Category: ዜና ኤርትራ

1 411 412 413 414 415 592 4130 / 5916
ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ሓባራዊ ኣሃዱ ምክትታል ዶባት ንምቋም ይሰማምዓ

ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ሓባራዊ ኣሃዱ ምክትታል ዶባት ንምቋም ይሰማምዓ

Radio Erena: 10 March 2016 መንግስታት ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ዶባቶም ንዝርአ ጸጥታዊ ጉዳያት ብሓባር ንምፍታሕ ተወሳኺ መብጽዓታት ይኣትዉ። ሚኒስተራት ምክልኻል ክልቲኤን ሃገራት ብሰኑይ 7 ለካቲት ኣብ ካርቱም ኣብ ዘካየድ [...]
ስዑዲ ዓረብ ንመጀመርያ እዋና ምስ ተቓወምቲ ሑቲ ናይ የመን ትዝቲ

ስዑዲ ዓረብ ንመጀመርያ እዋና ምስ ተቓወምቲ ሑቲ ናይ የመን ትዝቲ

Radio Erena: 10 March 2016 ስዑዲ ዓረብ ንመጀመርያ እዋና ምስ ተቓወምቲ ሒቲ ናይ የመን ቀጥታዊ ዝርርብ ምክያደን ዋሽንግተን ፖስት ሓቢሩ። እቲ ብሰኑይ 7 ለካቲት ኣብ ዶብ ስዑዲ ዓረብን የመንን ዝተኻየደ ዝተኻየደ ርክብ ክ [...]
ኣብ ኣስመራን ካልእ ከተማታትን ኣብ ምንዝርና ናይ ዝዋፈራ ብዝሒ ደቂንስትዮ ይውስኽ

ኣብ ኣስመራን ካልእ ከተማታትን ኣብ ምንዝርና ናይ ዝዋፈራ ብዝሒ ደቂንስትዮ ይውስኽ

Radio Erena: 09 March 2016 ኣብ ኤርትራ ገኒኑ ብሰንኪ ዘሎ ማሕበረ- ቁጠባዊ ሕሰም፣ ኣብ ምንዝርና ናይ ዝዋፈራ ደቂንስትዮ ብዝሒ እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ብፍላይ ኣብ ከተማ ኣብ ኣስመራ፣ [...]
ስዑዲ ዓረብ ንኤርትራን ጅቡቲን ኣብ ዘዋስን ከባቢታት ወትሃደራዊ መዓስከር ክትከፍት’ያ

ስዑዲ ዓረብ ንኤርትራን ጅቡቲን ኣብ ዘዋስን ከባቢታት ወትሃደራዊ መዓስከር ክትከፍት’ያ

Radio Erena: 09 March 2016 ስዑዲ ዓረብ ንኤርትራን ጅቡቲን ኣኣብ ዘዋስን ከባቢታት ወትሃደራዊ መዓስከር ከተቕውም ምዃና ወትሃደራውያን ምንጭታት የመልክቱ። እታ ሃገር ኣብ ጅቡቲ መዓስከር ንምኽፋት ኣብዚ ቀረባ ምስ መንግስቲ [...]
ኣመሪካ፣ 150 ኣባላት ኣልሸባብ ቀቲለ ትብል

ኣመሪካ፣ 150 ኣባላት ኣልሸባብ ቀቲለ ትብል

Radio Erena: 09 March 2016 ኣመሪካ ኣብ ሶማል ኣብ ዘካየደቶ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ብውሕዱ 150 ኣባላት ኣልሸባብ ከምዝቀተለት ገሊጻ። ኣልሸባብ፣ 193 ኪሎሜተር ንሰሜን ካብ ሞቛድሾ ርሑቑ ኣብ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከር [...]
ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ብደረጃ ዓለም ይዝከር

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ብደረጃ ዓለም ይዝከር

Radio Erena: 08 March 2016 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ። ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ፣ ደቂንስትዮ ኣብ ቅድሚ ሕጊ ማዕረ መሰል ከምዘለወን ኣብ ፖለቲካ፣ ቁጠባ፣ ማሕበራዊን ካልእ ጽላታትን [...]
ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ዓሚ ዝቐተሎም 54 ዜጋታት ኤርትራን 8 ዜጋታት ኢትዮጵያን ይዝከሩ

ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ዓሚ ዝቐተሎም 54 ዜጋታት ኤርትራን 8 ዜጋታት ኢትዮጵያን ይዝከሩ

Radio Erena: 07 March 2016 ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ዓሚ ኣብ ሊብያ ዝቐተሎም 54 ዜጋታት ኤርትራን 8 ዜጋታት ኢትዮጵያን ዝኽሪ ይካየደሎም። እቲ ኣረሜናዊ ጉጅለ ነቶም ብ4 መጋቢት 2015 ዝሓዞም ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን [...]
ጀርመን ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ንመንግስቲ ሱዳን ትሕግዝ

ጀርመን ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ንመንግስቲ ሱዳን ትሕግዝ

Radio Erena: 07 March 2016 ጀርመን ብመንገዲ ሱዳን ዝፍጸም ዘሎ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ዝዓለመ ሓገዝ ንመንግስቲ ሱዳን ክትልግስ'ያ። እቲ መንግስቲ ጀርመን ንሱዳን ሰሊዕዎ ዘሎ ናይ 51 ሚልዮን ኤውሮ ሓገዝ፣ ኣብ ርእሲ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ኣንጸላልዩ ዘሎ ከቢድ ሓደጋ ደርቂ ንምምካት ፍርቂ ቢልዮን ለጊሳ

ኣመሪካ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ኣንጸላልዩ ዘሎ ከቢድ ሓደጋ ደርቂ ንምምካት ፍርቂ ቢልዮን ለጊሳ

Radio Erena: 07 March 2016 “ኣብዚ 50 ዓመታት ካብ ዝተራእየ እቲ ዝኸፍአ’ዩ” እንተባህለ ዝግለጽ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ሓደጋ ደርቂ ንምምካት፣ ኣመሪካ ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ዝግመት ሓገዝ ጌራ ም [...]
ድሩት ምንቕስቓስ ባጤራ ናቕፋ ኣብ ዕዳጋ ዝፈጠሮ ጸቕጢ፣ ብሕታውያን ትካላት ሰራሕተኛታት ይሰጓ

ድሩት ምንቕስቓስ ባጤራ ናቕፋ ኣብ ዕዳጋ ዝፈጠሮ ጸቕጢ፣ ብሕታውያን ትካላት ሰራሕተኛታት ይሰጓ

Radio Erena: 04 March 2016 ድሩት ምንቅስቃስ ባጤራ ናቕፋ ኣብ ብሕታውያን ትካላት ጸቕጢ ፈጢርሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ሓያሎ ትካላት ሰራሕተኛታተን ይሰጓ ምህላወን ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ዝበጽሓና ሓበሬታ፣ [...]
1 411 412 413 414 415 592 4130 / 5916