Category: ዜና ኤርትራ

1 454 455 456 457 458 593 4560 / 5923
ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣብ ዙር ፈረንሳ ድሕሪ ዘርኣይዎ ብቕዓት፣ ቆላሕታ ኣህጉራውያን ክለባት ናብ ኤርትራውያን እናዓበየ መጺኡ

ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣብ ዙር ፈረንሳ ድሕሪ ዘርኣይዎ ብቕዓት፣ ቆላሕታ ኣህጉራውያን ክለባት ናብ ኤርትራውያን እናዓበየ መጺኡ

Radio Erena : 03 August 2015 ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ ብሽክለታ ኣብ ዙር ፈረንሳ 2015 ድሕሪ ዘርኣይዎ ብቕዓት፣ ዝተፈላለያ ኣህጉራውያን ጋንታታት ጠመተን ናብ ኤርትራ ይገብራ ምህላወን ብቋንቋ ፈረንሳ እትሕተም ጋዜጣ ለ' [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣባላት ናይቲ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሩ ተቓዋሚ ሓይሊ ኢኹም ዝበሎም ትሽዓተ ሰባት ቀይዱ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣባላት ናይቲ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሩ ተቓዋሚ ሓይሊ ኢኹም ዝበሎም ትሽዓተ ሰባት ቀይዱ

Radio Erena : 03 August 2015 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣባላት ናይቲ ኣብ ኤርትር ዝመደበሩ ተቓዋሚ ሓይሊ 'ኣርበኞች ግንባር' ኢኹም ዝበሎም ትሽዓተ ተቐማጦ ሰሜን ጎንደር ምቕያዱ ጋዜጣ ዘ ሪፖተር ሓቢሩ። እቶም ሓደ ኣባል ፈደ [...]
ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ዶብ ፈረንሳ ካብ ዝከላበቱ ዘለዉ ስደተኛታት ሓደ ኣብ ገለርያ ሞይቱ

ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ዶብ ፈረንሳ ካብ ዝከላበቱ ዘለዉ ስደተኛታት ሓደ ኣብ ገለርያ ሞይቱ

Radio Erena: 31 July 2015 ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ጸላም ተጎልቢቦም ካብ ወደብ ካሌ ናይ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ዘካየድዎ ዝነበሩ ፈተነታት ሓደ ካብኣቶም ሞይቱ። እቲ ሱዳናዊ ምዃኑ [...]
ሰለስተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ዝሓቖፈት ክለብ ኤምቲኤን ኩቤካ ክምውል ዝጸንሐ ኩባንያ ብሰንኪ ክሳራ ከቋርጽ’ዩ

ሰለስተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ዝሓቖፈት ክለብ ኤምቲኤን ኩቤካ ክምውል ዝጸንሐ ኩባንያ ብሰንኪ ክሳራ ከቋርጽ’ዩ

Radio Erena: 31 July 2015 ዳኒኤል ተኽለሃይማኖትን መርሃዊ ቅዱስን ዝርከብዎም ተቀዳደምቲ ብሽክለታ ዝሓቖፈተ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለብ ኤምቲኤን ኩቤካ፣ ክምውል ዝጸንሐ ናይ ቴሌፎን ኩባንያ፣ ብሰንኪ ክሳራታት ነታ ጋንታ ከምዘይ [...]
ወዱ ንሙዓመር ቐዛፊ ንሞት ተፈሪዱ

ወዱ ንሙዓመር ቐዛፊ ንሞት ተፈሪዱ

Radio Erena: 31 July 2015 ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ኣብ ሊብያ ከቢድ ጸጥታዊ ስግኣት ፈጢርሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ወዱ ንሙዓመር ቐዛፊ ብሞት ክቕጻዕ በይኑ። እቲ ብ ከተማ ትሪፖሊ ዝርከብ ቤት ፍርዲ፣ ንሰበ [...]
ኣብዘን ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ሰለስተ ዲፕሎማሰኛታት ንመንግስቲ ኤርትራ ራሕሪሖም

ኣብዘን ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ሰለስተ ዲፕሎማሰኛታት ንመንግስቲ ኤርትራ ራሕሪሖም

Radio Erena : 30 July 2015 ምክትል ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣልኣሚን ናፍዕ ብ26 ሓምለ ንመንግስቲ ኤርትራ ከምዝራሕረሐ ኣገልግሎት ዜና ቱርኪ ኣናዶሉ ሓቢሩ። ህዝቢ ኤርትራ፣ ሓርነትን ደሞክራ [...]
ንዓመታ ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ሓፈሻዊ ምርጫ ሶማል ተሰሪዙ

ንዓመታ ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ሓፈሻዊ ምርጫ ሶማል ተሰሪዙ

Radio Erena : 30 July 2015 ኣብ ሶማል ን2016 ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ሓፈሻዊ ምርጫ ብሰንኪ ጸጥታዊ ስግኣት ተሰሪዙ። እቲ ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ምርጫ ክስረዝ ዝወሰነ ፓርላማ ሶማል፣ ናብ መዓስ ከምዝተሰጋገረ ኣይሓበረን [...]
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ኢጋድን ሕብረት ኣፍሪቃን ምስ ኦባማ ኣብ ዘካየድዎ ዝርርብ ብዘይምስታፉ ቁጠዐኡ ገሊጹ

ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ኢጋድን ሕብረት ኣፍሪቃን ምስ ኦባማ ኣብ ዘካየድዎ ዝርርብ ብዘይምስታፉ ቁጠዐኡ ገሊጹ

Radio Erena : 30 July 2015 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ እታ ሃገር ብዝምልከት ኢጋድን ሕብረት ኣፍሪቃን ምስ ፕረዚደንት ባራካ ኦባማ ኣብ ዘየካየድዎ ዝርርብ ክሳተፍ ዕድመ ስለዘይቀረበሉ፣ ቁጠዐኡ ገሊጹ። ኢጋድን ሕብረት ኣፍ [...]
ፕረዚደንት ኦባማ ፣ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ብህይወት ክሳብ ዘለዉ ስልጣን ክብሕቱ ምድላዮም ነቒፉ

ፕረዚደንት ኦባማ ፣ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ብህይወት ክሳብ ዘለዉ ስልጣን ክብሕቱ ምድላዮም ነቒፉ

Radio Erena : 29 July 2015 ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ሕብረት ኣፍሪቃ ተረኺቡ መደረ ዘስምዐ ናይ ፈለማ መራሒ ኣመሪካ ኮይኑ። እቲ ፕረዚደንት ትማሊ ሰሉስ 28 ሓምለ ኣብ ዘስምዖ መ [...]
ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት፣ ኣብ ዙር ፈረንሳ 2015 ጎሊሖም ካብ ዝተራእዩ 10 ተቀዳደምቲ ሓደ ምንባሩ ተገሊጹ

ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት፣ ኣብ ዙር ፈረንሳ 2015 ጎሊሖም ካብ ዝተራእዩ 10 ተቀዳደምቲ ሓደ ምንባሩ ተገሊጹ

Radio Erena : 29 July 2015 ዙር ፈረንሳ 2015 ብሰንበት 26 ሓምለ ድሕሪ ምዝዛሙ፣ ማዕከናት ዜና ስፖርት ፈረንሳን ዓለም ጎሊሖም ካብ ዝተራእዩ ተቐዳደምቲ ብዝብል ኣርእስቲ፣ ንኤርትራዊ ዳንኤል ተኽለሃይማኖት ምስ ቀዳሞት [...]
1 454 455 456 457 458 593 4560 / 5923