲ ብሚኒስተር ምክልኻል ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መን [...]
ደምበ ተቓውሞ ኣብ ሽኩሹኳ
Radio Erena: 06 March 2015 ሕንቅልሕንቅሊተይ...? ዝበዝሐ ፖለቲካውያን ሰልፍታት ወይ ውድባት ዘለዋ ሃገር ፍለጡለይ? ኣብ ብዝሒ ህዝቢ ተሞርኪስኩም ግምታት ክትህቡ ምስትፍትኑ ናብ ውጹእ ጌጋ ከምርሓ [...]
ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ ሓያሎ ነበርቲ ዓዲ ቀይሕ ቀይዶም
Radio Erena : 06 March 2015 ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ ሓያሎ ነበርቲ ከተማ ዓዲ ቀይሕ ኣብ ቀይዲ የእትዎም። ኣቐዲሞም’ውን ነቲ ኣብታ ከተማ ብዶዞራት ዝካየድ ዝነበረ መንበሪ ኣባይቲ ናይ ምፍራስ መስርሕ ህዝቢ ዘካየዶ [...]
ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንሸሞንተ መጋቢት ብዝተፈላለየ ኣገባባት ይዝክራ
Radio Erena : 06 March 2015 ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝርከባ ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ፣ ንሸሞንተ መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደዊንስትዮ ብዝተፈላለየ ኣገባብ ይዝክራኣ ኣለዋ። መብዛሕተን እዘን ኣብ ስደት ዝነብራ [...]
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ብዛዕባ ጉዳይ የመንን ኢራንን ንምዝርራብ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣትዩ
Radio Erena : 06 March 2015 ጸሓፉ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ጆን ኬሪ ብዛዕባ ኩነታት የመንን ኢራንን ንምዝርራብ ትማሊ ሓሙስ 5 መጋቢት ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣትዩ። እቲ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ኣመሪካ፣ ኣብዚ ናይ ስዑዲ ዓረብ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዓዲ ቀይሕ 20 ኣባይቲ ኣፍሪሱ፣ ንምፍራስ እቲ ኣባይቲ ዝተቓወሙ ሓያሎ ነበርቲ እታ ከተማ ብጥይት ኣቝሲሉ
Radio Erena: 05 March 2015 መንግስቲ ኤርትራ ምፍራስ ኣባይቲ ብዝልዓለ መልክዑ ኣብ ዝደፍኣሉ ዘሎ ግዜ፣ ሎሚ ሓሙስ 5 መጋቢት'ውን ኣብ ዓዲ ቀይሕ ብተመሳሳሊ ኣገባብ ኣባይቲ ንምፍራስ ኣብ ዝተበገሰሉ ነበርቲ እቲ ከባቢ ብት [...]