1 714 715 716 717 718 992 7160 / 9912
ምስ ስርሒት ፎርቶ ብዝተሓሓዝ ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ ክልተ ሰበ ስልጣን ህግደፍ  ከምዝተለቑ ይግለጽ ኣሎ

ምስ ስርሒት ፎርቶ ብዝተሓሓዝ ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ ክልተ ሰበ ስልጣን ህግደፍ ከምዝተለቑ ይግለጽ ኣሎ

Radio Erena: 04 January 2016 ምስ ስርሒት ፎርቶ ብዝተሓሓዝ ካብ ለካቲት 2013 ኣትሒዙ ኣብ ቀይዲ ዝጸንሐ ሳልሕ መሓምድ ዑመር (ካፈኖ) ከምዝተለቐ ይግለጽ ኣሎ። ብቋንቋ ዓረብ እትዝርጋሕ መርበብ ሓበሬታ ኣዱሊስ ንምንጭታ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ሕ/ኢ ዓረብ ዑደት የካይድ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ሕ/ኢ ዓረብ ዑደት የካይድ

Radio Erena: 03 Januray 2016 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ብሰኑይ 2 ጥሪ ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምዝኣተወ ማዕከናት ዜና ዓረብ ሓቢረን። እቲ ፕረዚደንት ምስ ወራስ ዓራት ሸኽ [...]
ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ልዕሊ 8 ሽሕ ሓተቲ ዑቕባ ተሰዊሮም

ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ልዕሊ 8 ሽሕ ሓተቲ ዑቕባ ተሰዊሮም

Radio Erena: 03 January 2017 ኣብ ዓመተ 2016 ዑቕባ ንምሕታት ዝተመዝገቡ 800 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 8166 ሰባት ፣ ንመንግስቲ ስዊዘርላንድ ከይሓበሩ፣ ካብቲ መስርሕ ከምዝወጹ ቤት ጽሕፈት ኢምግሬሽን እታ ሃገር ኣፍ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣባል ባይቶ ጸጥታ ኮይና

ኢትዮጵያ፣ ኣባል ባይቶ ጸጥታ ኮይና

Radio Erena: 03 January 2017 ኢትዮጵያ፣ ሓንቲ ካብተን 10 ዘይቀወምቲ ኣባላት ባይቶ ጸጥታ ምዃና ካብ ሕቡራት ሃገራት ዝተዘርግሐ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። እታ ሃገር ምስ ኢጣልያ፣ ሽወደን ቦሊቭያን ካዛኪስታንን ብምዃን'ያ መንበር [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ 10 ሽሕ ሶማላውያን ንስራሕ ክትቆጽር ትዳሎ

ስዑዲ ዓረብ፣ 10 ሽሕ ሶማላውያን ንስራሕ ክትቆጽር ትዳሎ

Radio Erena: 03 January 2017 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ 10 ሽሕ ሶማላውያን ንስራሕ ክትቆጽር፣ ምስ ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ትዘራረብ ከምዘላ ኣል ኢቕቲሳድያ ዝተባህለት ጋዜጣ ስዑዲ ሓቢራ። እታ ጋዜጣ ብዘቕረበቶ ጸብጻብ መሰ [...]
ሱዳን፣ ሓድሽ ምምሕዳር መንግስቲ ኣብ ሓድሽ ዓመት

ሱዳን፣ ሓድሽ ምምሕዳር መንግስቲ ኣብ ሓድሽ ዓመት

Radio Erena: 02 January 2017 ሱዳን፣ ሓድሽ ምምሕዳር መንግስቲ ከተቕውም ምዃና ተሓጋጋዚ ፕረዚደንት ሱዳን ኢብራሂም ማሕሙድ ኣብ ዘካየዶ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ተሓጋጋዚ ኣብ መግለጺኡ፣ ፕረዚደንት ኣልበሽር ካብ 10 [...]
ግብጺ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ክልተ ደሴታት ንስዑዲ ክወሃባ ወሲና

ግብጺ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ክልተ ደሴታት ንስዑዲ ክወሃባ ወሲና

Radio Erena: 02 January 2017 መንግስቲ ግብጺ፣ ኣብ ትሕቲኡ ክመሓደራ ዝጸንሓ ክልተ ደሴታት ቀይሕ ባሕሪ ኣካል ግዝኣት ስዑዲ ዓረብ ክኾና ድሕሪ ዘሕለፎ ውሳነ፣ ንትግባረ ናብ ፓርላማ እታ ሃገር ከምዘመሓላለፎ መደበር ቴሌቪ [...]
ኤርትራ፣ ሓንቲ ካብተን ኣብ ትሑት ደረጃ ምዕባለን ድኽነትን ዝርከባ 3 ሃገራት ምዃና ሕ/ሃ ኣፍሊጡ

ኤርትራ፣ ሓንቲ ካብተን ኣብ ትሑት ደረጃ ምዕባለን ድኽነትን ዝርከባ 3 ሃገራት ምዃና ሕ/ሃ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 29 December 2016 ኤርትራ እትርከበን 48 ሃገራት ዓለም ኣብ ትሑት ደረጃ ምዕባለን ድኽነትን ከምዝርከባ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝዘርግሖ ሓድሽ ጸብጻብ ኣፍሊጡ። ኣብ ንግድን ምዕባለን ዘተኩር ኣካል ሕቡራት ሃገራ [...]
100 ነጋዶን ኣውፈርትን ዝሓቖፈ ብሚኒስተር ቁጠባ ዝምራሕ ልኡኽ ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ምብጻሕ ይፍጽም

100 ነጋዶን ኣውፈርትን ዝሓቖፈ ብሚኒስተር ቁጠባ ዝምራሕ ልኡኽ ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ምብጻሕ ይፍጽም

Radio Erena: 29 December 2016 100 ነጋዶን ኣውፈርትን ዝሓቖፈ ብሚኒስተር ቁጠባ ኒሃት ዘይበክሺ ዝምራሕ ልኡኽ ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሓደ መዓልቲ ምብጻሕ ከምዝፈጸመ ኣገልግሎት ዜና ቱርኪ – ኣናዶሉ ገሊጹ። እቲ ብላዕ [...]
ኣብ እስራኤል፣ ግፋ ኤርትራውያን ተኻይዱ

ኣብ እስራኤል፣ ግፋ ኤርትራውያን ተኻይዱ

Radio Erena: 28 December 2016 ሓይልታት ኢሚግሬሽን እስራኤል፡ ኣብ ከተማ ፔታኽ ቲክቫ ግፋ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዘካየዱ ወኪል ሬድዮ ኤረና ካብታ ሃገር ሓቢሩ። እዚ ናብ ሰሉስ 27 ታሕሳስ ኣብ ዘውገሐ ለይቲ ዝተኻየ [...]
1 714 715 716 717 718 992 7160 / 9912