Category: ዜና ኤርትራ

1 4 5 6 7 8 591 60 / 5909
ዙር ርዋንዳ፡ ደረጅኡ ካብ ዘዕቢ ንደሓር፡ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ንኻልኣይ ዓመቶም ብዘይ ብጫ ማልያ ወጺኦም

ዙር ርዋንዳ፡ ደረጅኡ ካብ ዘዕቢ ንደሓር፡ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ንኻልኣይ ዓመቶም ብዘይ ብጫ ማልያ ወጺኦም

RADIO ERENA:-: Tuesday , 27 February 2024 ኣብ ኣህጉር ኣፍሪቃ፡ ብዕብየቱ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ዙር ርዋንዳ፡ መበል 16 ውድድሩ፡ ብ25 ለካቲት ኣብ ዝዛዘመሉ፡ ኤርትራ ብደረጃ ጋንታ ቀዳማይ ቦት ሒዛ። [...]
ኤርትራውያን ሕጂ’ውን ናብ ትግራይ ይስደዱ: ጭውያ ይቕጽል

ኤርትራውያን ሕጂ’ውን ናብ ትግራይ ይስደዱ: ጭውያ ይቕጽል

RADIO ERENA:- Monday, 26 February 2024 ውዕል ሰላም ፕሮተርያ - ደቡብ ኣፍሪቃ ተፈሪሙ ኲናት ትግራይ ደው ካብ ዝብል ሓደ ዓመትን ሰለስተ ወርሕን ጌሩ ኣሎ:: ኣብ ትግራይ ኲናት'ኳ ደው እንተበለ ስምብ [...]
ህልኽ ኤርትራውያን ዲያስፖራ ይቕጽል

ህልኽ ኤርትራውያን ዲያስፖራ ይቕጽል

RADIO ERENA:- Monday, 26 February 2024 ኣይሁዳውያን ካብ ሃገሮም ተሰዲዶም ኣብ ምሉእ ዓለም ፋሕ ምስ በሉ ዝተዋህቦም ስም እንተኔሩ ዲያስፖራ ዝብል እዩ:: ቀጺሉ እቲ ዲያስፖራ ዝብል ስም ንዝተበታተነ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA:- Sunday, 25 February 2024 Radio Erena · ሰንበት 25 ለካቲት 2024   [...]
ኤርትራ፣ ”ብዓይነቱ ፍሉይ” ዝተባህለ ዋዕላ ጸባ ተኻይዱ

ኤርትራ፣ ”ብዓይነቱ ፍሉይ” ዝተባህለ ዋዕላ ጸባ ተኻይዱ

RADIO ERENA:- Friday, 23 February 2024 ኣብቲ ዋዕላ ሚኒስተር ሕርሻ ኣረፋይነ በርሀ፣ ኣብ ኤርትራ ዛጊት ውሕስነት ጸባን ውጽኢቱን ክረጋገጽ ከምዘይከኣለ ኣረዲኡ። እዚ ብዓይነቱ ናይ ፈለማ ከም ዝኾነ ዝ [...]
ሩስያ፣ 200 ሽሕ ሜትሪክ ቶን እኽሊ ናብ ኤርትራ ትርከበን 6 ሃገራት ኣፍሪቃ ተባጺሑ

ሩስያ፣ 200 ሽሕ ሜትሪክ ቶን እኽሊ ናብ ኤርትራ ትርከበን 6 ሃገራት ኣፍሪቃ ተባጺሑ

RADIO ERENA:- Friday, 23 February 2024 ሩስያ ኣብ ወርሒ ሓምለ2023 ብዝኣተወቶ ቃል መሰረት ፣ 200 ሽሕ ሜትሪክ ቶን ነጻ እኽሊ ነተን ሃገራት ከምዘባጽሓቶ ገሊጻ። እቲ ብሚኒስተር ሕርሻ ሩስያ ዲሚት [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ መሸጣ ኣእዱግ ንማሕረዲ ኣጊዱ

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ መሸጣ ኣእዱግ ንማሕረዲ ኣጊዱ

RADIO ERENA:- Thursday, 22 February 2024 ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ተጋብኡ ዝቐነየ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ መሸጣ ኣእዱግ ንማሕረዲ ክእገድ ንዝቐረበ እማመ ብምጽዳቕ ተዛዚሙ። እቲ ሕብረት፣ ብ18 ለካ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ መራኽብ ንግዲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንምሕላው፣ ወትሃደራዊ ተልእኾ ኣበጊሱ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ መራኽብ ንግዲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንምሕላው፣ ወትሃደራዊ ተልእኾ ኣበጊሱ

RADIO ERENA:- Thursday, 22 February 2024 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣጋጢሙ ብዘሎ ስግኣት ጸጥታ፣ መራኽብ ንግዲ ንምሕላው፣ ወትሃደራዊ ተልእኾ ከምዘበግሰ ኣፍሊጡ። እቲ 'ኣስፒደስ' ተሰምዩ ዘ [...]
ሑቲ ፣ ኣብ ጋዛ ተኹሲ ብህጹጽ ደው ክብል ጸዊዑ

ሑቲ ፣ ኣብ ጋዛ ተኹሲ ብህጹጽ ደው ክብል ጸዊዑ

Radio Erena: Wednesday, 21 February 2024 ንዝበዝሐ ክፋል የመን ተቖጻጺሩ ዝርከብ ብኢራን ዝድገፍ ሑቲ ትማሊ ሰሉስ ኣብ ኢክስ ማለት ትዊተር ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ኣብ ጋዛ ህጹጽ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስጉ [...]
ኣመሪካ፣ ከተማ ቻርሎት፣ ብህግደፍ ንዝተወደብ ምትእክኻብ ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ሸሞንተ ሰባት ተኣሲሮም

ኣመሪካ፣ ከተማ ቻርሎት፣ ብህግደፍ ንዝተወደብ ምትእክኻብ ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ሸሞንተ ሰባት ተኣሲሮም

Radio Erena: Tuesday, 20 February 2024 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ኣብ ሰሜን ካሮላይና፣ ከተማ ቻርሎት፣ ብስም 'ብርጌድ ንሓመዱ'ዝተኣኻኸቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ብምኽንያት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቕል፣ [...]
1 4 5 6 7 8 591 60 / 5909