1 617 618 619 620 621 994 6190 / 9932
ግብጺ፣ ኣብ ኤርትራ ሕርሻዊ ንጥፈታት ንምዕባይ ትሰርሕ ከምዘላ ኣፍሊጣ

ግብጺ፣ ኣብ ኤርትራ ሕርሻዊ ንጥፈታት ንምዕባይ ትሰርሕ ከምዘላ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 20 February 2018 ግብጺ፣ ኣብ ኤርትራ ሕርሻዊ ንጥፈታት ንምዕባይ ትሰርሕ ከምዘላ ማዕከን ዜና ኢጅፕት ቱደይ ኣፍሊጡ። እቲ ብግብጽን ኤርትራን ብልፍንቲ ዝካየድ ሕርሻዊ ንጥፈታት፣ ነቲ ኣብ መንጎ እዘን ሃገራት [...]
ሰራዊት ስልጣን መንግስቲ ከምዘይርከብ ሚኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ሰራዊት ስልጣን መንግስቲ ከምዘይርከብ ሚኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 20 February 2018 ስልጣን መንግስቲ ናብ ሰራዊት ከምዘይሰግር ሚኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣቶ ሲራጅ ፈጌሳ ገሊጹ። እቲ ሚኒስተር ነዚ ዝገለጸ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ካብ ስልጣኑ ንምውራድ ሕቶ ድሕሪ ምቕ [...]
ሱዳን፣ ዓሰርተታት ናይ ፖለቲካ እሱራት ተፈቲሖም

ሱዳን፣ ዓሰርተታት ናይ ፖለቲካ እሱራት ተፈቲሖም

Radio Erena: 20 February 2018 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣሲርዎም ዝጸንሐ ዓሰርተታት ናይ ፖለቲካ እሱራት ከምዝፈትሐ ሮይተርስ ካብ ከተማ ካርቱም ሓቢሩ። እቶም ብሰንበት 18 ለካቲት ዝተፈትሑ እሱራት፣ መብዛሕቶም ኣብቲ ብሰንኪ ወ [...]

محكمة اسرائيلية تقر بحق الهاربين من الخدمة الاجبارية في الحصول على اللجوء

اذاعة ارينا : الاخبار 19 فبراير 2018 قضت المحكمة الفرعية التابعة لضواحي حي الجامعة في تل أبيب في اسرائيل بحق الهاربين من الخدمة العسكرية الاجبارية في [...]
ፖሊስ ሱዳን፣ ካብ ኤርትራ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዝኣተዋ ኣብ 9 መካይን ዝተጻዕና ልዕሊ 300 ኣባጊዕ ከምዝሓዘ ይገልጽ

ፖሊስ ሱዳን፣ ካብ ኤርትራ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዝኣተዋ ኣብ 9 መካይን ዝተጻዕና ልዕሊ 300 ኣባጊዕ ከምዝሓዘ ይገልጽ

Radio Erena: 19 February 2018 ፖሊስ ሱዳን፣ ካብ ኤርትራ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዝኣተዋ 373 ኣባጊዕ ከምዝሓዘ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን (SUNA) ገሊጹ። እተን ኣብ ትሽዓተ ዓበይቲ መካይን ተጻዒነን፣ ኣብ ዞባ ከሰላ ዝተታሕዛ [...]
ኣብ ዶብ ፈረንሳን ኢጣልያን ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዓጊቶም ምህላዎም ተሓቢሩ

ኣብ ዶብ ፈረንሳን ኢጣልያን ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዓጊቶም ምህላዎም ተሓቢሩ

Radio Erena: 19 February 2018 ኣብ ዶብ ፈረንሳን ኢጣልያን፣ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 600 ስደተኛታት ተዓጊቶም ከምዘለዉ ተገሊጹ። ፖሊስ ፈረንሳ ነቶም ኣብ ንእሽቶ ከተማ ቫንትሚልያ ናይ ኢጣልያ ተዓጊቶም ዘ [...]
“ሃገራዊ ኣገልግሎት፣ ተቐባልነት ዘለዎ ናይ ፖለቲካዊ ዑቕባ መውሃቢ ክኸውን ኣለዎ፣”  ቤት ፍርዲ እስራኤል

“ሃገራዊ ኣገልግሎት፣ ተቐባልነት ዘለዎ ናይ ፖለቲካዊ ዑቕባ መውሃቢ ክኸውን ኣለዎ፣” ቤት ፍርዲ እስራኤል

Radio Erena: 18 February 2018 ኣብ ኤርትራ ዝካየድ ሃገራዊ ኣገልግሎት፣ ተቐባልነት ዘለዎ ናይ ፖለቲካዊ ዑቕባ መውሃቢ ክኸውን ከምዝግባእ፣ ቤት ፍርዲ እስራኤል ወሲኑ። ቤት ፍርዲ እስራኤል ኣካል ዩኒቨርሲቲ ተልኣቪቭ ዝኾነ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ዳግማይ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ኣውጺኡ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ዳግማይ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ኣውጺኡ

Radio Erena: 18 February 2018 መንግስቲ ኢትዮጵያ ዳግማይ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ኣውጺኡ። እዚ ንምርካብ ስልጣን ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ሓደ መዓልቲ ስዒቡ ዝወጸ ኣዋጅ፣ ንህዝቢ ካብ ዝተነግረሉ መዓልቲ ኣትሒዙ ግብራዊ [...]
መንግስቲ ሱዳን ምእሳር ሓለፍቲ ተቓወምቲ ውድባት ይቕጽል

መንግስቲ ሱዳን ምእሳር ሓለፍቲ ተቓወምቲ ውድባት ይቕጽል

Radio Erena: 18 February 2018 መንግስቲ ሱዳን ምእሳር ሓለፍቲ ተቓወምቲ ውድባት ይቕጽሎ ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት፣ ህዝቢ ክለዓዓልን ሰላማዊ ሰልፊ ከካዪድን ጎስጒስኩም ብምባል [...]
ሊብያ፣ መብዛሕቶም ዜጋታት ኤርትራን ሶማልን ምዃኖም ዝተገልጹ 19 ሰባት ብሓደጋ መኪና ሞይቶም

ሊብያ፣ መብዛሕቶም ዜጋታት ኤርትራን ሶማልን ምዃኖም ዝተገልጹ 19 ሰባት ብሓደጋ መኪና ሞይቶም

Radio Erena: 16 February 2018 ኣብ ሊብያ፣ ከባቢ ከተማ ባኒ ወሊድ፣ መብዛሕቶም ዜጋታት ኤርትራን ሶማልን ዝኾኑ ኣስታት 300 ስደተኛታት ጽዒና እትጓዓዝ ዝነበረት ዓባይ መኪና ብምግምጣላ፣ ብውሕዱ 19 ሰባት ከምዝሞቱ ንሰ [...]
1 617 618 619 620 621 994 6190 / 9932