1 895 896 897 898 899 996 8970 / 9956
ኤርትራን የመንን ኣብ ጉዳይ ምግፋፍ ዓሳ ተወሳኺ ዝርርብ ኣካይደን

ኤርትራን የመንን ኣብ ጉዳይ ምግፋፍ ዓሳ ተወሳኺ ዝርርብ ኣካይደን

Radio Erena: 19 November 2014 ኤርትራን የመንን ኣብ ጉዳይ ምግፋፍ ዓሳ ተወሳኺ ዝርርብ ኣካይደን። ነቲ ዝርርብ ዘካየዱ፣ ካብ ወገን መንግስቲ የመን ሓድሽ ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ ኮይኑ ዝተመዘዘ ፋሃድ ካፋን ክኸውን እንከሎ [...]
ብ One Day Seyoum ዝፍለጥ ጋዜጠኛ ስዮም ጸሃየ ንኽፍታሕ ዝጽውዕ ምንቕስቓስ እተካይድ ዘላ መንእሰይ ቫነሳ በርሀ ምስ ጳጳስ ፍራንሲስ ተራኺባ

ብ One Day Seyoum ዝፍለጥ ጋዜጠኛ ስዮም ጸሃየ ንኽፍታሕ ዝጽውዕ ምንቕስቓስ እተካይድ ዘላ መንእሰይ ቫነሳ በርሀ ምስ ጳጳስ ፍራንሲስ ተራኺባ

Radio Erena: 19 November 2014 ብዋን ደይ ስዩም (One Day Seyoum) ዝፍለጥ፣ ጋዜጠኛ ስዮም ጸሃየ ፍትሒ ንኽረክብ ዝንቀሳቐስ ፕሮጀክት እተካይድ ዘላ መንእሰይ ቫነሳ በርሀ፣ ምስ ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ቫ [...]
ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ኢትዮጵያ፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ግንባር ከቑሙ ጸቕጢ ይግበረሎም

ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ኢትዮጵያ፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ግንባር ከቑሙ ጸቕጢ ይግበረሎም

Radio Erena: 18 November 2014 ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ተቓወምቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትሕቲ ሓደ ጽላል ተጠርኒፎም ሓባራዊ ወትሃደራዊ ግንባር ከቑሙ ጸቕጢ ይግበረሎም ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ብመሰረት እ [...]
ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ መኽሰብ ደበሳይ፣ ኣብ ኣብ ቀዳማይ መድረኽ ዙር ሩዋንዳ ቀዳማይ ኮይኑ ተዓዊቱ

ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ መኽሰብ ደበሳይ፣ ኣብ ኣብ ቀዳማይ መድረኽ ዙር ሩዋንዳ ቀዳማይ ኮይኑ ተዓዊቱ

Radio Erena: 18 November 2014 ተቐዳዳማይ ጀርመናዊት ክለብ ባይክ አይድ፡ መኽሰብ ደበሳይ፡ ትማሊ ሰኑይ 17 ሕዳር 2014፡ ካብ ኪጋሊ ናብ ኪቡንጎ ንዝተኻየደ ቀዳማይ መድረኽ ዙር ሩዋንዳ ቀዳማይ ብምውጻእ ተዓዊትሉ። ዝሓ [...]
ወትሃደራዊ ኣዛዚ ቡርኪናፋሶ ስልጣን ንሲቪላዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ኣረኪቡ

ወትሃደራዊ ኣዛዚ ቡርኪናፋሶ ስልጣን ንሲቪላዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ኣረኪቡ

Radio Erena: 18 November 2014 ኣብ ቡርኪ ፋሶ ስልጣን ጨቢጡ ዝጸንሐ ወትሃደራዊ ኣዛዚ፣ ስልጣኑ ንሲቪላዊ መሰጋገሪ መራሒ ሓድሽ መንግስቲ ኣረኪቡ። መሰጋገሪ መንግስቲ ንምምራሕ ብግዝያውነት ናይ ፕረዚደንት ስልጣን ተረኪቡ [...]
ኣብ ስፔን፣ ደሴት መኖርካ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ስነ-ጽሑፍ ምሸት፣ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ናብ ዝርከቡ ሰለስተ ኤርትራውያን ገጠምቲ ኣተኩሩ

ኣብ ስፔን፣ ደሴት መኖርካ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ስነ-ጽሑፍ ምሸት፣ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ናብ ዝርከቡ ሰለስተ ኤርትራውያን ገጠምቲ ኣተኩሩ

Radio Erena: 17 November 2014 ኣብ ስፔን፣ ደሴት መኖርካ ብቀዳም 15 ሕዳር ኣብ ዝተኻየደ ፈስቲቫል ካታላን ፔን፣ ኣብ ዝተኣንገደ ናይ ስነ ጽሑፍ ምሸት፣ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ናይ ዝርከቡ ገጠምቲ ግጥማት ዓባየይ መዓረይ ና [...]
ኣብ ኢጣልያ ኣንጻር ስደተኛታት ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣብ ኢጣልያ ኣንጻር ስደተኛታት ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 17 November 2014 ኣብ ኢጣልያ ከተማ ሮማ ኣንጻር ስደተኛታት ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ኣስታት ሓደ ሽሕ ዝኾኑ ሕሉፍ መርገጺ ዘለዎም ኢጣልያውያን፣ ኣብ ሮማ ድሕሪ ምትእክኻብ፣ ከንቲባ እታ ከተማ ንስደተ [...]
ፕረዚደንት ዚምባብዌ ሮበርት ሙጋበ፣ ብሓደ ካብ ናይ ቀረባ ሰበ ስልጣናቱ ናይ ቅትለት ውድኢት ተኣሊምሉ ክትብል ናይ መንግስቲ ጋዜጣ ኸሲሳ

ፕረዚደንት ዚምባብዌ ሮበርት ሙጋበ፣ ብሓደ ካብ ናይ ቀረባ ሰበ ስልጣናቱ ናይ ቅትለት ውድኢት ተኣሊምሉ ክትብል ናይ መንግስቲ ጋዜጣ ኸሲሳ

Radio Erena: 17 November 2014 ፕረዚደንት ዚምባብዌ ሮበርት ሙጋበ ብሓደ ካብ ናይ ቀረባ ሰበ ስልጣናቱ ናይ ቅትለት ውጥን ተኻይድሉ ክትብል ሳንደይ መይል ዝተባህለት ብመንግስቲ እትውነን ጋዜጣ እታ ሃገር ሓቢራ። እታ ጋዜጣ [...]
ጉዕዞ ብባቡር፣- ካብ ናቕፋ ክሳብ ፓሪስ

ጉዕዞ ብባቡር፣- ካብ ናቕፋ ክሳብ ፓሪስ

Radio Erena: 14 November 2014      ባቡር ቁጽሪ 7223፣ ኣብቲ ካብ ሰሜናዊ ክፋል ፓሪስ ዝርከብ ፎሮቭያ፣ ናብታ ብኤርትራውያን ግኑን ስም ሒዛ ናብ እትርከብ ወደብት ከተማ ካሌ ተበጊሱ ኣሎ። ልክዕ ሰዓት 9:46 ረፋድ [...]
ኣሚር ቀጠር ብጉዳይ ኤርትራን ጅቡቲን ናብ ፕረዚደንት ጅቡቲ ደብዳቤ ልኢኹ

ኣሚር ቀጠር ብጉዳይ ኤርትራን ጅቡቲን ናብ ፕረዚደንት ጅቡቲ ደብዳቤ ልኢኹ

Radio Erena: 14 November 2014 ኣሚር ቀጠር ሸኽ ታሚም ቢን ሓማድ ኣልታኒ፣ ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ጅቡቲን ዘተኮረ ደብዳቤ ናብ ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ጉለ ከምዝልኣኸ ተገሊጹ። ነቲ ካብ ኣሚር ቀጠር ዝተላእከ ደብዳ [...]
1 895 896 897 898 899 996 8970 / 9956