Author: Admin

1 24 25 26 27 28 265 260 / 2647
ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ዶር. ሙላቱ ተሾመ፣ ወኪል ኢጋድ ኣብ ምርጫ ኬንያ ኮይኑ ተመዚዙ

ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ዶር. ሙላቱ ተሾመ፣ ወኪል ኢጋድ ኣብ ምርጫ ኬንያ ኮይኑ ተመዚዙ

Radio Erena: 17 July 2022 በይናዊ በዓል ስልጣን ንምዕባለ (ኢጋድ)፤ ኣብ ኬንያ ንዝካየድ ምርጫ ዝሳተፍ ተዓዛቢ ጉጅለ ዝመርሕ በዓል ስልጣን መዚዙ። ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ዶክተር ሙላቱ ተሾመ፤ ብዕለት 14 ሓም [...]
መርማሪት ጉጅለ ው.ሕ.ሃ. ኣብ ኤርትራ፤ ስርሓ ክትቅጽል፤ ዕድመ ስልጣና ብሓደ ዓመት ተናዊሑ

መርማሪት ጉጅለ ው.ሕ.ሃ. ኣብ ኤርትራ፤ ስርሓ ክትቅጽል፤ ዕድመ ስልጣና ብሓደ ዓመት ተናዊሑ

Radio Erena: 10 July 2022 ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ከተጽንዕ ዝቖመት መርማሪት ጉጅለ፤ ዕድመ ስልጣና ብሓደ ዓመት ተናዊሑ። ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ብሸውዓተ ሓምለ ኣብ ዝወዓሎ ኣኼባ፤ ኣብ መንጎ'ቶም 9 ዘሕለ [...]
ብቀዳም በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ ኣብ ዝተኸብረሉ፤ ብኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ሱዳን፤ ናይ ኮፍ ብምባል ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዱ

ብቀዳም በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ ኣብ ዝተኸብረሉ፤ ብኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ሱዳን፤ ናይ ኮፍ ብምባል ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዱ

Radio Erena: 10 July 2022 ትማሊ ቀዳም በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ ኣብ ዝተኸብረሉ፤ ብኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ሱዳን፤ ኣብ ኣገደስቲ ቦታታት መንግስቲ ኮፍ ብምባል ሰላማዊ ሰልፊ ከካይድ ውዒሉ። እቲ ብዘይዕረፍቲ ዝካየድ ዘሎ ሰ [...]
መራሕቲ ሃይማኖት ኬንያ፤ ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ’ታ ሃገር ናዕቢ ከይለዓል፤ ሓድሽ ጎስጓስ ጀሚሮም

መራሕቲ ሃይማኖት ኬንያ፤ ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ’ታ ሃገር ናዕቢ ከይለዓል፤ ሓድሽ ጎስጓስ ጀሚሮም

Radio Erena: 10 July 2022 መራሕቲ ሃይማኖት ኬንያ፤ ኣብ ዝመጽእ ፕረዚደንታዊ ምርጫ'ታ ሃገር ናዕቢ ከይለዓል፤ ሓድሽ ጎስጓስ ጀሚሮም። እቶም ካብ 21 ቤተ እምነታት ዝተዋጽኡ መራሕቲ ሃይማኖት ጎስጓስ ኣብ ዝጀመሩሉ፤ [...]
እስራኤል ኣብ ኤርትራ ዝነበራ ኤምባሲ ዓጽያ

እስራኤል ኣብ ኤርትራ ዝነበራ ኤምባሲ ዓጽያ

Radio Erena: 10 July 2022 እስራኤል ኣብ ኤርትራ ዝነበራ ኤምባሲ ዓጽያ። ማዕከናት ዜና እስራኤል ብዝህቦኦ ዘለዋ ሓበሬታ መሰረት፣ መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ኣምባሳደር እስራኤል ኮይኑ ዝተመዘዘ እስማዒል ኻልዲ ስለዘይተቐበሎ [...]
ህላዌ ባሕርያ ኢራን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ንእስራኤል ስግኣት ፈጢሩላ

ህላዌ ባሕርያ ኢራን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ንእስራኤል ስግኣት ፈጢሩላ

Radio Erena: 07 July 2022 ኢራን፤ ህላዌኣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንምዕባይ ኣብ እትሰርሓሉ ዘላ እዋን፤ ተወሰኽቲ መራኽብ ኲናት ምውፋራ ኣቓልቦ እስራኤልን ምዕራባውያን ሃገራትን ክስሕብ ምጅማሩ ተገሊጹ። ማዕከናት ዜና እስ [...]
ባይቶ ኢትዮጵያ፤ ኣብ ምዕራብ ወለጋ ንዝተፈጸመ ህልቂት እተጻርይ ኮሚቴ ኣቚሙ

ባይቶ ኢትዮጵያ፤ ኣብ ምዕራብ ወለጋ ንዝተፈጸመ ህልቂት እተጻርይ ኮሚቴ ኣቚሙ

Radio Erena: 07 July 2022 ታሕተዋይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፤ ኣብ ምዕራባዊ ዞባ'ታ ሃገር ንዝተፈጸመ፤ ቅትለት ልዕሊ 300 ሰላማውያን ሰባት እተጽንዕ ኮሚቴ ኣቚሙ። ብፍላይ'ቲ ኣብ ከባቢታት ቀለም ወለጋ ዝተፈጸመ [...]
ጀነራል ኣል-ቡርሃን፣ 5 ኣባላት ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ካብ ስልጣን ኣባሪሩ

ጀነራል ኣል-ቡርሃን፣ 5 ኣባላት ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ካብ ስልጣን ኣባሪሩ

Radio Erena: 07 July 2022 ወተሃደራዊ መራሒ ሱዳን ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን፤ ሓድሽ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምምስራት ዘቕረቦ እማመ፤ ብበርጌሳውያን ማሕበራት ድሕሪ ምንጻጉ፤ ኣብ ስልጣን ዝጸንሑ ኣባላት'ተን ማሕበራት [...]
ኣብ ክልል ኦሮምያ ዕጡቓት ብዘካየዱዎ መጥቃዕቲ፣ ልዕሊ 300 ሰላማውያን ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ክልል ኦሮምያ ዕጡቓት ብዘካየዱዎ መጥቃዕቲ፣ ልዕሊ 300 ሰላማውያን ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 06 July 2022 አብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ፤ ኣብ ዓሌት ዝሰረተ ግርጭት ብሰፊሑ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ሓድሽ ብዝተላዕለ መጥቃዕቲ፣ ልዕሊ 300 ሰባት ተቐቲሎም። ቀንዲ ዒላማ ናይቲ መጥቃዕ [...]
ሰበስልጣን ኢራንን ሕቡራት ሃገራትን ብጉዳይ የመን ተዛትዮም

ሰበስልጣን ኢራንን ሕቡራት ሃገራትን ብጉዳይ የመን ተዛትዮም

Radio Erena: 06 July 2022 ላዕለዎት ሰበስልጣን ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢራን፣ ብዛዕባ ጉዳይ የመን ብዝምልከት ምስ ወከልቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘተ ኣካዪዶም። ኣብቲ ብሰሉስ 5 ሓምለ ዝተኻየደ ኣኼባ፣ ፍሉይ ልኡኽ ውድብ [...]
1 24 25 26 27 28 265 260 / 2647