1 616 617 618 619 620 991 6180 / 9902
ኤርትራ፣ ሎሚ ኣብ ርዋንዳ ዝኽፈት ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ትሳተፍ ኣላ

ኤርትራ፣ ሎሚ ኣብ ርዋንዳ ዝኽፈት ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ትሳተፍ ኣላ

Radio Erena: 13 February 2018 ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ (African Continental Cycling Championship)፡ 2018 ዓመተ ምህረት፡ ሎሚ ሰሉስ 13 ለካቲት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃዊት ሃገር ርዋንዳ [...]
ሱዳንን ኩዌትን ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ክገብራ ተሰማሚዐን

ሱዳንን ኩዌትን ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ክገብራ ተሰማሚዐን

Radio Erena: 13 February 2018 ሱዳንን ኩዌትን ኣብ ወትሃደራዊ መዳይ ክተሓጋገዛ ዘኽእለን ስምምዕ ከምዝኸተማ ኣገልግሎት ዜና ኩዌት ሓቢሩ። እዘን ክልተ ሃገራት ነዚ ስምምዕ ዝኸተማ ብሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ኩዌት ሊዩተናት ጀ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣስታት 6 ሽሕ እሱራት ብምሕረት ተፈቲሖም

ኢትዮጵያ፣ ኣስታት 6 ሽሕ እሱራት ብምሕረት ተፈቲሖም

Radio Erena: 13 February 2018 መንግስቲ ኢትዮጵያ ጀሚርዎ ብዘሎ እሱራት ብምሕረት ናይ ምፍታሕ መስርሕ ብምቕጻል፣ ጋዜጠኛታት ዝርከብዎም ብኽሲ ሽበራ ተቐይዶም ዝጸንሑ ኣስታት 746 ሰባት ክለቅቕ ምዃኑ ቤት ጽሕፈት ኣኽባር [...]

هيئة الكهرباء الارترية (سيداو) تبدأ حملة لتحصيل متأخرات من المواطنين

إذاعة إرينا: الاخبار 12 فبراير 2018 تفيد مصادر إذاعة إرينا من اسمرا بأن هيئة الكهرباء الارترية المعروفة باسم سيداو بدأت منذ الشهر الماضي تحصيل متأخرات [...]
በዓል መዚ ኤሌክትሪክ ኤርትራ፣ ብስም “ውህሉል ዕዳ” ሰሊዕዎ ብዘሎ ክፍሊት፣ ህዝቢ የማርር

በዓል መዚ ኤሌክትሪክ ኤርትራ፣ ብስም “ውህሉል ዕዳ” ሰሊዕዎ ብዘሎ ክፍሊት፣ ህዝቢ የማርር

Radio Erena: 12 February 2018 በዓል መዚ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኤርትራ፣ ብስም "ውህሉል ዕዳ" ንዓማዊሉ ሰሊዕሎም ዘሎ ክፍሊት፣ ንህዝቢ ከምዘማርር ጌርዎ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። እቲ በዓል መ [...]
ሩስያዊ ደራሲ ኣሌክሳንደር ፑሽኪን ዝሞተሉ መበል 181 ዓመት ኣብ ኣስመራ ተዘኪሩ

ሩስያዊ ደራሲ ኣሌክሳንደር ፑሽኪን ዝሞተሉ መበል 181 ዓመት ኣብ ኣስመራ ተዘኪሩ

Radio Erena: 12 February 2018 ሩስያዊ ደራሲ ኣሌክሳንደር ፑሽኪን ዝሞተሉ መበል 181 ዓመት፣ ኣብ ኣስመራ ተዘኪሩ ከምዝወዓለ ኤምባሲ ሩስያ ካብ ኣስመራ ሓቢሩ። ኣብቲ ብ10 ለካቲት ዝተኻየደ ዝኽሪ፣ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን [...]
ፕረዚደንት በሺር፣ ኣብ ናይ ካይሮ ዘተ ንዝተሳተፈ ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ካብ መዝነቱ ሰጕጉዎ

ፕረዚደንት በሺር፣ ኣብ ናይ ካይሮ ዘተ ንዝተሳተፈ ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ካብ መዝነቱ ሰጕጉዎ

Radio Erena: 12 February 2018 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ሱዳን መሓመድ ዓጣ ኣል ሞላ ካብ መዝነቱ ከምዝኣለዮ ተሓቢሩ። ኣገልግሎት ዜና ሱዳን ብ11 ለካቲት ኣብ ዝመሓላለፎ ዜ [...]
መንግስቲ እስራኤል ስደተኛታት ካብ ሃገሩ ክጥርዝ ኣውጺእዎ ዘሎ መደብ ንኽስርዝ፣ ብሪጣንያ ኢድ ከተእቱ ጻውዒት ቀሪቡ

መንግስቲ እስራኤል ስደተኛታት ካብ ሃገሩ ክጥርዝ ኣውጺእዎ ዘሎ መደብ ንኽስርዝ፣ ብሪጣንያ ኢድ ከተእቱ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 11 February 2018 መንግስቲ እስራኤል ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ስደተኛታት ካብ ሃገሩ ክጥርዝ ኣውጺእዎ ዘሎ መደብ ንኽስርዝ፣ ብሪጣንያ ኢድ ከተእቱ ናይ ፊርማታት ምእካብ ጻውዒት ቀሪቡ። እዚ ብኤርትራውያንን ብ [...]
ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ሱዳንን ግብጽን ርክብ ኣካዪዶም

ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ሱዳንን ግብጽን ርክብ ኣካዪዶም

Radio Erena: 11 February 2018 ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ሱዳንን ግብጽን ብሓሙስ ሸሞንተ ለካቲት ርክብ ኣካዪዶም። ብመሰረት’ቲ ኣብ ወርሒ ጥሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተበጽሐ ዘተ ናይ ምቕጻል ስምምዕ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱ [...]
ኢራንን ምንቅስቓስ ሑቲ ናይ የመንን ዘተ ኣካዪዶም

ኢራንን ምንቅስቓስ ሑቲ ናይ የመንን ዘተ ኣካዪዶም

Radio Erena: 11 February 2018 ኢራንን ምንቅስቓስ ሑቲ ናይ የመንን ዘተ ኣካዪዶም። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢራን መሓመድ ጃቫድ ዛሪፍ፣ ምስ ወሃብ ቃል ሑቲ፣ ትማሊ 10 ለካቲት ኣብ ዘካየዶ ርክብ፣ ኣብ የመን ወሪዱ ዘሎ ሰ [...]
1 616 617 618 619 620 991 6180 / 9902