Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 77 78 79 80 81 361 790 / 3605
ኡጋንዳ፣ ኣብ ኮንጎ ንዝርከቡ ዕጡቓት ንምድምሳስ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካይዳ

ኡጋንዳ፣ ኣብ ኮንጎ ንዝርከቡ ዕጡቓት ንምድምሳስ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካይዳ

Radio Erena: 09 November 2022 ሓይሊ ኣየር ኡጋንዳ፣ ኣብ ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ንዝርከቡ ዕጡቓት ንምድምሳስ ደብዳብ ከምዘካየደ ፕረዚደንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ገሊጹ። እቲ፣ ደጀን ኪዳን ደሞክራስያውያን ሓ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን 3 ቢልዮን ዶላር ከተውፍር’ያ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን 3 ቢልዮን ዶላር ከተውፍር’ያ

Radio Erena: 09 November 2022 ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን ናይ 3 ቢልዮን ዶላር ወፍሪ ከተካይድ ምዃና፣ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ገሊጹ። እቲ ጀነራል፣ ነዚ ዝገ [...]
ፕረዚደንት ካሜሩን፣ ኣብ ስልጣን ዝጸንሓሉ መበል 40 ዓመት ጸንቢሉ

ፕረዚደንት ካሜሩን፣ ኣብ ስልጣን ዝጸንሓሉ መበል 40 ዓመት ጸንቢሉ

Radio Erena: 08 November 2022 ፕረዚደንት ካሜሩን፣ ፖል ቢያ፣ ኣብ ስልጣን ዝመጽኣሉ መበል 40 ዓመት፣ ብ06 ሕዳር ጸንቢሉ። እቲ ወዲ 89 ዓመት ኮይኑ ዘሎ ፕረዚደንት፣ 40 ዓመታት ንካሜሩን መሪሑዋ ከብቅ [...]
ወትሃደራውያን መራሕቲ ሰራዊት ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ኣብ ናይሮቢ ዘተ የካይዱ ኣለዉ

ወትሃደራውያን መራሕቲ ሰራዊት ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ኣብ ናይሮቢ ዘተ የካይዱ ኣለዉ

Radio Erena: 07 November 2022 ላዕለዎት ወትሃደራውያን ኣዘዝቲ ሰራዊት ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ካብ ሰኑይ 07 ሕዳር ጀሚሮም ኣብ ኬንያ፣ ከተማ ናይሮቢ ዘተ የካይዱ ኣለዉ። ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊ [...]
ሶማል፣ ኣብ ወትሃደራዊ መሰልጠኒ ማእከል ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 5 ሰባት ተቐቲሎም

ሶማል፣ ኣብ ወትሃደራዊ መሰልጠኒ ማእከል ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 5 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 07 November 2022 ኣልሸባብ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ሶማል ዘካይዶ ዘሎ ጽዑቕ መጥቃዕታት፣ ኣብ ሓደ ወትሃደራዊ መሰልጠኒ ማእከል ብዝፈጸሞ ስርሒት ብውሕዱ ሓሙሽተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣገልግሎት ዜና [...]
ሓይልታት ኦሮሞ፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ፣ ከተማ ነቐምተ ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ፣ 10ታት እሱራት ከምዘፍትሑ ተሓቢሩ

ሓይልታት ኦሮሞ፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ፣ ከተማ ነቐምተ ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ፣ 10ታት እሱራት ከምዘፍትሑ ተሓቢሩ

Radio Erena: 07 November 2022 ሓይልታት ግንባር ሓርነት ኦሮሞ፣ ኣብ ነቐምተ ኣብ ዘካየድዎ ወትሃደራዊ ስርሒት 10ታት እሱራት ከምዘፍትሑ ይግለጽ ኣሎ። እቶም ሓይልታት፣ ናብ ሰንበት 06 ሕዳር ዘውግሐ ለይቲ [...]
ላዕለዎት ወትሃደራውያን መራሕቲ ሰራዊት ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ኣብ ኬንያ ክዝትዩ ምዃኖም ተገሊጹ

ላዕለዎት ወትሃደራውያን መራሕቲ ሰራዊት ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ኣብ ኬንያ ክዝትዩ ምዃኖም ተገሊጹ

Radio Erena: 07 November 2022 ድሕሪ'ቲ ኣብ 2 ሕዳር፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝተበጽሐ ስምምዕ ንዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን፣ ኣብ ተኽእሎታት ምፍታሕ ዕጥቂ ብዝምልከት ንምዝርራብ፣ ወትሃደራውያን [...]
ኢትዮጵያ፣ ህዩማን ራይትስ ዎች፣ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ዓለም ተዓዛቢ ጉጅለ ክልእኽ ጻውዒት ኣቕሪቡ

ኢትዮጵያ፣ ህዩማን ራይትስ ዎች፣ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ዓለም ተዓዛቢ ጉጅለ ክልእኽ ጻውዒት ኣቕሪቡ

Radio Erena: 06 November 2022 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ግርጭታቶም ብሰላማዊ መንገዲ ክፈትሕዎ ምስምሞዖም ካብ ዝተፈላለዩ ወገናት ናይ ሓጎስ መግለጺታት ኣብ ዝውሕዘሉ ዘሎ እዋን፤ ህዩማን ራይትስ [...]
ዩጋንዳ፣ ኢቦላ ንምቁጽጻር ሰዓታት እቶ እቶ ብሰለስተ ቅነ ተናዊሑ

ዩጋንዳ፣ ኢቦላ ንምቁጽጻር ሰዓታት እቶ እቶ ብሰለስተ ቅነ ተናዊሑ

Radio Erena: 06 November 2022 መንግስቲ ዩጋንዳ፤ ኣብታ ሃገር ዘስፋሕፍሕ ዘሎ ሕማም ኢቦላ ንምቁጽጻር ዝኣዘዞ ምዕጻው ክልተ ዞባታት፤ ብሰለስተ ቅነ ክናዋሕ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ማእከላይ ዩጋንዳ ጀሚሩ ናብ ከ [...]
ኬንያ፣ ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ከባቢ፣ ሕሙም ዝጸዓነት ኣምቡላንስ ብዕጡቓት ተጨውያ

ኬንያ፣ ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ከባቢ፣ ሕሙም ዝጸዓነት ኣምቡላንስ ብዕጡቓት ተጨውያ

Radio Erena: 04 November 2022 ኣብ ኬንያ ምስ ሶማል ኣብ ዘዋስን ዞባ ማንዴራ፣ ሓደ ሕሙም ዝጸዓነት ኣምቡላንስ ምስ መራሒኣን ክልተ ሰሞ ሞያ ሕክምናን ብዕጡቓት ከምዝተጨውዩ መንግስቲ ኬንያ ኣፍሊጡ። እቶም [...]
1 77 78 79 80 81 361 790 / 3605