Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 4 5 6 7 8 211 60 / 2104
ጣሊባን፣ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝጋባእ ዘሎ ስሩዕ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ክሳተፍ ሓቲቱ

ጣሊባን፣ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝጋባእ ዘሎ ስሩዕ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ክሳተፍ ሓቲቱ

Radio Erena: 23 September 2021 ብኣመሪካ ንዝድገፍ ዝነበረ መንግስቲ ኣፍጋኒስታን ብኵናት ስዒሩ ስልጣን ዝሓዘ ጣሊባን፣ ብ21 መስከረም ኣብ ዝተኸፍተ መበል 76 ስሩዕ ዋዕላ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ክሳተፍ ሓቲቱ [...]
‘ንህወሓት ብኵናት ምስዓር ዝከኣል ኣይመስለንን።’ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት

‘ንህወሓት ብኵናት ምስዓር ዝከኣል ኣይመስለንን።’ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት

Radio Erena: 22 September 2021 ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ንህወሓት ብኵናት ምስዓር ዝከኣል ኣይመስለንን'ዩ ክብል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረሽ ገሊጹ። እቲ ዋና ጸሓፊ፣ ብኣጋጣሚ' [...]
‘ኢትዮጵያ፣ ብኵናትን ጥሜትን እትልለ ሃገር ኮይና ኣላ።’

‘ኢትዮጵያ፣ ብኵናትን ጥሜትን እትልለ ሃገር ኮይና ኣላ።’

Radio Erena: 22 September 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ'ቲ ኣብ ትግራይ ዝተወልዐ ኵናት ኣስታት 13% ካብ ህዝባ ንሓደጋ ጥሜት ክቃላዕ ምዃኑ ፕሮግራም መግቢ ዓለም መጠንቀቕታ ዘርጊሑ ኣሎ። እቲ ኣካል ሕቡራት [...]
ሱዳን፣ ፈተነ ዕልዋ ተኻይዱ ክብል መሰጋገሪ መንግስቲ ገሊጹ

ሱዳን፣ ፈተነ ዕልዋ ተኻይዱ ክብል መሰጋገሪ መንግስቲ ገሊጹ

Radio Erena: 21 September 2021 ኣብ ሱዳን፣ ፈተነ ዕልዋ መንግስቲ ከምዝተኻየደ ቴሌቪዥን እታ ሃገር ሓቢራ። እቲ ብሰሉስ 21 መስከረም ተኻይዱ ዝተባህለ ፈተነ ዕልዋ፣ ብደገፍቲ ስርዓት በሺር ዝተወሃሃደ ምዃ [...]
ኣብ ፈረንሳ፣ ክሕከም ዝቐነየ ፕረዚደንት ጂቡቲ ናብ ሃገሩ ተመሊሱ

ኣብ ፈረንሳ፣ ክሕከም ዝቐነየ ፕረዚደንት ጂቡቲ ናብ ሃገሩ ተመሊሱ

Radio Erena: 21 September 2021 ኣብ ፈረንሳ፣ ከተማ ፓሪስ ኣብ ዝርከብ ሆስፒታል፣ ኣብ ሕክምና ዝቐነየ ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ብ19 መስከረም ናብ ሃገሩ ተመሊሱ። እቲ ፕረዚደንት፣ ናብ ሃገ [...]
ጂቡቲ ንላዕለዋይ ሓላፊ ስለያ ሶማል ኣሲራ ክብል ፕረዚደንት ሶማል ወቒሱ

ጂቡቲ ንላዕለዋይ ሓላፊ ስለያ ሶማል ኣሲራ ክብል ፕረዚደንት ሶማል ወቒሱ

Radio Erena: 20 September 2021 መንግስቲ ጂቡቲ፣ ንላዕለዋይ ሓላፊ ስለያ ሶማል ኣሲሩ ኣሎ ክብል ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ፋርማጆ ወቒሱ። ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ሶማል፣ ብ17 መስከረም ኣብ ዝዘርግሖ መግ [...]
ሑቱ፣ ብስለያን ቅትለት ላዕለዎት ሓለፍቲ ‘ቲ ውድብን ንዝኸሰሶም ትሽዓተ ሰባት ብሞት ቀጺዑ

ሑቱ፣ ብስለያን ቅትለት ላዕለዎት ሓለፍቲ ‘ቲ ውድብን ንዝኸሰሶም ትሽዓተ ሰባት ብሞት ቀጺዑ

Radio Erena: 20 September 2021 ሓይልታት ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ቅትለት ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ 'ቲ ውድብ ንምትሕብባር ኣብ ስለያ ተዋፊሮም ንዝበልዎም ትሽዓተ ሰባት ብሞት ቀጺዖም። እቶም ብቀዳም 18 መ [...]
ኣማል ክሉኒ (በዓልቲ ቤት ጆርጅ ክሉኒ) ኣብ ዘ ሄግ፣ ኣማኻሪት ኣኽባር ሕጊ ንጉዳይ ዳርፉር ኮይና

ኣማል ክሉኒ (በዓልቲ ቤት ጆርጅ ክሉኒ) ኣብ ዘ ሄግ፣ ኣማኻሪት ኣኽባር ሕጊ ንጉዳይ ዳርፉር ኮይና

Radio Erena: 19 September 2021 ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት፣ ንጉዳይ ዳርፉር ክርእይ ዝተመዘዘ ኣኽባር ሕጊ፣ ንኣማል ክሉኒ ከም ላዕለወይቲ ኣማኻሪት መዚዙዋ። በዓልቲ ቤት ንህቡብ ኣመሪካዊ ተዋሳኣይ ጆርጅ ክ [...]
ሱዳን፣ ኢትዮጵያን ግብጺን፣ ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝተመርሐ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይል ክቕጽላ ቤት ምኽሪ ጸጥታ ተማሕጺኑ

ሱዳን፣ ኢትዮጵያን ግብጺን፣ ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝተመርሐ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይል ክቕጽላ ቤት ምኽሪ ጸጥታ ተማሕጺኑ

Radio Erena: 17 September 2021 ሱዳን፣ ኢትዮጵያን ግብጽን፣ ብዛዕባ'ቲ ዘሰሓሕበን ዘሎ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን ብዝምልከት፣ ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝተመርሐ ዘተ ክቕጽልኦ ቤት ምኽሪ ጸጥ [...]
ኣብ ኵናት ትግራይ ተሸሚማ እትርከብ ኢትዮጵያ፣ ካብ ሩስያ ኣጽዋር ንምርካብ ተቛምት ከምዘላ ተገሊጹ

ኣብ ኵናት ትግራይ ተሸሚማ እትርከብ ኢትዮጵያ፣ ካብ ሩስያ ኣጽዋር ንምርካብ ተቛምት ከምዘላ ተገሊጹ

Radio Erena: 15 September 2021 ኣብ ኵናት ትግራይ ተሸሚማ እትርከብ ኢትዮጵያ፣ ኣጽዋራትን ተተኮስትን ካብ ሩስያ ንምርካብ ተቛምት ከምዘላ ኣብ ኣመሪካ ዝመደበሩ ሓደ ካብ ዓበይቲ ማዕከናት ዜና-CNBC ገሊጹ። [...]
1 4 5 6 7 8 211 60 / 2104