1 716 717 718 719 720 984 7180 / 9833
ኣብ ዝበዝሐ ክፋል ኣስመራ፣ ብተኸታታሊ ንልዕሊ ክልተ ሰሙን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኣቋሪጹ

ኣብ ዝበዝሐ ክፋል ኣስመራ፣ ብተኸታታሊ ንልዕሊ ክልተ ሰሙን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኣቋሪጹ

Radio Erena: 17 November 2016 ኣብ ዝበዝሐ ክፋል ከተማ ኣስመራ፣ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ንልዕሊ ክልተ ሰሙን ብተኸታታሊ ኣቋሪጹ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣብ ኤርትራ፣ ምቁራጽ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኣብዚ ዝ [...]
ፕረዚደንት ኣል ሲሲ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ተኣሲሮም ዘለዉ ክልተ ግብጻውያን ምስ ኤምባሲኦም ክራኸቡ ሓቲቱ

ፕረዚደንት ኣል ሲሲ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ተኣሲሮም ዘለዉ ክልተ ግብጻውያን ምስ ኤምባሲኦም ክራኸቡ ሓቲቱ

Radio Erena: 17 November 2016 ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ተኣሲሮም ዝርከቡ ግብጻውያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝርከብ ኤምባሲኦም ክብጽሑ ክፍቀደሎም ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳ [...]
ኣመሪካን የመንን ኣብ ጉዳይ ስምምዕ ምቁራጽ ተዅሲ ይፈላለያ

ኣመሪካን የመንን ኣብ ጉዳይ ስምምዕ ምቁራጽ ተዅሲ ይፈላለያ

Radio Erena: 17 November 2016 ስምምዕ ግዝያዊ ምቁራጽ ቶኽሲ የመን ኣብ 17 ሕዳር ግብራዊ ክኸውን ምዃኑ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ጆን ኬሪ ሓቢሩ። እቲ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ኣመሪካ፣ ነዚ ዝሓበረ፣ ኣብ ዖማን ኣብ [...]
ሱዳንን የመንን ኣብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ዘትየን

ሱዳንን የመንን ኣብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ዘትየን

Radio Erena: 16 November 2016 ሰብ ስልጣን ሱዳንን የመንን ኣብ ህሉው ኩነታት የመንን ዞባ ቀይሕ ባሕርን ዘትዮም። ናይ ሰለስ መዓልታት ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም፣ ብምክትል ፕረዚደንት የመን ዓሊ ሞሓሰን ኣል ኣ [...]
ኩዌት፣ ካብ ጅቡቲ ክሳብ ዶብ ኢትዮጵያ ዝዝርጋሕ ጽርግያ ንምህናጽ 78 ሚልዮን ዶላር መዊላ

ኩዌት፣ ካብ ጅቡቲ ክሳብ ዶብ ኢትዮጵያ ዝዝርጋሕ ጽርግያ ንምህናጽ 78 ሚልዮን ዶላር መዊላ

Radio Erena: 16 November 2016 ኩዌት፣ ንጅቡቲ ናይ 78.2 ሚልዮን ልምዓታዊ ምወላ ሂባ። እታ ሃገር ኣብ ዝዘርግሓቶ መግለጺ፣ እቲ ንጅቡቲ ተሰሊዑ ዘሎ ገዚፍ ምወላ፣ ኣብ ምህናጽ ናይቲ ካብ ወደብ ታጁራ ክሳብ ሰሜናዊ ክፋ [...]
ኬንያ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ተወኒኑ ዝጸንሐ ልዕሊ 5 ሽሕ ጠበናጁ ኣቓጺላ

ኬንያ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ተወኒኑ ዝጸንሐ ልዕሊ 5 ሽሕ ጠበናጁ ኣቓጺላ

Radio Erena: 16 November 2016 መንግስቲ ኬንያ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ብውልቀሰባት ተወኒኑ ጸኒሑ ንዝበሎ ልዕሊ 5200 ጠበናጁ ከምዘቃጸለ ኣሶሸትድ ፕረስ ሓቢሩ። እቲ ጠበናጁ ብ14 ሕዳር ኣብ ዝተቓጸለሉ እዋን፣ ምክትል ፕረ [...]
ካብ 5 ሽሕ ናቕፋ ንላዕሊ ብቸክ ዘንቀሳቕሱ ሰባት፣ ኣብ ባንክታት ይከላበቱ

ካብ 5 ሽሕ ናቕፋ ንላዕሊ ብቸክ ዘንቀሳቕሱ ሰባት፣ ኣብ ባንክታት ይከላበቱ

Radio Erena: 15 November 2016 ካብ 5 ሽሕ ናቕፋ ንላዕሊ ንዘንቀሳቕሱ ውልቀሰባት ይኹኑ ነጋዶ ብቸክ ክኸውን መንግስቲ ድሕሪ ምግዳዱ፣ ምድንጋርን ስርቂን ይዛይድ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። እቶም [...]
ኣብ የመን፣ ምስፍሕፋሕ ሕማም ሸሮኽ ይብእስ

ኣብ የመን፣ ምስፍሕፋሕ ሕማም ሸሮኽ ይብእስ

Radio Erena: 15 November 2016 ምስፍሕፋሕ ሕማም ሸሮኽ ኣብ የመን እናበኣሰ ይመጽእ ከምዘሎ ውድብ ጥዕና ዓለም ትማሊ 14 ሕዳር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ መግለጺኡ፣ 11 ዞባታት የመን፣ ሓደጋ [...]
ሕ. ኢ. ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዝተራቐቓ ነፈርቲ ውግእ ኣዋፊራ ከምዘላ ተገሊጹ

ሕ. ኢ. ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዝተራቐቓ ነፈርቲ ውግእ ኣዋፊራ ከምዘላ ተገሊጹ

Radio Erena: 14 November 2016 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዝተራቐቓ ነፈርቲ ውግእ ኣዋፊራ ከምዘላ ካብ ኣየርባስ ዝተረኽበ ናይ ሳትላይት ኣሳእል ብምጥቃስ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ኣብ ምክልኻልን ክሊ [...]
ፕረዚደንት የመን ኣብ ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ

ፕረዚደንት የመን ኣብ ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ

Radio Erena: 14 November 2016 ፕረዚደንት የመን ዓብደሮቦ መንሱር ሓዲ፣ ኣብ ጅቡቲ ዑደት ከምዘካየደ ማዕከናት ዜና ዓረብ ሓቢረን። እቲ ፕረዚደንት፣ ብቀዳም 12 ሕዳር ናብ ጅቡቲ ኣብ ዝበጽሓሉ፣ ብዛዕባ ምዕባለታት መስርሕ [...]
1 716 717 718 719 720 984 7180 / 9833