Category: ዜና ኤርትራ

1 451 452 453 454 455 593 4530 / 5928
ኢትዮጵያ ብሽበራ ተኸሲሶም ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ ሓሙሽተ መራሕቲ ፖለቲካውያን ሰልፍታት ክልቀቑ ተወሲኑ

ኢትዮጵያ ብሽበራ ተኸሲሶም ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ ሓሙሽተ መራሕቲ ፖለቲካውያን ሰልፍታት ክልቀቑ ተወሲኑ

Radio Erena : 21 August 2015 ፈደራላዊ ቤት ፍርዲ ኢትዮጵያ፣ ብናይ ሽበራዊ ገበን ተኸሲሶም ዝነበሩ መራሕቲ ተቃወምቲ ፖለቲካውያን ሰልፍታት ዝርከብዎም ብውሕዱ ሓሙሽተ ፖለቲከኛታት ናጻ ክወጹ ወሲኑ። እቲ ላዕለዋይ ቤት ፍር [...]
መንግስቲ ኤርትራ ንዜጋታት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብዘይ ቪዛ ናብ ኤርትራ ክኣትዉ ፈቒዱ

መንግስቲ ኤርትራ ንዜጋታት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብዘይ ቪዛ ናብ ኤርትራ ክኣትዉ ፈቒዱ

Radio Erena: 20 August 2015 መንግስቲ ኤርትራ ንዜጋታት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብዘይ ቪዛ ናብ ኤርትራ ክኣትዉ ፈቒዱ። ዝሓለፈ ሰሙን ነዚ ዘረጋገጸ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ዜጋታቱ ኤርትራ ናብ እትር [...]
ነፈርቲ ኵናት ስዑዲ ዓረብ፣ ናብ ኤርትራ ቅርበት ንዘለዋ ወደብ ሖደይዳ ናይ የመን ደብዲበን

ነፈርቲ ኵናት ስዑዲ ዓረብ፣ ናብ ኤርትራ ቅርበት ንዘለዋ ወደብ ሖደይዳ ናይ የመን ደብዲበን

Radio Erena: 20 August 2015 ነፈርቲ ኵናት ስዑዲ ዓረብ፣ ነታ ናብ ኤርትራ ቅርበት ዘለዋ ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ናይ የመን ጽዑቕ ደብዳብ ኣካይደን። ስዑዲ ዓረብ ከም መቐጸልታ ናይቲ ዕጡቓት ሑቲ ንምህዳን ኣብ ዝተፈላለያ [...]
Updated: ፕረዚደንት ኤርትራን ኣሚር ቀጠረን ኣብ ዝተፈላለየ ጉዳያት ዘትዮም

Updated: ፕረዚደንት ኤርትራን ኣሚር ቀጠረን ኣብ ዝተፈላለየ ጉዳያት ዘትዮም

Radio Erena: 19 August 2015 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዛዕባ'ቲ ገና መዕለቢ ዘይረኸበ ጉዳይ ኤርትራን ጅቡትን ምስ ኣሚር ቀጠር ሸሕ ታሚም ቢን ሓማድ ኣልታኒ ንምዝርራብ ብሮቡዕ 19 ነሓሰ ናብ ዶሓ ኣትዩ። ቀጠር ነቲ [...]
ማዕከን ዜና ዘ ጋርድያን፣ ኣብ ኤርትራ ብምትኳር ንሰለስተ ተኸታተቲ መዓልታት ፍሉይ መደብ የቕርብ ኣሎ

ማዕከን ዜና ዘ ጋርድያን፣ ኣብ ኤርትራ ብምትኳር ንሰለስተ ተኸታተቲ መዓልታት ፍሉይ መደብ የቕርብ ኣሎ

Radio Erena: 19 August 2015 ማዕከን ዜና ዘ ጋርድያን፣ ካብ 17 ነሓሰ ኣትሒዙ ንሰለስተ መዓልታት ዝጸንሕ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ዘተርኩር ፍሉይ መደባት የዳሉ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ ማዕከን ዜና፣ ኣብ ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተ [...]
22 ነሓሰ ኣብ ዝጅምር ቮልታ ስጳኛ፣ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ናትናኤል ብርሃነ ክሳተፍ’ዩ

22 ነሓሰ ኣብ ዝጅምር ቮልታ ስጳኛ፣ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ናትናኤል ብርሃነ ክሳተፍ’ዩ

Radio Erena: 19 August 2015 ኤርትራዊ ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ናትናኤል ብርሃነ፣ ቀዳም 22 ነሓሰ ኣብ ዝጅምር ቅድድም ግራንድ ቱር ቮልታ ስጳኛ ክሳትትተፍ'ዩ። ኣብ ዙር ኦስትርያን ዙር ዩታን ዝምስገን ውጽኢት ዘመ [...]
ሚኒስተር ፍትሒ ስዊዘርላንድ፣ “ሓደ’ውን ይኹን ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ናብ ኤርትራ ኣይንመልስን ኢና” ኢላ

ሚኒስተር ፍትሒ ስዊዘርላንድ፣ “ሓደ’ውን ይኹን ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ናብ ኤርትራ ኣይንመልስን ኢና” ኢላ

Radio Erena: 18 August 2015 ሚኒስተር ፍትሒ ስዊዘርላንድ፣ ሓደ'ውን ይኹን ኤርትራዊ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ኤርትራ ከምዘይምለስ ደጊማ ኣረጋጊጻ። ሚኒስተር ፍትሒ ሲሞነታ ሶማሩጋ ነዚ ዘረጋገጸት፣ ኣባል ዓቃባዊ ሰልፊ ዝኾነን ሓላ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ደቡብ ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ተሰሪሑ ንዝተባህለ መንበሪ ኣባይቲ ምፍራስ ኣብ ዝጅመረሉ፣ ፖሊስን ህዝብን ተጋጭዮም

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ደቡብ ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ተሰሪሑ ንዝተባህለ መንበሪ ኣባይቲ ምፍራስ ኣብ ዝጅመረሉ፣ ፖሊስን ህዝብን ተጋጭዮም

Radio Erena: 18 August 2015 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ደቡብ፣ ዞባ ወላይታ ከባቢ ቦሎሶ ሶሬ ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ተሰሪሑ ንዝበሎ ኣማኢት መንበሪ ኣባይቲ ንምፍራስ ኣብ ዝወሰነሉ፣ ህዝቢ ተቓውምኦ ንምርኣይ ምስ ፖሊስ ከ [...]
ስምምዕ ደቡብ ሱዳን፣ ብሰንኪ ኣብያ ፕረዚደንት እታ ሃገር ከይተኸተመ ተሪፉ

ስምምዕ ደቡብ ሱዳን፣ ብሰንኪ ኣብያ ፕረዚደንት እታ ሃገር ከይተኸተመ ተሪፉ

Radio Erena: 18 August 2015 Radio Erena: 18 August 2015 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳል ቫኪር ሚያርዲትን ሓድሽ ስምምዕ ሰላም ንምኽታም ነጺግዎ። እቲ ፕረዚደንት፣ ተወሳኺ ናይ ክልተ ሰሙን ግዜ ክወሃቦ ብምጥላ [...]
መንገዲ ኣየር ቀጠር፣ ካብን ናብን ኣስመራን ዶሓ ዘካይዶ ዘሎ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ብ25% ከዕብዮ’ዩ

መንገዲ ኣየር ቀጠር፣ ካብን ናብን ኣስመራን ዶሓ ዘካይዶ ዘሎ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ብ25% ከዕብዮ’ዩ

Radio Erena: 17 August 2015 መንገዲ ኣየር ቀጠር፣ ናብ ኣስመራ ዘካይዶ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክውስኸሉ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ መንገዲ ኣየር፣ ነቲ ኣብ ሰሙን ኣርበዓተ መዓልታት ዝነበረ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ካብ 7 መስከ [...]
1 451 452 453 454 455 593 4530 / 5928