Author: amanuel

1 70 71 72 73 74 243 720 / 2424
ተዳኺሙ ክብሃል ዝጸንሐ ኣል ሸባብ ንከተማ ባይዶዋ ኣብ ከበባ ከምዘእተዋ ተገሊጹ

ተዳኺሙ ክብሃል ዝጸንሐ ኣል ሸባብ ንከተማ ባይዶዋ ኣብ ከበባ ከምዘእተዋ ተገሊጹ

Radio Erena: Friday, 21 July 2023 ሰራዊት መንግስቲ ብዘካይዶ ዘሎ ስርሒታት፣ ዝቖጻጸሮ ዝነበረ ከባቢታት ክርሕርሕ ምጽንሑ ዝተነግረሉ ኣልሸባብ፣ ንከተማ ባይዶዋ ኣብ ምሉእ ከበባ ከምዘእተዋ ተገሊጹ። እቲ [...]
ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ዝጀመረ ፌስቲቫል ህግደፍ ደው ናይ ምባል ስርሒታት ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ኣመሪካን ካናዳን’ውን ክቕጽል ምዃኑ ይግለጽ ኣሎ

ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ዝጀመረ ፌስቲቫል ህግደፍ ደው ናይ ምባል ስርሒታት ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ኣመሪካን ካናዳን’ውን ክቕጽል ምዃኑ ይግለጽ ኣሎ

Radio Erena: Friday, 21 July 2023 ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጀርመንን ዓዲ እንግሊዝን ዝጀረመ ፌስቲቫላት ህግደፍ ደው ናይ ምባል ስርሒታት ብርጌድ ንሓመዱ፣ ኣብ ኣመሪካ ካናዳን'ውን ክቕጽል ምዃኑ ይግለጽ ኣሎ [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ፑቱን ኣብ ዋዕላ ብሪክስ ንምስታፍ ኣብ ዝመጽኣሉ ከይእሰር ንኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ሕቶ ኣቕሪባ

ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ፑቱን ኣብ ዋዕላ ብሪክስ ንምስታፍ ኣብ ዝመጽኣሉ ከይእሰር ንኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ሕቶ ኣቕሪባ

Radio Erena: Thursday, 20 July 2023 ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ሲሪል ራማፎሳ፣ ሩስያያዊ መዘንኡ ቭላድሚር ፑቲን፣ ኣብ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ብሪክስ ንምስታፍ ናብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ዝመጽኣሉ ከይእሰር፣ ንኣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ናይ ሰለስተ ዓመት ናይ ቁጠባ ጽገና ንምክያድ ናይ 12 ቢልዮን ዶላር ልቃሕን ምወላን ሓቲታ

ኢትዮጵያ፣ ናይ ሰለስተ ዓመት ናይ ቁጠባ ጽገና ንምክያድ ናይ 12 ቢልዮን ዶላር ልቃሕን ምወላን ሓቲታ

Radio Erena: Thursday, 20 July 2023 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ መዲበዮ ኣለኹ ንዝበሎ ናይ ቁጠባ ጽገና ንምክያድ ናይ 12 ቢልዮን ዶላር ልቃሕን ምወላን ከምዝሓተተ፣ ኣማኻሪ ቁጠባዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ኣቶ [...]
ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ምክትታል ወራር ዕስለ ኣንበጣ ክገብራ መዘኻኸሪ ቀሪቡ

ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ምክትታል ወራር ዕስለ ኣንበጣ ክገብራ መዘኻኸሪ ቀሪቡ

Radio Erena: Thursday, 20 July 2023 ሃገራት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ቀይሕ ባሕሪን፣ ክርአ ንዝጀመረ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምክልኻል ምድላዋት ክገብራ ውድብ መግቢን ሕርሻን ( FAO) ኣዘኻኺሩ። እቲ ውድብ፣ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ወደብ ጂቡቲ ንምጥቃም ምስታ ሃገር ዘተ ተካይድ

ደቡብ ሱዳን፣ ወደብ ጂቡቲ ንምጥቃም ምስታ ሃገር ዘተ ተካይድ

Radio Erena: Wednesday, 19 July 2023 ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ደቡብ ሱዳን፣ ወደብ ጂቡቲ ንምጥቃም ኣብ ዝህሉ መስርሕ ብዝምልከት ምስ ሰበ ስልጣን ጂቡቲ ይዝትዩ ኣለዉ። እቲ ላዕለዋይ ልኡኽ ደቡብ ሱዳን፣ [...]
ሩስያ፣ ዩክሬይን እተፍርዮ ኣእካል ብውሑስ መንገዲ  ናብ ዕዳጋ ዓለም ንምብጻሕ ካብ ዝኣተወቶ ውዕል ስሒባ

ሩስያ፣ ዩክሬይን እተፍርዮ ኣእካል ብውሑስ መንገዲ ናብ ዕዳጋ ዓለም ንምብጻሕ ካብ ዝኣተወቶ ውዕል ስሒባ

Radio Erena: Wednesday, 19 July 2023 ሩስያ፣ ካብቲ ፍርያት ዩክሬይን ዝኾነ ኣእካል ብመንገዲ ጸሊም ባሕሪ ብውሕሱ መንገዲ ናብ ዕዳጋ ዓለም ክሽየጥ ዝኣተወቶ ውዕል ከምዝሰሓበት ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ነዚ [...]
ሽወደን፣ ካብ 03 ክሳብ 06 ነሓሰ ንዝካየድ ፌስቲቫል ህግደፍ ደው ንምባሉ፣ ብስም ዳዊት ኢሳቕ ዝተሰምየ ወፍሪ ‘ብርጌድ ንሓመዱ’ ጀሚሩ

ሽወደን፣ ካብ 03 ክሳብ 06 ነሓሰ ንዝካየድ ፌስቲቫል ህግደፍ ደው ንምባሉ፣ ብስም ዳዊት ኢሳቕ ዝተሰምየ ወፍሪ ‘ብርጌድ ንሓመዱ’ ጀሚሩ

Radio Erena: Wednesday, 19 July 2023 ኣብ ሽወደን፣ ካብ 03 ክሳብ 06 ነሓሰ ንዝካየድ ምድላዋት ይካየደሉ ምህላዉ ንዝተገልጸ ፌስቲቫል ህግደፍ ደው ንምባሉ፣ ብኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ተበግሶታት ጀሚሩ። [...]
ኤርትራ ምስ ሩስያ ኣብ ወትሃደራዊ መዳይ ክትተሓጋገዝ ከምእትደሊ ኣምባሳደር ጴጥሮስ ጸጋይ ገሊጹ

ኤርትራ ምስ ሩስያ ኣብ ወትሃደራዊ መዳይ ክትተሓጋገዝ ከምእትደሊ ኣምባሳደር ጴጥሮስ ጸጋይ ገሊጹ

Radio Erena: Tuesday, 18 July 2023 ኤርትራ ምስ ሩስያ ኣብ ወትሃደራዊ መዳይ ክትተሓጋገዝ ከምእትደሊ፣ ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሩስያ፣ ኣቶ ጴጥሮስ ጸጋይ ገሊጹ። ኣምባሳደር ጴጥሮስ፣ ራይ ኖቨስቲ [...]
ኣብ ሶማል፣ ካልእ ዙር ምስሓብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ክካየድ’ዩ

ኣብ ሶማል፣ ካልእ ዙር ምስሓብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 18 Tuesday, 2023 ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ካብ ዝርከብ ልዕሊ 16 ሽሕ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ እቲ ኣስታት 2 ሽሕ ኣብዚ ቀረባ ክስሓብ ምዃኑ ተገሊጹ። ኣብዚ ካልኣይ መድረኽ ምስሓብ ዓ [...]
1 70 71 72 73 74 243 720 / 2424