Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 65 66 67 68 69 367 670 / 3670
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፈር፣ ናጻ ናይ ንግዲን ሰብን ምንቅስቓስ ገና ምሉእ ብምሉእ ብዘይምትግባሩ፣ ኣብ ተመለስቲ ከቢድ ጸቕጢ ፈጢሩ ከምዘሎ፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ኣፍሊጡ

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፈር፣ ናጻ ናይ ንግዲን ሰብን ምንቅስቓስ ገና ምሉእ ብምሉእ ብዘይምትግባሩ፣ ኣብ ተመለስቲ ከቢድ ጸቕጢ ፈጢሩ ከምዘሎ፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ኣፍሊጡ

Radio Erena: 28 February 2023 እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ኣብ ትግራይ ዝጀመረ ውግእ፣ ናብ ዞባታት ኣምሓራን ዓፈርን ድሕሪ ምስፍሑ ዝተመዛበሉ ነበርቲ ክልል ዓፈር፣ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፤ ፕረዚደንት ቱኒዝያ ንዝሃቦ ‘ዓሌታዊ ጽልኢ ዘለዓዕል’ መደረ ኮኒኑ

ሕብረት ኣፍሪቃ፤ ፕረዚደንት ቱኒዝያ ንዝሃቦ ‘ዓሌታዊ ጽልኢ ዘለዓዕል’ መደረ ኮኒኑ

Radio Erena: 27 February 2023 እቲ ሕብረት ብ25 ለካቲት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፤ ፕረዚደንት ቱኒዝያ ቐይስ ሰይድ፤ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን 'ዓሌትና ክብርዙ ዝመጹ' ብምባል ብዝሃቦ መደረ፤ ቁጠዐ [...]
ሰበስልጣን ክልል ትግራይ፤ ሓድሽ ግዚያዊ መንግስቲ ንምቛም፤ ምድላዋት ወዲኦም

ሰበስልጣን ክልል ትግራይ፤ ሓድሽ ግዚያዊ መንግስቲ ንምቛም፤ ምድላዋት ወዲኦም

Radio Erena: 27 February 2023 ሰበስልጣን ክልል ትግራይ፤ ሓድሽ ግዚያዊ መንግስቲ ንምቛም፤ ምድላዋት ወዲኦም ከምዘለዉ ማዕከን ዜና ዘ ሪፖርተር ካብታ ሃገር ሓቢሩ። እቲ ዝቐውም ናይ መሰጋገሪ መንግስቲ፤ኣባላ [...]
ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ፣ ናይ ተተኮስቲ ፈኮስቲ ብረት ፍርያት ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ

ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ፣ ናይ ተተኮስቲ ፈኮስቲ ብረት ፍርያት ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 26 February 2023 ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ፣ ናይ ተተኮስቲ ፈኮስቲ ብረት ፍርያት ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስትሪ ኣቐድም ኣቢሉ፣ ምስ ሓደ ትካል መፍረ ኣጽዋር ሕቡራት ኢማራት ዓረብ መዘክር [...]
ኣፍሪቃዊ ሕብረት ንእስራኤል ሂብዋ ዝነበረ ፍቓድ ናይ ተዓዛብነት መንበር ኣደስኪሉ

ኣፍሪቃዊ ሕብረት ንእስራኤል ሂብዋ ዝነበረ ፍቓድ ናይ ተዓዛብነት መንበር ኣደስኪሉ

Radio Erena: 22 February 2023 ኣፍሪቃዊ ሕብረት ንእስራኤል ሂብዋ ዝነበረ ፍቓድ ናይ ተዓዛብነት መንበር ከም ዘደስከሎ ሓቢሩ። ምክትል ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪቃ ኣብ ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እስራኤል ዝኾነት [...]
ሱዳን፡ መሓመድ ዳግሎ ማለት ሑመቲ፡ መንግስቲ ንምውራድ ኣብ ዝተኻየደ ዕልዋ ዝነበሮ ተሳትፎ ግጉይ ምንባሩ ተኣሚኑ

ሱዳን፡ መሓመድ ዳግሎ ማለት ሑመቲ፡ መንግስቲ ንምውራድ ኣብ ዝተኻየደ ዕልዋ ዝነበሮ ተሳትፎ ግጉይ ምንባሩ ተኣሚኑ

Radio Erena: 21 February 2023 ኣዛዚ ፈጣን ሓይልታት ረዲኤት ሱዳን ዝኾነ መሓመድ ዳግሎ ማለት ሑመቲ፡ ኣብታ ሃገር ሲቪላዊ መንግስቲ ንምውራድ ኣብ ዝተኻየደ ዕልዋ ዝነበሮ ተሳትፎ ግጉይ ምንባሩ ተኣሚኑ። ኣዛ [...]
ኣፍሪቃዊ ሕብረት ኣብ ልዕሊ ሱዳን፡ ጊኒ፡ ብርኩናፋሶን ማልን ኣጽኒዕዎ ዝጸንሐ እገዳታት ክቕጽሎ ወሲኑ

ኣፍሪቃዊ ሕብረት ኣብ ልዕሊ ሱዳን፡ ጊኒ፡ ብርኩናፋሶን ማልን ኣጽኒዕዎ ዝጸንሐ እገዳታት ክቕጽሎ ወሲኑ

Radio Erena: 21 February 2023 ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ኣዲስ ኣበባ መበል 36 ጉባኢኡ ከካይድ ዝቐነየ ኣፍሪቃዊ ሕብረት፡ብሰንበት 19 ለካቲት ኣብ ዘካየዶ መዕጸዊ ኣኼባ፡ብዕልዋ ስልጣን ዝጨበጡ ስርዓታት ኣብ ልዕሊ [...]
ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ንምስታፍ ዝመጹ ወከልቲ መንግስቲ እስራኤል፣ ካብቲ ኣደራሽ ተሰጒጎም

ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ንምስታፍ ዝመጹ ወከልቲ መንግስቲ እስራኤል፣ ካብቲ ኣደራሽ ተሰጒጎም

Radio Erena: 20 February 2023 ኣብ መበል 36 ስሩዕ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ንምስታፍ ዝመጹ ወከልቲ መንግስቲ እስራኤል፣ ናይ መኽፈቲ ስነስርዓት ቅድሚ ምጅማሩ፣ ካብቲ ኣዳራሽ ብምስጓጎም፣ መንግስቲ እስራኤል ተቓዊ [...]
ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድን፣ ፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ርክብ ኣካዪዶም

ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድን፣ ፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ርክብ ኣካዪዶም

Radio Erena: 20 February 2023 እቶም መራሕቲ ክልቲኤን ሃገራት፣ ኣብ መበል 36 ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ ንምስታፍ ኣብ ዝተረኽቡሉ እዮም ነቲ ርክብ ኣካዪዶሞ። ኣብቲ ኣጋጣሚ፣ ፕረዚደንት ሓሰን [...]
ሶማል ዝጸንሓ ልቓሕ ተሰሪዙላ

ሶማል ዝጸንሓ ልቓሕ ተሰሪዙላ

Radio Erena: 19 February 2023 ሶማል ካብ ኣህጉራዊ ፋይናንሳዊ ማዕከን ዝጸንሓ ለቓሕ፡ ጀርመን፣ ሽወደን፣ በልጅምን ኢጣልያን ብምትሕብባር ሰሪዘናላ። ን30 ዓመታት ብሰንኪ ልዑል መጠን ዕዳ፡ካብ ተወሳኺ ልቓሕ ተኣጊ [...]
1 65 66 67 68 69 367 670 / 3670