1 619 620 621 622 623 996 6210 / 9960
ቻድ ምስ ቀጠር ኣቛሪጻቶ ዝጸንሐት ዝምድና ናብ ንቡር መሊሳ

ቻድ ምስ ቀጠር ኣቛሪጻቶ ዝጸንሐት ዝምድና ናብ ንቡር መሊሳ

Radio Erena: 23 February 2018 ቻድ ምስ ቀጠር ኣቛሪጻቶ ዝጸንሐት ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ናብ ንቡር ክትመልስ ወሲና። እታ ሃገር ነቲ፣ ካብ ወርሒ ነሓሰ ናይ 2017 ኣትሒዛ በቲኻቶ ዝጸንሐት ዝምድና ናብ ንቡር ንምምላስ፣ ሚ [...]
ግብጺ ኣብ ጉዳይ መስርሕ ሰላም ደ.ሱዳን ኣበርክቶ ንምግባር ቅርብቲ ምህላዋ ትገልጽ

ግብጺ ኣብ ጉዳይ መስርሕ ሰላም ደ.ሱዳን ኣበርክቶ ንምግባር ቅርብቲ ምህላዋ ትገልጽ

Radio Erena: 22 February 2018 ግብጺ ኣብ ጉዳይ መስርሕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ኣበርክቶ ንምግባር ቅርብቲ ከምዘላ ፕረዚደንት ዓብደለፈታሕ ኣልሲሲ ገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዝገለጸ፣ ብሚኒስተር ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ማይክ [...]
ፕረዚደንት ዚምባብዌ ነበር ሮበርት ሙጋበ፣ መበል 94 ዓመተ ልደቱ ብጽምዋ ጸምቢሉ

ፕረዚደንት ዚምባብዌ ነበር ሮበርት ሙጋበ፣ መበል 94 ዓመተ ልደቱ ብጽምዋ ጸምቢሉ

Radio Erena: 22 February 2018 ኣብ ወርሒ ሕዳር 2017 ካብ ስልጣኑ ዝተኣልየ ፕረዚደንት ዚምባብዌ ነበር ሮበርት ሙጋበ፣ መበል 94 ዓመተ ልደቱ ብጽምዋ ጸምቢሉ። ኣብ ዕለተ ልደቱ ሃገራዊ በዓል ብምእዋጅ፣ ብሚልዮናት ዶላራ [...]

اسرائيل تغلق سفارتها في اسمرا

اذاعة ارينا: 21 فبراير 2018 تفيد الأنباء من تل أبيب بأن اسرائيل قررت قفل عددا من السفارات في الخارج بما في ذلك سفارتها في دولة ارتريا. وكانت الخارجية [...]
እስራኤል፣ ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ምኻድ ዝኣበዩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ክትኣስር ጀሚራ

እስራኤል፣ ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ምኻድ ዝኣበዩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ክትኣስር ጀሚራ

Radio Erena: 21 February 2018 መንግስቲ እስራኤል፣ ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ምኻድ ዝኣበዩ ስደተኛታት ካስር ከምዝጀመረ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ቴላቪቭ ኣረጋጊጾም። እቲ መንግስቲ ብዘውጽኦ፣ ናብ ሳልሰይቲ ምኻድ ዝኣበየ ስደ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ከምዘላ ገሊጻ

ሱዳን፣ ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ከምዘላ ገሊጻ

Radio Erena: 21 February 2018 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ተቓውሞ ህዝቢ፣ ቅልውላው ኣጋጥምዎ ኣብ ዘለወሉ ግዜ፣ መንግስቲ ሱዳን ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ከምዘሎ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ ኣፍሊጡ። ኣፈኛ ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ምርጫ ጅቡቲ ተዓዘብቲ ኣዋፊሩ

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ምርጫ ጅቡቲ ተዓዘብቲ ኣዋፊሩ

Radio Erena: 21 February 2018 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ጅብቲ ኣብ ዝካየድ ባይቶኣዊ ምርጫ 38 ተዓዘብቲ ከምዘዋፈረ ኣፍሊጡ። ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ሙሳ ፋኪ መሓመድ፣ ንቀዳማይ ሚኒስተር ማእከላይ ሪፖብሊክ ኣፍ [...]
እስራኤል፣ ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ኤምባሲኣ ክትዓጹ’ያ

እስራኤል፣ ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ኤምባሲኣ ክትዓጹ’ያ

Radio Erena: 20 February 2018 መንግስቲ እስራኤል ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ኤምባሲኡ ክዓጹ ምዃኑ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ሓቢሮም። ብመሰረት እቶም ምንጭታት፣ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እስራኤል ዝሓለፈ ወርሒ ጥሪ፣ ኣስመራ ናብ [...]
ግብጺ፣ ኣብ ኤርትራ ሕርሻዊ ንጥፈታት ንምዕባይ ትሰርሕ ከምዘላ ኣፍሊጣ

ግብጺ፣ ኣብ ኤርትራ ሕርሻዊ ንጥፈታት ንምዕባይ ትሰርሕ ከምዘላ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 20 February 2018 ግብጺ፣ ኣብ ኤርትራ ሕርሻዊ ንጥፈታት ንምዕባይ ትሰርሕ ከምዘላ ማዕከን ዜና ኢጅፕት ቱደይ ኣፍሊጡ። እቲ ብግብጽን ኤርትራን ብልፍንቲ ዝካየድ ሕርሻዊ ንጥፈታት፣ ነቲ ኣብ መንጎ እዘን ሃገራት [...]
ሰራዊት ስልጣን መንግስቲ ከምዘይርከብ ሚኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ሰራዊት ስልጣን መንግስቲ ከምዘይርከብ ሚኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 20 February 2018 ስልጣን መንግስቲ ናብ ሰራዊት ከምዘይሰግር ሚኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣቶ ሲራጅ ፈጌሳ ገሊጹ። እቲ ሚኒስተር ነዚ ዝገለጸ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ካብ ስልጣኑ ንምውራድ ሕቶ ድሕሪ ምቕ [...]
1 619 620 621 622 623 996 6210 / 9960