Category: ዜና ኤርትራ

1 409 410 411 412 413 592 4110 / 5916
ኣብ እዋን ጽምብል መበል 25 ዓመት ናጽነት፣ ኢትዮጵያ ወራር ክትፍጽመልና’ያ ክብል መንግስቲ ኤርትራ ይጉስጉስ

ኣብ እዋን ጽምብል መበል 25 ዓመት ናጽነት፣ ኢትዮጵያ ወራር ክትፍጽመልና’ያ ክብል መንግስቲ ኤርትራ ይጉስጉስ

Radio Erena: 21 March 2016 መበል 25 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ንጽምንባል ልዑል ምስብሻብ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ካብ ኢትዮጵያ ወራር ክፈነወልና ተኽእሎ ኣሎ ክብል መንግስቲ ኤርትራ ጓስጓስ የካይድ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ [...]
ኤርትራ፣ መዓጹታታ ንምዕራባውያን ዲፕሎማሰኛታትን ጋዜጠኛታትን ክትከፍት ትግደድ ዘላ፣ ውጽኢት እገዳ ምዃኑ ተሓቢሩ

ኤርትራ፣ መዓጹታታ ንምዕራባውያን ዲፕሎማሰኛታትን ጋዜጠኛታትን ክትከፍት ትግደድ ዘላ፣ ውጽኢት እገዳ ምዃኑ ተሓቢሩ

Radio Erena: 21 March 2016 መንግስቲ ኤርትራ፣ መዓጹታቱ ንምዕራባውያን ዲፕሎማሰኛታትን ናይ ወጻኢ ጋዜጠኛታትን ክኸፍት ዝተገደደሉ ምኽንያት፣ ውጽኢት ናይቲ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊኡ ዘንበሮ እገዳ ምዃኑ ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰ [...]
ሕ.ኤ ንመንግስቲ ኤርትራ 200 ሚልዮን ኤውሮ ዝለገሰሉ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ምስ ዘለዎ ስትራቴጅያዊ ረብሓ ዝተኣሳሰር ምዃኑ ተገሊጹ

ሕ.ኤ ንመንግስቲ ኤርትራ 200 ሚልዮን ኤውሮ ዝለገሰሉ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ምስ ዘለዎ ስትራቴጅያዊ ረብሓ ዝተኣሳሰር ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 21 March 2016 ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ 200 ሚልዮን ኤውሮ ክህብ ዝወሰነሉ ምኽንያት፣ እቲ ሕበርት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ምስ ዘለዎ ስትራቴጅያዊ ረብሓ ዝተኣሳሰር ምዃኑ ዶፕሎማሰኛታት ገሊጾም። ብዛዕባ ኩ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣርባዕተ ምሩዃት ኵናት ጅቡቲ ለቒቑ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣርባዕተ ምሩዃት ኵናት ጅቡቲ ለቒቑ

Radio Erena; 18 March 2016 መንግስቲ ኤርትራ ሒዝዎም ዝጸንሐ ኣርባዕተ ምሩዃት ኩናት ጅቡቲ ሎሚ ዓርቢ 18 መጋቢት ለቒቑ። እቶም ኣብ 2008 እብ ዝተኻየደ ኵናት ዝተማረኩ ኣርባዕተ ወትሃደራት ጅቡቲ ሎሚ ካብ ኣስመራ ኣብ [...]
ኣብ ኣስመራ ንዓመታት ዝቐጸለ ዋሕዲ ዝስተ ማይ ፍታሕ ከምዘይረኸበ ነበርቲ የማርሩ

ኣብ ኣስመራ ንዓመታት ዝቐጸለ ዋሕዲ ዝስተ ማይ ፍታሕ ከምዘይረኸበ ነበርቲ የማርሩ

Radio Erena: 17 March 2016 ድሩት ምንቅስቓስ ባጤራ ዕዳጋ፣ ኣብ መነባብሮ ህዝቢ ከቢድ ጸቕጢ ፈጢርሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ኣስመራ ዋሕዲ ዝስተ ማይ ኣጋጢሙ ምህላዎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ዋሕዲ ዝስ [...]
ሓይልታት ባሕሪ ጅቡትን ሶማሊላንድ ብሰንኪ ምግፋፍ ዓሳ ተታዅሶም

ሓይልታት ባሕሪ ጅቡትን ሶማሊላንድ ብሰንኪ ምግፋፍ ዓሳ ተታዅሶም

Radio Erena: 17 March 2016 ኣብ ክሊ ማያት ወሽመጥ ዓደን ኣብ ሓለዋ ተዋፊሮም ዝነበሩ ሓይልታት ባሕሪ ጅቡትን ሶማሊላንድን ከምዝተታኾሱ ምንጭታት ዜና ካብ ሃርጌሳ ገሊጾም። ኣብቲ ንጅቡትን ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድን ኣብ [...]
ሬክ ማቻር ናብ መንግስቲ ንምጽንባር ናብ ከተማ ጁባ ቅድሚ ምምላሱ፣ ኣሽሓት ኣባላት ሰራዊቱ ናብታ ከተማ ክዋፈሩ ይሓትት

ሬክ ማቻር ናብ መንግስቲ ንምጽንባር ናብ ከተማ ጁባ ቅድሚ ምምላሱ፣ ኣሽሓት ኣባላት ሰራዊቱ ናብታ ከተማ ክዋፈሩ ይሓትት

Radio Erena: 17 March 2016 መራሒ ተቓዋሚ ደቡብ ሱዳን ሬክ ማቻር ናብ መንግስቲ ንምጽንባር ናብ ከተማ ጅባ ቅድሚ ምምላሱ፣ 23 ጀነራላት ዝርከብዎም ኣሽሓት ኣባላት ሰራዊቱ ናብታ ከተማ ከዋፍር ምዃኑ ተገሊጹ። እቶም 23 ጀ [...]
ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል፣ ኣብ ኤርትራ ንዝነብሩ ዜጋታት ኢትዮጵያ መንበሪ ፍቓድ ንምሕዳስ ፊናንስያዊ ሓገዝ ኣበርኪቱ

ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል፣ ኣብ ኤርትራ ንዝነብሩ ዜጋታት ኢትዮጵያ መንበሪ ፍቓድ ንምሕዳስ ፊናንስያዊ ሓገዝ ኣበርኪቱ

Radio Erena: 16 March 2016 ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል፣ ኣብ ኤርትራ ንዝነብሩ 3438 ዜጋታት ኢትዮጵያ፣ ኣብ 2015 መንበሪ ፍቓዶም ንምሕዳስ፣ ፊናንስያዊ ድጋፍ ከምዝገበረሎም፣ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፣ ኣፍሊጡ። [...]
ናብ ሱዳን ንምስጋር ዝሓለኑ 45 ሶርያውያን ብሓይልታት ጸጥታ ግብጺ ተታሒዞም

ናብ ሱዳን ንምስጋር ዝሓለኑ 45 ሶርያውያን ብሓይልታት ጸጥታ ግብጺ ተታሒዞም

Radio Erena: 16 March 2016 መንግስቲ ግብጺ፣ ናብ ሱዳን ክሰግሩ ሓሲቦም ዝበሎም 45 ዜጋታት ሶርያ ከምዝሓዘ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቶም ኣብ ማርሳ ኣላም ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ዝተታሕዙ ሶርያውያን፣ ዘይሕጋውያን [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ብዛዕባ’ቲ ምስ ጅቡቲ ገና ዘይተፈትሐ ጉዳይ ንምዝርራብ ናብ ቀጠር ኣምሪሑ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ብዛዕባ’ቲ ምስ ጅቡቲ ገና ዘይተፈትሐ ጉዳይ ንምዝርራብ ናብ ቀጠር ኣምሪሑ

Radio Erena: 15 March 2016 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ብዛዕባ'ቲ ምስ ጅቡቲ ዘሎ ጉዳይን ሓፈሻዊ ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ከምኡ ድማ ምዕባለታት የመንን ብዝምልከት ምስ ኣሚር ቀጠርን ካልኦት ሰበ ስልጣንን እታ ሃገ [...]
1 409 410 411 412 413 592 4110 / 5916