Category: ዜና ኤርትራ

1 453 454 455 456 457 592 4550 / 5916
ነበርቲ ምብራቕ ሱዳን፣ መንግስቲ ንመነባብሮ እቲ ዞባ ከመሓይሽ ብዘይምኽኣሉ ተቓውሞታት የካይዱ

ነበርቲ ምብራቕ ሱዳን፣ መንግስቲ ንመነባብሮ እቲ ዞባ ከመሓይሽ ብዘይምኽኣሉ ተቓውሞታት የካይዱ

Radio Erena: 04 August  2015 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ገዳርፍ፣ መነባብሮ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናኸፍአ ብምምጽኡ፣ ነበርቲ እቲ ከባቢ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም። እቲ ዝሓለፈ ሰሙን ንሳልስቲ ዝቀጸለ ተቓውሞ ህዝቢ፣ ብፖሊ [...]
ኣብ ኬንያ፣ ብብልሽውና ኣስታት ሓደ ቢልዮን ዶላር ይጠፋፋእ

ኣብ ኬንያ፣ ብብልሽውና ኣስታት ሓደ ቢልዮን ዶላር ይጠፋፋእ

Radio Erena: 04 August  2015 ኣብ ኬንያ ዓመታዊ ኣስታት ሓደ ቢልዮን ዶላር ብብልሽውና ከምዝጠፋፋእ ተገሊጹ። እዚ ዝግለጽ ዘሎ መንግስቲ ኬንያ ብልሽውና ንምቅላስ ሓድሽ ስትራቴጂ ከምዝሓንጸጸ ኣብ ዝሕብረሉ ዘሎ እዋን'ዩ። [...]
ሓደ ኣባል ናይቶም ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ኢትዮጵያ፣ ስንክልና ንዘለዋ ኤርትራዊት ዓሚጹ

ሓደ ኣባል ናይቶም ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ኢትዮጵያ፣ ስንክልና ንዘለዋ ኤርትራዊት ዓሚጹ

Radio Erena: 03 August 2015 ሓደ ኣባል ናይቶም ኣብ ከባቢ ጎልጅ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ኢትዮጵያ፣ ንሓንቲ ኤርትራዊ መንእሰይ ከምዝዓመጹ፣ ስድራቤት እታ መንእሰይ ንሬድዮ ኤረና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ ገሊጾም። እታ ሄለን ዳኒኤ [...]
ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣብ ዙር ፈረንሳ ድሕሪ ዘርኣይዎ ብቕዓት፣ ቆላሕታ ኣህጉራውያን ክለባት ናብ ኤርትራውያን እናዓበየ መጺኡ

ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣብ ዙር ፈረንሳ ድሕሪ ዘርኣይዎ ብቕዓት፣ ቆላሕታ ኣህጉራውያን ክለባት ናብ ኤርትራውያን እናዓበየ መጺኡ

Radio Erena : 03 August 2015 ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ ብሽክለታ ኣብ ዙር ፈረንሳ 2015 ድሕሪ ዘርኣይዎ ብቕዓት፣ ዝተፈላለያ ኣህጉራውያን ጋንታታት ጠመተን ናብ ኤርትራ ይገብራ ምህላወን ብቋንቋ ፈረንሳ እትሕተም ጋዜጣ ለ' [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣባላት ናይቲ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሩ ተቓዋሚ ሓይሊ ኢኹም ዝበሎም ትሽዓተ ሰባት ቀይዱ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣባላት ናይቲ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሩ ተቓዋሚ ሓይሊ ኢኹም ዝበሎም ትሽዓተ ሰባት ቀይዱ

Radio Erena : 03 August 2015 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣባላት ናይቲ ኣብ ኤርትር ዝመደበሩ ተቓዋሚ ሓይሊ 'ኣርበኞች ግንባር' ኢኹም ዝበሎም ትሽዓተ ተቐማጦ ሰሜን ጎንደር ምቕያዱ ጋዜጣ ዘ ሪፖተር ሓቢሩ። እቶም ሓደ ኣባል ፈደ [...]
ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ዶብ ፈረንሳ ካብ ዝከላበቱ ዘለዉ ስደተኛታት ሓደ ኣብ ገለርያ ሞይቱ

ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ዶብ ፈረንሳ ካብ ዝከላበቱ ዘለዉ ስደተኛታት ሓደ ኣብ ገለርያ ሞይቱ

Radio Erena: 31 July 2015 ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ጸላም ተጎልቢቦም ካብ ወደብ ካሌ ናይ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ዘካየድዎ ዝነበሩ ፈተነታት ሓደ ካብኣቶም ሞይቱ። እቲ ሱዳናዊ ምዃኑ [...]
ሰለስተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ዝሓቖፈት ክለብ ኤምቲኤን ኩቤካ ክምውል ዝጸንሐ ኩባንያ ብሰንኪ ክሳራ ከቋርጽ’ዩ

ሰለስተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ዝሓቖፈት ክለብ ኤምቲኤን ኩቤካ ክምውል ዝጸንሐ ኩባንያ ብሰንኪ ክሳራ ከቋርጽ’ዩ

Radio Erena: 31 July 2015 ዳኒኤል ተኽለሃይማኖትን መርሃዊ ቅዱስን ዝርከብዎም ተቀዳደምቲ ብሽክለታ ዝሓቖፈተ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለብ ኤምቲኤን ኩቤካ፣ ክምውል ዝጸንሐ ናይ ቴሌፎን ኩባንያ፣ ብሰንኪ ክሳራታት ነታ ጋንታ ከምዘይ [...]
ወዱ ንሙዓመር ቐዛፊ ንሞት ተፈሪዱ

ወዱ ንሙዓመር ቐዛፊ ንሞት ተፈሪዱ

Radio Erena: 31 July 2015 ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ኣብ ሊብያ ከቢድ ጸጥታዊ ስግኣት ፈጢርሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ወዱ ንሙዓመር ቐዛፊ ብሞት ክቕጻዕ በይኑ። እቲ ብ ከተማ ትሪፖሊ ዝርከብ ቤት ፍርዲ፣ ንሰበ [...]
ኣብዘን ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ሰለስተ ዲፕሎማሰኛታት ንመንግስቲ ኤርትራ ራሕሪሖም

ኣብዘን ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ሰለስተ ዲፕሎማሰኛታት ንመንግስቲ ኤርትራ ራሕሪሖም

Radio Erena : 30 July 2015 ምክትል ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣልኣሚን ናፍዕ ብ26 ሓምለ ንመንግስቲ ኤርትራ ከምዝራሕረሐ ኣገልግሎት ዜና ቱርኪ ኣናዶሉ ሓቢሩ። ህዝቢ ኤርትራ፣ ሓርነትን ደሞክራ [...]
ንዓመታ ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ሓፈሻዊ ምርጫ ሶማል ተሰሪዙ

ንዓመታ ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ሓፈሻዊ ምርጫ ሶማል ተሰሪዙ

Radio Erena : 30 July 2015 ኣብ ሶማል ን2016 ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ሓፈሻዊ ምርጫ ብሰንኪ ጸጥታዊ ስግኣት ተሰሪዙ። እቲ ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ምርጫ ክስረዝ ዝወሰነ ፓርላማ ሶማል፣ ናብ መዓስ ከምዝተሰጋገረ ኣይሓበረን [...]
1 453 454 455 456 457 592 4550 / 5916