1 712 713 714 715 716 994 7140 / 9936
ሶማልያ፣ ብዝተወሃሃደ ሽበራዊ መጥቃዕቲ 15 ሰባት ተቐቲሎም

ሶማልያ፣ ብዝተወሃሃደ ሽበራዊ መጥቃዕቲ 15 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 26 January 2017 ኣብ ሶማልያ፣ ከተማ ሞቛድሾ ብኣልሸባብ ዝተኻየደ ዝተወሃሃደ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ሸውዓተ ጋዜጠኛታት ዝርከብዎም ብውሕዱ 15 ሰባት ከምዝተቐትሉ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። እቲ ብሮቡዕ 25 ጥሪ ዝተኻ [...]
ሃገራዊት ኣገልግልት ዘይፈጸሙ፣ ብሲቪላዊ ኣገባብ ቃል-ኪዳን ከይኣስሩን ምስክር ወረቐት ከይወሃቦምን ዝእዝዝ መምርሒ ተመሓላሊፉ

ሃገራዊት ኣገልግልት ዘይፈጸሙ፣ ብሲቪላዊ ኣገባብ ቃል-ኪዳን ከይኣስሩን ምስክር ወረቐት ከይወሃቦምን ዝእዝዝ መምርሒ ተመሓላሊፉ

Radio Erena: 25 January 2017 መንግስቲ ኤርትራ፣ ሃገራዊት ኣገልግልት ንዘይፈጸሙ፣ ብሲቪላዊ ኣገልግሎታት ቃል-ኪዳን ከይኣስሩን ምስክር ወረቐት ቃል ኪዳን ከይወሃቦምን ዝእዝዝ መምርሒ ከምዝተመሓላለፈ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና [...]
ኤርትራውያን ነበርቲ ስዑዲ ዓረብ፣ ፓስፖርት ኤርትራ ይሸጡ ኣለዉ ክብል ኤምባሲ ኤርትራ ኣማሪሩ

ኤርትራውያን ነበርቲ ስዑዲ ዓረብ፣ ፓስፖርት ኤርትራ ይሸጡ ኣለዉ ክብል ኤምባሲ ኤርትራ ኣማሪሩ

Radio Erena: 25 January 2017 ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝርከብ ኤምባሲ መንግስቲ ኤርትራ፣ ነበርቲ ስዑዲ ዓረብ ፓስፖርት ኤርትራ ይሽየጡ ኣሎ ክብል ከምዝወቐሰ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ሪያድ ሓቢሮም። ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ስዑ [...]
ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን፣ ብጉዳይ ስምምዕ ምስ ግብጺ ይሰሓሓባ

ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን፣ ብጉዳይ ስምምዕ ምስ ግብጺ ይሰሓሓባ

Radio Erena: 25 January 2017 ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዝተኸስተ ዲፕሎማስያዊ ምስሕሓብ ይብእስ ከምዘሎ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ይገልጹ። ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ኣብ ካይሮ ድሕሪ ዘካየዶ ወግዓዊ [...]
ምብራቕ ሱዳን፣ ሕማም ውጽኣት ሰባት ይቐትል

ምብራቕ ሱዳን፣ ሕማም ውጽኣት ሰባት ይቐትል

Radio Erena: 24 January 2017 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ገዳርፍ፣ ብሕማም ውጽኣት ሽዱሽተ ሰባት ከምዝሞቱ ይግለጽ ኣሎ። ማዕከናት ዜና ካብቲ ከባቢ ኣብ ዝህብኦ ዘለዋ ሓበሬታ፣ ካብ መጀመርያ ሰሙን ናይዚ ሓድሽ ዓመት ኣትሒዙ [...]
ናብ ሪያል ማድሪድ ክጽንበር ከምዝወድአ ክግለጽ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ተጻዋታይ ናብ ቦርስያ ዶርትመንድ ወሲኑ

ናብ ሪያል ማድሪድ ክጽንበር ከምዝወድአ ክግለጽ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ተጻዋታይ ናብ ቦርስያ ዶርትመንድ ወሲኑ

Radio Erena: 24 January 2017 ብ10 ሚልዮን ኤውሮ ናብ ስጳኛዊት ዓባይ ክለብ ሪያል ማድሪድ ክጽንበር ከምዝወድአ ክግለጽ ዝቐነየ፣ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ፣ ብሃንደበት ምስ ጀርመናዊት ክለብ ቦርስያ ዶርትመንድ [...]
ፕረዚደንት ኬንያ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጅቡቲ ኣዘራሪቡ

ፕረዚደንት ኬንያ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጅቡቲ ኣዘራሪቡ

Radio Erena: 24 January 2017 ፕረዚደንት ኬንያ፣ ኡሁሩ ኬንያታ፣ ኣብታ ሃገር ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንዝፈጸመ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጅቡቲ መሓመድ ዓሊ ዮሱፍ ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ተቐቢሉ ከምዘዘራረበ ማዕከናት ዜና ካብ [...]
ካብ ኤርትራ ናብ ወጻኢ ሃገር ዝምደቡ  ዲፕሎማሰኛታት፣ ስድራቤታቶም ሒዞም ክወጹ ክፍቐደሎም ይሓቱ

ካብ ኤርትራ ናብ ወጻኢ ሃገር ዝምደቡ ዲፕሎማሰኛታት፣ ስድራቤታቶም ሒዞም ክወጹ ክፍቐደሎም ይሓቱ

Radio Erena: 23 January 2017 ዲፕሎማሰኛታት መንግስቲ ኤርትራ፣ ናብ ዝተመደብሉ ሃገራት ስድራቤታቶም ሒዞም ክኸዱ ክፍቐደሎም ብተደጋጋሚ ይሓቱ ከምዘለዉ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ንሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም ኣምባሳደራት ዝ [...]
ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ዝሰግሩ ዝነበሩ 91 ኤርትራውያን ተጨውዮም

ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ዝሰግሩ ዝነበሩ 91 ኤርትራውያን ተጨውዮም

Radio Erena: 23 January 2017 ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ዝሰግሩ ዝነበሩ 91 ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ መንነቶም ብዘይተፈልጠ ዕጡቓት ምብራቕ ሱዳን ከምዝተታሕዙ ንስደተኛታት ዝጣበቕ ትካል ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ 'The Er [...]
ካብ ስልጣን ምእላይ ሓንጊዱ ዝጸንሐ መራሒ ጋምብያ ሃዲሙ

ካብ ስልጣን ምእላይ ሓንጊዱ ዝጸንሐ መራሒ ጋምብያ ሃዲሙ

Radio Erena: 23 January 2017 ኣብ ምርጫ ድሕሪ ምስዓሩ፣ ካብ ስልጣን ምውራድ ሓንጊዱ ዝጸንሐ ፕረዚደንት ጋምብያ ያሕያ ጃመህ፣ ጎረባብቲ ሃገራት ወትሃደራተን ናብታ ሃገር ክልእካ ድሕሪ ምጅማረን ሃዲሙ። እቲ ፕረዚደንት፣ ጎ [...]
1 712 713 714 715 716 994 7140 / 9936