1 713 714 715 716 717 994 7150 / 9939
ካብ ኤርትራ ናብ ወጻኢ ሃገር ዝምደቡ  ዲፕሎማሰኛታት፣ ስድራቤታቶም ሒዞም ክወጹ ክፍቐደሎም ይሓቱ

ካብ ኤርትራ ናብ ወጻኢ ሃገር ዝምደቡ ዲፕሎማሰኛታት፣ ስድራቤታቶም ሒዞም ክወጹ ክፍቐደሎም ይሓቱ

Radio Erena: 23 January 2017 ዲፕሎማሰኛታት መንግስቲ ኤርትራ፣ ናብ ዝተመደብሉ ሃገራት ስድራቤታቶም ሒዞም ክኸዱ ክፍቐደሎም ብተደጋጋሚ ይሓቱ ከምዘለዉ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ንሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም ኣምባሳደራት ዝ [...]
ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ዝሰግሩ ዝነበሩ 91 ኤርትራውያን ተጨውዮም

ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ዝሰግሩ ዝነበሩ 91 ኤርትራውያን ተጨውዮም

Radio Erena: 23 January 2017 ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ዝሰግሩ ዝነበሩ 91 ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ መንነቶም ብዘይተፈልጠ ዕጡቓት ምብራቕ ሱዳን ከምዝተታሕዙ ንስደተኛታት ዝጣበቕ ትካል ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ 'The Er [...]
ካብ ስልጣን ምእላይ ሓንጊዱ ዝጸንሐ መራሒ ጋምብያ ሃዲሙ

ካብ ስልጣን ምእላይ ሓንጊዱ ዝጸንሐ መራሒ ጋምብያ ሃዲሙ

Radio Erena: 23 January 2017 ኣብ ምርጫ ድሕሪ ምስዓሩ፣ ካብ ስልጣን ምውራድ ሓንጊዱ ዝጸንሐ ፕረዚደንት ጋምብያ ያሕያ ጃመህ፣ ጎረባብቲ ሃገራት ወትሃደራተን ናብታ ሃገር ክልእካ ድሕሪ ምጅማረን ሃዲሙ። እቲ ፕረዚደንት፣ ጎ [...]
ስድራቤታት ናይቶም ብ13 ጥሪ ኣብ ዝጠሓለት ጃልባ ዝሞቱ ኤርትራውያን ይርድኡ

ስድራቤታት ናይቶም ብ13 ጥሪ ኣብ ዝጠሓለት ጃልባ ዝሞቱ ኤርትራውያን ይርድኡ

Radio Erena: 20 January 2017 ብዓርቢ 13 ጥሪ ፣ ካብ ሊብያ ተበጊሳ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ዝጠሓለት ጃልባ፣ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 190 ሰባት ከምዝሞቱ ተረጋጊጹ። ኣብ ውሽጢ ኤርትራን ወጻኢ ሃገራትን [...]
ህግደፍ፣ ኣብ ጁባ ንዝነጥፉ ኤርትራውያን ነጋዶ፣ ንምቁጽጻሮም ጻዕርታቱ ይቕጽል

ህግደፍ፣ ኣብ ጁባ ንዝነጥፉ ኤርትራውያን ነጋዶ፣ ንምቁጽጻሮም ጻዕርታቱ ይቕጽል

Radio Erena: 20 January 2017 ህግደፍ፣ ኣብ ጁባ ንዝንቀሳቐሱ ኣውፈርቲን ነጋዶን ንምቁጽጻር፣ ዝተፈላለየ ሜላታት እናተጠቕመ ጻዕርታቱ ይቕጽል ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ ንስልጣን መንግስቲ ብሒቱ ዝርከብ ህ [...]
ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ንራብዓይ ዓመት ስርሒት ፎርቶ ይዝክሩ

ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ንራብዓይ ዓመት ስርሒት ፎርቶ ይዝክሩ

Radio Erena: 20 January 2017 ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ን21 ጥሪ፣ መበል ራብዓይ ዓመት ስርሒት ፎርቶ ይዝክሩ ኣለዉ። እቶም ኤርትራውያ፣ ብመንገዲ ማሕበራዊ ሜድያታትን መራኸቢታትን ኣብ [...]
“ኣብ ኤርትራ፣ 2 ሚልዮን ህዝቢ ናይ መግቢ ረዲኤት የድልዮ”  CARE International

“ኣብ ኤርትራ፣ 2 ሚልዮን ህዝቢ ናይ መግቢ ረዲኤት የድልዮ” CARE International

Radio Erena: 19 January 2017 ኣብ ኤርትራ፣ ክሳብ 2016 ኣብ ዝነበረ ግዜ፣ ኣስታት 2 ሚልዮን ህዝቢ ናይ መግቢ ረድኤት ከምዘድልዮ CARE International ዝተባህለ ኣህጉራዊ ትካል ገሊጹ። እቲ ትካል፣ 'ብስቕታ ዝ [...]
ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት  ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 19 January 2017 ካብ ዓሌት ሙርለ ዝኾኑ ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ዶብ ኣብ ዝርከብ ክልል ጋምቤላ ናይ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ተወላዶ እቲ ከባቢ ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝቐተሉ ምን [...]
ጋምብያ፣ ሚኒስተራት ካብ ስልጣን ምውራድ ንዝሓንገደ ፕረዚደንት ይርሕርሑ

ጋምብያ፣ ሚኒስተራት ካብ ስልጣን ምውራድ ንዝሓንገደ ፕረዚደንት ይርሕርሑ

Radio Erena: 19 January 2017 ኣብ ምርጫ ዝተሳዕረ ፕረዚደንት ጋምብያ ያሕያ ጃምህ፣ ካብ ስልጣን ከምዘይእለ ደጊሙ ድሕሪ ምርግጋጹ፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ከም ወግዓዊ መራሒ እታ ሃገር ንኸይቅበሎን፣ ወትሃደራዊ ምትእትታው ክፍጽም [...]
ኤርትራ፣ 51 ሃገራት ካብ ዝሳተፍኦ መጻረዩ ግጥማት ዋንጫ ኣፍሪቃ 2019 ትግለል

ኤርትራ፣ 51 ሃገራት ካብ ዝሳተፍኦ መጻረዩ ግጥማት ዋንጫ ኣፍሪቃ 2019 ትግለል

Radio Erena: 18 January 2017 ብህድማ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ዝተዳኸመት ኤርትራ፣ ኣብ ካሜሮን ኣብ ዝእንገድ ዋንጫ ኣፍሪቃ 2019 ከምዘይትሳተፍ ተረጋጊጹ። CAF ኣብ ዘቕረቦ ዝርዝር ናብቲ ዕጫ ዝተሳተፋ 51 ሃገራት፣ ኤርት [...]
1 713 714 715 716 717 994 7150 / 9939