Category: ዜና ኤርትራ

1 452 453 454 455 456 592 4540 / 5916
እስራኤል፣ ካብ ኤርትራን ሱዳንን ክመጹ ንዝክእሉ ስደተኛታት ንምዕጋት ሰራዊታ ናብ ውሽጢ ሲናይ ከተዋፍር መንግስቲ ግብጺ ፈቒዱ

እስራኤል፣ ካብ ኤርትራን ሱዳንን ክመጹ ንዝክእሉ ስደተኛታት ንምዕጋት ሰራዊታ ናብ ውሽጢ ሲናይ ከተዋፍር መንግስቲ ግብጺ ፈቒዱ

Radio Erena : 10 August 2015 እስራኤል፣ ካብ ኤርትራን ሱዳንን ክመጹ ንዝኽእሉ ስደተኛታት ንምዕጋት፣ ሰራዊታ ናብ ውሽጢ መሬት ሲናይ ክኣቱ መንግስቲ ግብጺ ከምዝፈቐደ ተገሊጹ። ኣብ ብለንደን ብቋንቋ ዓረብእትሕተም ጋዜጣ ሻ [...]
ኣብ ዓለም ብዕብየትዩ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ካብ ዝስራዕ መዓስከር ስደተኛታት ዳዳብ ዝጸንሑ ልዕሊ 100 ሶማላውያን ናብ ዓዶም ተመሊሶም

ኣብ ዓለም ብዕብየትዩ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ካብ ዝስራዕ መዓስከር ስደተኛታት ዳዳብ ዝጸንሑ ልዕሊ 100 ሶማላውያን ናብ ዓዶም ተመሊሶም

Radio Erena : 10 August 2015 ኣብ ኬንያ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ዳዳብ ንሓያሎ ዓመታት ተዓቝቦም ዝጸንሑ 115 ሶማላውያን ናብ ዓዶም ተመሊሶም። እዚ ታሪኻዊ ምዃኑ ዝንገረሉ ዘሎ ምምላስ ሶማላውያን ስደተኛታት ናብ ዓዶም፣ ነ [...]
600 ስደተኛታት ጽዒና ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣብ ዝጠሓለት ጃልባ እቶም 200 ከምዝሞቱ ይግለጽ ኣሎ

600 ስደተኛታት ጽዒና ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣብ ዝጠሓለት ጃልባ እቶም 200 ከምዝሞቱ ይግለጽ ኣሎ

Radio Erena: 06 August 2015 ኣስታት 600 ስደተኛታት ጽዒና ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ካብ ዝጠሓለት ጃልባ እቶም ኣስታት 400 ክድሕኑ እንከለዉ፣ ኣስታት 200 ድማ ከምዝሞቱ ይግለጽ ኣሎ። ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ ዛጊት ብዘያ [...]
ኣንጎላ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኤርትራውያን ንዝርከብዎም ናይ 23 ሃገራት ኣውፈርቲ ፍቓድ ሂባ

ኣንጎላ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኤርትራውያን ንዝርከብዎም ናይ 23 ሃገራት ኣውፈርቲ ፍቓድ ሂባ

Radio Erena: 06 August 2015 ኤርትራውያን ካብ ዝርከብዎም ናይ 23 ሃገራት ኣውፈርቲ፣ ኣብ ኣንጎላ ፍቓድ ከምዝተዋህበ ሃገራዊ ትካል ብሕታዊ ወፍሪ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቶም ዜጋታት ኤርትራ፣ ኣመሪካ፣ ብሪጣንያ፣ ቻይናን ካ [...]
ፕረዚደንት ኣልበሽር፣ ኣብ ልዕሊኡ ዝተመሓላለፈ ትእዛዝ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ብዘየገድስ ናብ ኣመሪካ ከምርሕ ምዃኑ ገሊጹ

ፕረዚደንት ኣልበሽር፣ ኣብ ልዕሊኡ ዝተመሓላለፈ ትእዛዝ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ብዘየገድስ ናብ ኣመሪካ ከምርሕ ምዃኑ ገሊጹ

Radio Erena: 06 August 2015 ብኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ዝድለ ዘሎ ፕረዚደንት ሪፖብሊክ ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ ዝጋባእ ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ንምስታፍ ናብ ኣመሪካ ከምርሕ ምዃኑ [...]
ጅቡቲ፣ ድሕሪ 13 ዓመታት ሃገራዊ መንገዲ ኣየር ጀሚራ

ጅቡቲ፣ ድሕሪ 13 ዓመታት ሃገራዊ መንገዲ ኣየር ጀሚራ

Radio Erena: 06 August 2015 ብሰንኪ ክሳራ ካብ 2002 ንደሓር ኣቛሪጹ ዝነበረ መንገዲ ኣየር ጅቡቲ፣ ዳግም ከምዝጀመረ ተሓቢሩ። እቲ ን13 ዓመታት ኣቛሪጹ ዝነበረ መንገዲ ኣየር ጅቡቲ፣ ኣብ ብሪጣንያ ብዝመደበሩ ኩባንያ ካ [...]
ኣብ ኤርትራ፣ መሸጣ ዕለቱ ዝወደቐ ዕሹግ መግብታት ካብ ቁጽጽር ወጻኢ እናኾነ ይመጽእ ኣሎ

ኣብ ኤርትራ፣ መሸጣ ዕለቱ ዝወደቐ ዕሹግ መግብታት ካብ ቁጽጽር ወጻኢ እናኾነ ይመጽእ ኣሎ

Radio Erena: 05 August 2015 መሸጣ ዕለቱ ዝወደቐን ጥዕንኡ ዘይተረጋገጸን ዕሹግ መግብታት ካብ ልዕሊ ዝኾነ እዋን እናሳዕረረ ምምጽኡ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። እቲ ኣብ ዱኳናትን ኣብ ጎደናታትን ብብዝሒ ዝ [...]
መንግስታት ፈረንሳን ብሪጣንያን ብጉዳይ ኤርትርውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዘትዮም

መንግስታት ፈረንሳን ብሪጣንያን ብጉዳይ ኤርትርውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዘትዮም

Radio Erena: 05 August 2015 መንግስታት ፈረንሳን ብሪጣንያን ብጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታት ናብ ካሌ ዘተ ኣካይዶም። ኣብቲ ብሚኒስተራት ውሽጣዊ ጉዳያት ተመሪሑ ዝተኻየደ ዘተ፣ ነቲ ኣብ ዶብ ክልትኤን ሃገራት ኣጋጣሚ ዘሎ ምትእክ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሰራዊታ ናብ የመን ልኢኻ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሰራዊታ ናብ የመን ልኢኻ

Radio Erena: 05 August  2015 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሰራዊታ ናብ የመን ልኢኻ። እቲ ብታንክታትን ከበድቲ ብረትን ዝተዓጀበ ሓደ ብርጌድ ዝበዝሑ ሰራዊት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ናብታ ብስዑዲ ዓረብ ሓራ ዝወጸተ ከተማ ዓደን [...]
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ መጻረዩ ዋንጫ ዓለም 2018 ምስታፋ ኣጠራጣሪ’ዩ

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ መጻረዩ ዋንጫ ዓለም 2018 ምስታፋ ኣጠራጣሪ’ዩ

Radio Erena: 04 August  2015 ኣብ ሩስያ ንዝካየድ ግጥማት ዋንጫ ዓለም 2018 ዝሳተፋ ሃገራት ኣብ መንጎ 142 ሃገራት ዓለም ናይ መጻረዩ ግጥማት ኣብ ሓሙሽተ ጥቕምቲ ክፍልም ምዃኑ ኣብ ዝንተሓበረሉ፣ ኤርትራ ናይ ፈለማ [...]
1 452 453 454 455 456 592 4540 / 5916