Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 79 80 81 82 83 365 810 / 3644
ሑቲ ናይ የመን፣ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ባለስቲካዊ ሚሳይል ወንጪፉ

ሑቲ ናይ የመን፣ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ባለስቲካዊ ሚሳይል ወንጪፉ

Radio Erena: 20 November 2022 ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ባለስቲካዊ ሚሳይል ብምትኳሱ፣ ኣቓልቦ ማሕበረሰብ ዓለም ስሒቡ። እቲ ሑቲ ካብ ከተማ ሰንዓ ዝወንጨፎ ሚሳይል፣ ኣህጉራዊ ማያት ቀይሕ ባሕሪ ክበጽሕ ብ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ጂቡቲ ወትሃደራዊ መዓስከር ዝኸፈተትሉ መበል 20 ዓመት ጸንቢላ

ኣመሪካ፣ ኣብ ጂቡቲ ወትሃደራዊ መዓስከር ዝኸፈተትሉ መበል 20 ዓመት ጸንቢላ

Radio Erena: 18 November 2022 ኣመሪካ፣ ኣብ ጂቡቲ ወትሃደራዊ መዓስከር ዝኸፈተትሉ መበል 20 ዓመት ጸንቢላ። ኣብቲ መሻርኽቲ ሃገራት ዝተረኽባሉ፣ ብ10 ሕዳር ዝተኻየደ ወትሃደራዊ ጽንብል፣ ኣመሪካ ኣብ ዞባ [...]
ዳርፉር፣ ብሰንኪ ስርቂ ሞተርሳይክል ኣብ ዝተላዕለ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 48 ሰባት ተቐቲሎም

ዳርፉር፣ ብሰንኪ ስርቂ ሞተርሳይክል ኣብ ዝተላዕለ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 48 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 18 November 2022 ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር፣ ብ9 ሕዳር ኣብ ዝተወልዐ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 48 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ ሓገዝ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስታዊ ትካል ግብረሰናይ፣ ብ16 ሕዳ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሰራዊታ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ተዋፍር ምህላዋ ጋረወ ገሊጹ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሰራዊታ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ተዋፍር ምህላዋ ጋረወ ገሊጹ

Radio Erena: 18 November 2022 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሰራዊት ናብ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ተዋፍር ምህላዋ መርበብ ሓበሬታ ጋረወ ገሊጹ። እቲ መርበብ፣ ስሞም ንዘይገለጾም ምንጭታቱ ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረቦ [...]
ኣመሪካ፣ መራሕቲ ኣልሸባብ ዝርከብሉ ቦታ ንዝሓበረ ሰብ 10 ሚልዮን ዶላር ክትህብ ተመባጺዓ

ኣመሪካ፣ መራሕቲ ኣልሸባብ ዝርከብሉ ቦታ ንዝሓበረ ሰብ 10 ሚልዮን ዶላር ክትህብ ተመባጺዓ

Radio Erena: 17 November 2022 ኣመሪካ፣ መራሕቲ ኣልሸባብ ንዝርከብሉ ቦታ ዝሓበረ ሰብ፣ 10 ሚልዮን ዶላር ሞሳ ክትህብ ምዃና ኣፍሊጣ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፣ ቁጠባዊ መሓውር [...]
ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ ስምምዕ ምቁራጽ ቶዅሲ፣ ብመካይንን ነፈርቲን ህጹጽ ረድኤት ናብ ትግራይ ክኣቱ ጀሚሩ

ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ ስምምዕ ምቁራጽ ቶዅሲ፣ ብመካይንን ነፈርቲን ህጹጽ ረድኤት ናብ ትግራይ ክኣቱ ጀሚሩ

Radio Erena: 17 November 2022 ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ከተማ ፕሪቶርያ ብ2 ሕዳር ብዝተበጽሐ ስምምዕ ምቑራጽ ቶዅሲ፣ ብመካይንን ነፈርቲን ዝተጻዕነ ህጹጽ ረዲኤታት ናብ ትግ [...]
ኣመሪካ፣ ናብ የመን ኣቕኒዑ ዝነበረ ኣስታት 70 ቶን ተባራዒ ባእታ ሚሳይላት ሒዛ

ኣመሪካ፣ ናብ የመን ኣቕኒዑ ዝነበረ ኣስታት 70 ቶን ተባራዒ ባእታ ሚሳይላት ሒዛ

Radio Erena: 16 November 2022 ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ፣ ካብ ኢራን ናብ የመን ዘቅንዕ ዝነበረ ኣስታት 70 ሽሕ ቶን ተባራዒ ባእታ ሚሳይላት ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። እቲ ማእከላይ ርሕቐት ዝውንጭፍ ሚሳይላት ንምስራሕ [...]
ሱዳን፣ ዝተጠርጠሩ ወትሃደራውያን መኮንናት ተኣሲሮም

ሱዳን፣ ዝተጠርጠሩ ወትሃደራውያን መኮንናት ተኣሲሮም

Radio Erena: 16 November 2022 ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ሓያሎ ዝተጠርጠሩ ወትሃደራውያን መኮንናት ከምዝኣሰሩ መርበባት ዜና ካብ ካርቱም ሓቢረን። መብዛሕቶም እቶም ዝተኣስሩ መኮንናት፣ ብስም 'ሓይሊ ሓርበኛታት [...]
ፈረንሳ፣ ዋሕዚ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ብሪጣንያ ንምግታእ፣ ኣስታት 900 ተወሰኽቲ ኣባላት ሓለዋ ዶባት ከተዋፍር’ያ

ፈረንሳ፣ ዋሕዚ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ብሪጣንያ ንምግታእ፣ ኣስታት 900 ተወሰኽቲ ኣባላት ሓለዋ ዶባት ከተዋፍር’ያ

Radio Erena: 16 November 2022 ብጉዳይ ዋሕዚ ሓተቲ ዑቕባ ክሰሓሓባ ዝጸንሓ ብሪጣንያን ፈረንሳን ሓድሽ ስምምዕ ከቲመን። እተን ሃገራት ብ14 ሕዳር ብዝበጽሐኦ ስምምዕ መሰረት፣ ፈረንሳ ካብ መሬታ ተበጊሶም፣ [...]
ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ፣ ንመንግስቲ ሱዳን ኣፍልጦ ከምዘይህብ ገሊጹ

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ፣ ንመንግስቲ ሱዳን ኣፍልጦ ከምዘይህብ ገሊጹ

Radio Erena: 15 November 2022 ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ ወይ ናዚሪስ፣ ኣብ ምብራቕ ሱዳን ግዝያዊ በዓል መዚ ከምዘቖመ ኣግለግሎት ዜና ቱርኪ- ኣናዱሉ ሓቢሩ። እቲ ቤት ምኽሪ፣ ድሕሪ'ቲ ብ9 ሕዳር ዘካየዶ ኣ [...]
1 79 80 81 82 83 365 810 / 3644