Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 78 79 80 81 82 366 800 / 3658
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ ብዝቐጸለ ግጭት ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ ብዝቐጸለ ግጭት ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 02 December 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ፣ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት፣ ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና ሓቢረን። ዕጡቓት ኦሮሞ፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ፣ ኪራሙ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ብ2 [...]
ኡጋንዳ፣ ዓመታዊ 46 ሽሕ ቆልዑ ብቐሊሉ ክፍወስ ብዝኽእሉ ሕማማት ከምዝሞቱ ዩኒሴፍ ገሊጹ

ኡጋንዳ፣ ዓመታዊ 46 ሽሕ ቆልዑ ብቐሊሉ ክፍወስ ብዝኽእሉ ሕማማት ከምዝሞቱ ዩኒሴፍ ገሊጹ

Radio Erena: 02 December 2022 ኣብ ኡጋንዳ፣ ዓመታዊ ኣስታት 46 ሽሕ ቆልዑ፣ ብቐሊሉ ክፍወስ ብዝኽእል ሕማማት ከምዝሞቱ ምወላ ሕቡራት ሃገራት ንቖልዑ – UNICEF ገሊጹ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ዘውጽኦ [...]
ሰራዊት ጂቡቲን ፈረንሳን፣ ኣብ ዳህሳስን ስለያን ዘተኮረ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይዶም

ሰራዊት ጂቡቲን ፈረንሳን፣ ኣብ ዳህሳስን ስለያን ዘተኮረ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይዶም

Radio Erena: 01 December 2022 ሰራዊት ጂቡቲን ፈረንሳ፣ ኣብ ዳህሳስ፣ ኮለላን ስለያን ዘተኮረ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይዶም። እቲ ልዕሊ 450፣ ኣጋራ ሰራዊት ክልትኤን ሃገራት ዝተሳተፍዎ ልምምድ፣ ኣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ብዝተኸስተ ሕማም ኮሌራ፣ 20 ሰባት ምሟቶም ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ብዝተኸስተ ሕማም ኮሌራ፣ 20 ሰባት ምሟቶም ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

Radio Erena: 01 December 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ብዝተኸስተ ሕማም ኮሌራ፣ 20 ሰባት ከምዝሞቱ ሕቡራት ሃገራት ብ 28 ሕዳር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ተላባዒ ናይ ውጽኣት ሕ [...]
ሱዳንን ስዑዲ ዓረብን ሓባራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ የካይዳ ኣለዋ

ሱዳንን ስዑዲ ዓረብን ሓባራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ የካይዳ ኣለዋ

Radio Erena: 30 November 2022 ሓይልታት ባሕሪ ሱዳንን ስዑዲ ዓረብ፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ ከምዘለዋ ኣገልግሎት ዜና ቱርኪ ሓቢሩ። እቲ 'ፋልክ 5' (Fulk 5) ዝተሰምየ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ል [...]
ሱዳን፣ ኣብ 8 ኣዋርሕ፣ ኣስታት ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ዝዋግኡ ነዳዲ ናብ መጻርዩኣ ከምዝኣለየት ደቡብ ሱዳን ወቒሳ

ሱዳን፣ ኣብ 8 ኣዋርሕ፣ ኣስታት ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ዝዋግኡ ነዳዲ ናብ መጻርዩኣ ከምዝኣለየት ደቡብ ሱዳን ወቒሳ

Radio Erena: 29 November 2022 ካብ ደቡብ ሱዳን ብሻምብቖታት ኣቢሉ ብመንገዲ ሱዳን ናብ ዕዳጋ ዓለም ክቕረብ ካብ ዝተላእከ ነዳዲ፣ እቲ 446 ሚልዮን ዶላር ዝግመት፣ ናብ መጻርዩ እታ ሃገር ከምዝተኣልየ መንግስቲ [...]
ኣልሸባብ፣ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኣብ ዝዓርፍሉ ሆቴል ብዘካየዶ መጥቓዕቲ፣ ኣኼባ ባይቶ ክሰጋገር ተገዲዱ

ኣልሸባብ፣ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኣብ ዝዓርፍሉ ሆቴል ብዘካየዶ መጥቓዕቲ፣ ኣኼባ ባይቶ ክሰጋገር ተገዲዱ

Radio Erena: 29 November 2022 ኣልሸባብ፣ ኣብ ከተማ ሞቛድሹ፣ ከባቢ ቤተ መንግስቲ ንዝርከብ፣ ሰበ ስልጣን ዝዓርፍሉ ሆቴል ከምዘጥቅዐ ኣካላት ጸጥታ እታ ሃገር ንማዕከናት ዜና ኣረጋጊጾም። ዕጡቓት ኣልሸባብ፣ [...]
ምስ ሩስያ ኣብ ኵናት እትርከብ ዩክሬይን፣ ንሱዳን፣ ኬንያን ናይጀርያን ዝውዕል 125 ሽሕ ቶን ስርናይ ብረዲኤት ክትልግስ’ያ

ምስ ሩስያ ኣብ ኵናት እትርከብ ዩክሬይን፣ ንሱዳን፣ ኬንያን ናይጀርያን ዝውዕል 125 ሽሕ ቶን ስርናይ ብረዲኤት ክትልግስ’ያ

Radio Erena: 28 November 2022 ምስ ሩስያ ኣብ ኵናት እትርከብ ዩክሬይን፣ ሱዳን፣ ኬንያን ናይጀርያን፣ 125 ሽሕ ቶን ስርናይ፣ ብረዲኤት ክትልግስ ምዃና ኣፍሊጣ። ካቢነ ሚኒስተራት ዩክሬይን፣ ብ24 ሕዳር ኣ [...]
ን43 ዓመታት ንኤኳቶርያል ጊኒ ዝመርሐ ፕረዚደንት፣ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ክቕጽል’ዩ

ን43 ዓመታት ንኤኳቶርያል ጊኒ ዝመርሐ ፕረዚደንት፣ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ክቕጽል’ዩ

Radio Erena: 28 November 2022 ኣብ ዓለም ካብ ዘለዉ መራሕቲ ሃገራት፣ ንዘነውሐ ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ኢኳቶርያል ጊኒ፣ ቴዶር ኦብያንግ ንግዌማ ባሳጎ፣ ብሰንበት 20 ሕዳር ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ትግባረ ስምምዕ ምቁራጽ ቶኽሲ ዝከታተል ኣካል ሕቡራት ሃገራት ናብ መቐለ ክዋፈር ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ትግባረ ስምምዕ ምቁራጽ ቶኽሲ ዝከታተል ኣካል ሕቡራት ሃገራት ናብ መቐለ ክዋፈር ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 28 November 2022 ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ንክልተ ዓመታት ዝቐጸለ ደማዊ ኵናት ደው ንምባልን ብፖለቲካዊ ዘተ ንምቕጻሉን ኣብ 02 ሕዳር፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ከተማ ፕሪቶርያ ዝተበጽሐ ስምምዕ፣ ትግባረ [...]
1 78 79 80 81 82 366 800 / 3658