1 715 716 717 718 719 992 7170 / 9912
ኣብ ኣስመራ፣ ከባቢ ቀሓውታ፣ ኣብ ድሮ ልደት ፈረንጂ ኣብ ጸሎት ዝነበሩ 10ታት ኣመንቲ ክርስትና ተቐይዶም

ኣብ ኣስመራ፣ ከባቢ ቀሓውታ፣ ኣብ ድሮ ልደት ፈረንጂ ኣብ ጸሎት ዝነበሩ 10ታት ኣመንቲ ክርስትና ተቐይዶም

Radio Erena: 28 December 2016 መንግስታት ዝተፈላለየ ሃገራት ዓለም ብምኽንያት በዓላት ልደትን ሓድሽ ዓመትን ንእሱራት ምሕረት ኣብ ዝገብርሉ ዘለዉ እዋን፣ መንግስቲ ኤርትራ ድማ ኣብ ከተማ ኣስመራ፣ ከባቢ ቀሓውታ፣ ኣብ ጸ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣  እገዳ ክልዓለ ዝጽውዕ ደብዳቤ ናብ ሓያሎ መራሕቲ ሃገራት ልኢኹ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ እገዳ ክልዓለ ዝጽውዕ ደብዳቤ ናብ ሓያሎ መራሕቲ ሃገራት ልኢኹ

Radio Erena: 28 December 2016 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ክልዓለ ዝጽውዕ ደብዳቤ ናብ ሓያሎ መራሕቲ ሃገራት ከምዝልኣኸ ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ብመንገዲ ትዊተ [...]
ብዝሒ ተጠቀምቲ ሞባይል ኣብ ኤርትራ 7.5% ጥራይ ምዃኑ ተሓቢሩ

ብዝሒ ተጠቀምቲ ሞባይል ኣብ ኤርትራ 7.5% ጥራይ ምዃኑ ተሓቢሩ

Radio Erena: 27 December 2016 ኣብ ኤርትራ፣ ብዝሒ ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ሞባይል ቴሌፎን 7.5 ካብ ሚእቲ ጥራይ ምዃኖም፣ ኣብ ኣገልግሎታት ርክባት መጽናዕቲ ዘካይድ ኣህጉራዊ ትካል ቡድ ኮም ሓቢሩ። እቲ ንዝተፈላለያ ኩባን [...]
መራሕቲ ግብጽን ጅቡትን ኣብ ዝተፈላለየ ጉዳያት ስምምዕ ይኽትሙ

መራሕቲ ግብጽን ጅቡትን ኣብ ዝተፈላለየ ጉዳያት ስምምዕ ይኽትሙ

Radio Erena: 27 December 2016 ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ጉለ፣ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት፣ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ሰኑይ 26 ታሕሳስ ናብ ግብጺ ከምዝኣተወ ማዕከናት ዜ [...]
መንግስቲ ሱዳን ቀይድዎም ዝጸንሐ 20 መራሕቲ ተቓወምቲ ለቒቑ

መንግስቲ ሱዳን ቀይድዎም ዝጸንሐ 20 መራሕቲ ተቓወምቲ ለቒቑ

Radio Erena: 27 December 2016 መንግስቲ ሱዳን፣ ቀይድዎም ዝጸንሐ 20 መራሕቲ ተቓወምቲ ውድባት ከምዝለቐቐ ሱዳን ትሪቡን ካብ ካርቱም ሓቢሩ። እቶም ብሰንበት 25 ታሕሳስ ዝተለቁ መራሕቲ ተቓወምቲ ውድባት፣ ነቲ ኣብ ሱዳን [...]
ንኣዋርሕ ደው ኢሉ ዝጸንሐ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ዳግም በረራታት ይጅምር

ንኣዋርሕ ደው ኢሉ ዝጸንሐ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ዳግም በረራታት ይጅምር

Radio Erena: 26 December 2016 ካብ መፋርቕ ወርሒ ሰነ 2016፣ ናይ መጓዓዝያ በረራታቱ ተሰናኺሉ ዝጸንሐ መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ስሩዕ በረራታት ይጅምር ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። መንገዲ ኣየር [...]
ኤርትራዊ ደራሲ ሓጂ ጃብር ንሽልማት ሸኽ ዛይድ ተረቑሑ

ኤርትራዊ ደራሲ ሓጂ ጃብር ንሽልማት ሸኽ ዛይድ ተረቑሑ

Radio Erena: 26 December 2016 ኤርትራዊ ደራሲ ሓጂ ጃብር፣ ብቋንቋ ዓረብ ንዝተደርሰ ብሉጽ ስነ ጽሑፍ ዝዕድል ሽልማት ሸኽ ዛይድ ተረቑሑ ከምዘሎ ካብ ኣቡ ዳቢ ዝተፈነወ ዜና ኣፍሊጡ። ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝተወልደን ቀጠር ዝ [...]
ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ 154 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ኣብዚ ሳልስቲ’ዚ ተለቒቖም

ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ 154 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ኣብዚ ሳልስቲ’ዚ ተለቒቖም

Radio Erena: 23 December 2016 ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ 154 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ከምዝተለቁ ሚኒስትሪ ሃብቲ ዓሳ የመን ብ21 ታሕሳስ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። ካብ ኤርትራ ድሕሪ ምፍናዎም፣ ኣብ [...]
ዓጀብቲ ፕረዚደንታት ኡጋንዳን ግብጽን ተባኢሶም

ዓጀብቲ ፕረዚደንታት ኡጋንዳን ግብጽን ተባኢሶም

Radio Erena: 23 December 2016 ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ኣብ ኡጋንዳ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ኣብ ከተማ ካምፓላ ድሕሪ ምእታዊ፣ ዓጀብቱ ምስ ዓጀብቲ ፕረዚደንት ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ ከምዝተባእሱ [...]
“ስልጣነይ ኣየረክብን” ፕረዚደንት ጋምብያ

“ስልጣነይ ኣየረክብን” ፕረዚደንት ጋምብያ

Radio Erena: 23 December 2016 ኣብ መጀመርያ ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ዝተሳዕረ፣ ፕረዚደንት ጋንብያ ያሕያ ጃምህ፣ ስልጣኑ ኣብቲ ምርጫ ንዝተዓወተ ኣዳማ ባሮው ከረክብ፣ ብኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ክግበረ [...]
1 715 716 717 718 719 992 7170 / 9912