Category: ዜና ኤርትራ

1 5 6 7 8 9 592 70 / 5916
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA:- Sunday, 25 February 2024 Radio Erena · ሰንበት 25 ለካቲት 2024   [...]
ኤርትራ፣ ”ብዓይነቱ ፍሉይ” ዝተባህለ ዋዕላ ጸባ ተኻይዱ

ኤርትራ፣ ”ብዓይነቱ ፍሉይ” ዝተባህለ ዋዕላ ጸባ ተኻይዱ

RADIO ERENA:- Friday, 23 February 2024 ኣብቲ ዋዕላ ሚኒስተር ሕርሻ ኣረፋይነ በርሀ፣ ኣብ ኤርትራ ዛጊት ውሕስነት ጸባን ውጽኢቱን ክረጋገጽ ከምዘይከኣለ ኣረዲኡ። እዚ ብዓይነቱ ናይ ፈለማ ከም ዝኾነ ዝ [...]
ሩስያ፣ 200 ሽሕ ሜትሪክ ቶን እኽሊ ናብ ኤርትራ ትርከበን 6 ሃገራት ኣፍሪቃ ተባጺሑ

ሩስያ፣ 200 ሽሕ ሜትሪክ ቶን እኽሊ ናብ ኤርትራ ትርከበን 6 ሃገራት ኣፍሪቃ ተባጺሑ

RADIO ERENA:- Friday, 23 February 2024 ሩስያ ኣብ ወርሒ ሓምለ2023 ብዝኣተወቶ ቃል መሰረት ፣ 200 ሽሕ ሜትሪክ ቶን ነጻ እኽሊ ነተን ሃገራት ከምዘባጽሓቶ ገሊጻ። እቲ ብሚኒስተር ሕርሻ ሩስያ ዲሚት [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ መሸጣ ኣእዱግ ንማሕረዲ ኣጊዱ

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ መሸጣ ኣእዱግ ንማሕረዲ ኣጊዱ

RADIO ERENA:- Thursday, 22 February 2024 ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ተጋብኡ ዝቐነየ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ መሸጣ ኣእዱግ ንማሕረዲ ክእገድ ንዝቐረበ እማመ ብምጽዳቕ ተዛዚሙ። እቲ ሕብረት፣ ብ18 ለካ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ መራኽብ ንግዲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንምሕላው፣ ወትሃደራዊ ተልእኾ ኣበጊሱ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ መራኽብ ንግዲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንምሕላው፣ ወትሃደራዊ ተልእኾ ኣበጊሱ

RADIO ERENA:- Thursday, 22 February 2024 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣጋጢሙ ብዘሎ ስግኣት ጸጥታ፣ መራኽብ ንግዲ ንምሕላው፣ ወትሃደራዊ ተልእኾ ከምዘበግሰ ኣፍሊጡ። እቲ 'ኣስፒደስ' ተሰምዩ ዘ [...]
ሑቲ ፣ ኣብ ጋዛ ተኹሲ ብህጹጽ ደው ክብል ጸዊዑ

ሑቲ ፣ ኣብ ጋዛ ተኹሲ ብህጹጽ ደው ክብል ጸዊዑ

Radio Erena: Wednesday, 21 February 2024 ንዝበዝሐ ክፋል የመን ተቖጻጺሩ ዝርከብ ብኢራን ዝድገፍ ሑቲ ትማሊ ሰሉስ ኣብ ኢክስ ማለት ትዊተር ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ኣብ ጋዛ ህጹጽ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስጉ [...]
ኣመሪካ፣ ከተማ ቻርሎት፣ ብህግደፍ ንዝተወደብ ምትእክኻብ ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ሸሞንተ ሰባት ተኣሲሮም

ኣመሪካ፣ ከተማ ቻርሎት፣ ብህግደፍ ንዝተወደብ ምትእክኻብ ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ሸሞንተ ሰባት ተኣሲሮም

Radio Erena: Tuesday, 20 February 2024 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ኣብ ሰሜን ካሮላይና፣ ከተማ ቻርሎት፣ ብስም 'ብርጌድ ንሓመዱ'ዝተኣኻኸቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ብምኽንያት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቕል፣ [...]
ፖለቲካ ኤርትራ ኣብ ጎደናታት ከተማ ሄግ

ፖለቲካ ኤርትራ ኣብ ጎደናታት ከተማ ሄግ

Radio Erena: Monday, 19 February 2024 ከተማ ሄግ(ደን ሃግ) ንልዕሊ ሓደ ዘመን ከም ዓለምለኻዊት ማእከል ፍትሕን ሰላምን እያ ትፍለጥ:: ኣብዛ ከተማ ሃገራት ፍልልያተን ኲናት ዘይኮነ ብዝርርብን ፍርዳዊ ፍ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: Sunday, 18 February 2024 Radio Erena · ሰንበት 18 ለካቲት 2024   [...]
ሆላንድ: ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢን ደገፍቲ ህግደፍን ኣብ ዘካየድዎ ግጭት፡ መካይን ፖሊስ ተቓጺለን

ሆላንድ: ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢን ደገፍቲ ህግደፍን ኣብ ዘካየድዎ ግጭት፡ መካይን ፖሊስ ተቓጺለን

Radio Erena: Sunday, 18 February 2024 ኣብ ሆላንድ፡ ከተማ ሄግ፡ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢን ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍን: ብቀዳም 17 ለካቲት፡ ምሸት፡ ኣብ ዝተኻየደ ግጭት: ናይ ፖሊስ ዝርከብአን [...]
1 5 6 7 8 9 592 70 / 5916