1 711 712 713 714 715 994 7130 / 9935
ኤርትራን ሩስያን፣ ኣብ ብዙሕ ጉዳያት ተመሳሳሊ ኣረኣእያ ከምዘለወን ይገልጻ

ኤርትራን ሩስያን፣ ኣብ ብዙሕ ጉዳያት ተመሳሳሊ ኣረኣእያ ከምዘለወን ይገልጻ

Radio Erena: 30 January 2017 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሩስያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ከምዝፈጸመ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ሓቢሩ። ሚኒስተር [...]
ቤ/ጽ ፕረዚደንት፣ ስም ዝርዝር ስድራቤታቶም ኣብ ደገ ዘቐመጡ ሰበ ስልጣንን ዲፕሎማሰኛታትን ይእክብ

ቤ/ጽ ፕረዚደንት፣ ስም ዝርዝር ስድራቤታቶም ኣብ ደገ ዘቐመጡ ሰበ ስልጣንን ዲፕሎማሰኛታትን ይእክብ

Radio Erena: 30 January 2017 ናብ ወጻኢ ዝተመደቡ ሓያሎ ዲፕሎማሰኛታት፣ ስድራቤታቶም ከውጽኡ ፍቃድ ክወሃቦም ኣብ ዝሓትሉ ዘለዉ እዋን፣ መንግስቲ ስም ዝርዝር ናይቶም ድሮ ስድራቤታቶም ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዑቕባ ኣሕቲቶም ዘ [...]
ኤርትራ፣ ንውሽጣዊ ናይ መጓዕዝያ በረራታት ካብ ግብጺ ነፋሪት ትካረ

ኤርትራ፣ ንውሽጣዊ ናይ መጓዕዝያ በረራታት ካብ ግብጺ ነፋሪት ትካረ

Radio Erena: 30 January 2017 መንግስቲ ግብጺ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዘለዎ ፖለቲካዊ ደገፍ ንምርግጋጽ፣ ኣብ መጓዓዝያ እተግልግል ነፋሪት ብክራይ ከምዝሃበ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እታ ኣ [...]
ኣብ ኾሎት ተኣሲሮም ዝርከቡ ኤርትራውያን ንውሳኔታት እስራኤል ዝቃወም ሰልፊ ኣካይዶም

ኣብ ኾሎት ተኣሲሮም ዝርከቡ ኤርትራውያን ንውሳኔታት እስራኤል ዝቃወም ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 27 January 2017 ኣብ እስራኤል፣ ክፉት ቤት ማእሰርቲ እናተባህለ ኣብ ዝግለጽ ኾሎት ተኣሲሮም ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ነቲ መንግስቲ እስራኤል ኣብ ልዕሊኦም ዝኽተሎ ዘሎ ፖሊሲ ንምቅዋም፣ ብሓሙስ 26 ጥሪ ሰፊሕ [...]
ፋሉላት ኣኽላባት፣ ኣብ ከተማ ባጽዕ ኣብ ልዕሊ ሰባት ጉድኣት የውርዱ

ፋሉላት ኣኽላባት፣ ኣብ ከተማ ባጽዕ ኣብ ልዕሊ ሰባት ጉድኣት የውርዱ

Radio Erena: 27 January 2017 ኣብ ከተማ ባጽዕ፣ ፋሉላት ኣኽላባት ኣብ ልዕሊ ሰባት ጉድኣት የውርዱ ከምዘለዉ፣ ፣ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ኣብ ናይ 17 ጥሪ ሕታማ ገሊጻ። እታ ሕታም መበል 26 ዓመት ቁጽሪ 119 ጋዜጣ፣ ኣብ [...]
ኮርፐረሽን መንገዲ ባቡር ኢትዮጵያ ከቢድ ክሳራ የንጸላልዎ

ኮርፐረሽን መንገዲ ባቡር ኢትዮጵያ ከቢድ ክሳራ የንጸላልዎ

Radio Erena: 27 January 2017 ኮርፐረሽን መንገዲ ባቡር ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከቢድ ክሳራ ምውዳቑ ኣፍሊጡ። ብመሰረት ሓበሬታ ጋዜጣ ዘ ሪፖርተር፣ እቲ ኮርፐረሽን ናይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ጸብጻቡ ኣብ ዘቕረበሉ፣ ካብ ዝጠለቦ 60.2 [...]
ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሱዳን ዘንበረቶ እገዳ፣ ንኽልዓል ኢትዮጵያን ቀጠርን ኣበርክቶ ከምዝገበራ ሱዳን ትገልጽ

ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሱዳን ዘንበረቶ እገዳ፣ ንኽልዓል ኢትዮጵያን ቀጠርን ኣበርክቶ ከምዝገበራ ሱዳን ትገልጽ

Radio Erena: 27 January 2017 ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሱዳን ዘንበረቶ እገዳ፣ ንኸተልዕሎ፣ ኢትዮጵያን ቀጠርን ኣበርክቶ ከምዝገበራ መንግስቲ ሱዳን ገሊጹ። ስቴት ሚኒስተር ከማል እስማዒል ኣብ ካርቱም ኣብ ዘካየዶ ጋዜጣዊ ዋዕላ፣ [...]
ዕጡቓት ሱዳን፣ ናብ ሊብያ ዝሰግሩ ዝነበሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 64 ስደተኛታት ከምዝሓዙ ገሊጾም

ዕጡቓት ሱዳን፣ ናብ ሊብያ ዝሰግሩ ዝነበሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 64 ስደተኛታት ከምዝሓዙ ገሊጾም

Radio Erena: 26 January 2017 ምስ ኣዕራብ ሚሊሻ 'ጃንጃዊድ' ምትእስሳር ከምዘለዎም ዝንገረሎም፣ ዕጡቓት ሱዳን ፣ ናብ ሊብያ ንምስጋር ዝወጠኑ 64 ስደተኛታት ከምዝሓዙ ተገሊጹ። እቲ ጉጅለ ሚሊሻ ብሰሉስ 24 ጥሪ ካብ ሰሜ [...]
ሕ/ ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ሶማሊላንድ፣ ወትሃደራዊ መዓስከር ንምኽፋት ትሓትት

ሕ/ ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ሶማሊላንድ፣ ወትሃደራዊ መዓስከር ንምኽፋት ትሓትት

Radio Erena: 26 January 2017 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ወትሃደራዊ መዓስከር ንምኽፋት ብወግዒ ከምዝሓተተ ተገሊጹ። ማዕከናት ዜና ካብ ሶማሊላንድ ኣብ ዝህብኦ ዘለዋ ሓበሬታ፣ ሕቡራት ኢማራት [...]
ሶማልያ፣ ብዝተወሃሃደ ሽበራዊ መጥቃዕቲ 15 ሰባት ተቐቲሎም

ሶማልያ፣ ብዝተወሃሃደ ሽበራዊ መጥቃዕቲ 15 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 26 January 2017 ኣብ ሶማልያ፣ ከተማ ሞቛድሾ ብኣልሸባብ ዝተኻየደ ዝተወሃሃደ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ሸውዓተ ጋዜጠኛታት ዝርከብዎም ብውሕዱ 15 ሰባት ከምዝተቐትሉ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። እቲ ብሮቡዕ 25 ጥሪ ዝተኻ [...]
1 711 712 713 714 715 994 7130 / 9935