1 618 619 620 621 622 994 6200 / 9933
ሊብያ፣ መብዛሕቶም ዜጋታት ኤርትራን ሶማልን ምዃኖም ዝተገልጹ 19 ሰባት ብሓደጋ መኪና ሞይቶም

ሊብያ፣ መብዛሕቶም ዜጋታት ኤርትራን ሶማልን ምዃኖም ዝተገልጹ 19 ሰባት ብሓደጋ መኪና ሞይቶም

Radio Erena: 16 February 2018 ኣብ ሊብያ፣ ከባቢ ከተማ ባኒ ወሊድ፣ መብዛሕቶም ዜጋታት ኤርትራን ሶማልን ዝኾኑ ኣስታት 300 ስደተኛታት ጽዒና እትጓዓዝ ዝነበረት ዓባይ መኪና ብምግምጣላ፣ ብውሕዱ 19 ሰባት ከምዝሞቱ ንሰ [...]
ሱዳን ምስ ደቡብ ሱዳን ዓጽያቶ ዝጸንሐት ዶብ ከፊታ

ሱዳን ምስ ደቡብ ሱዳን ዓጽያቶ ዝጸንሐት ዶብ ከፊታ

Radio Erena: 16 February 2018 ሱዳን ምስ ደቡብ ሱዳን ንሸውዓተ ዓመታት ዓጽያቶ ዝጸንሐት ዶባት ከምዝኸፈተት ሚኒስተር ንግዲ እታ ሃገር ሓተም ኣል ሳር ሓቢሩ። ዶብ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ንሕጋዊ ንግዲ ክኽፈት ዝተወሰነሉ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትይጵያ ብወለንትኡ ካብ ስልጣኑ ክእለ ሓቲቱ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትይጵያ ብወለንትኡ ካብ ስልጣኑ ክእለ ሓቲቱ

Radio Erena: 15 February 2018 ተቓውሞን ናዕብን ህዝብታት ኢትዮጵያ እናሓየለ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ እዋን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ብወለንትኡ ካብ ስልጣኑ ክእለ ከምዝሓተተ ኣፍሊጡ። እቲ ቀዳማይ ሚ [...]

السلطات الامنية في ولاية كسلا تحبط محاولة تهريب من ارتريا

اذاعة إرينا: الاخبار 15 فبراير 2018 ذكرت وكالة الأنباء السودانية (سونا) بأن السلطات الأمنية بمحلية ريفي كسلا منطقة اللفة احبطت عملية تهريب مواشي من ار [...]
ኡጋንዳ፣ ምጽራይ ሰነድን ዳግመ ምዝገባን ስደተኛታት ይካየድ

ኡጋንዳ፣ ምጽራይ ሰነድን ዳግመ ምዝገባን ስደተኛታት ይካየድ

Radio Erena: 15 February 2018 መንግስቲ ኡጋንዳ ምጽራይ ሰነዳትን ዳግመ ምዝገባን ስደተኛታት የካየድ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ መንግስቲ፣ ኣብታ ሃገር ንዝነብሩ ስደተኛታት ደጊሞም ክመዝገቡን ናይ ምጽራይ መስርሕን ዘካይድ ዘሎ፣ [...]
ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ምስ ፕረዚደንት ቱርኪ ኣብ ዕጹው ተዘራሪቦም

ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ምስ ፕረዚደንት ቱርኪ ኣብ ዕጹው ተዘራሪቦም

Radio Erena: 15 February 2018 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኢብራሂም ጋንዶር ምስ ፕረዚደንት ቱርኪ ጣይብ ኤርዶዋን ዕጹው ርክብ ከምዘካየደ ኣገልግሎት ዜና ቱርኪ- ኣናዶሉ ሓቢሩ። እቲ ብሰሉስ 13 ለካቲት ኣብ ከተማ ኢስታ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝበዝሐ ከባቢታት ክልል ኦሮሞያ ናዕብን ሰለማዊ ሰልፍታትን ይቕጽል

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝበዝሐ ከባቢታት ክልል ኦሮሞያ ናዕብን ሰለማዊ ሰልፍታትን ይቕጽል

Radio Erena: 15 February 2018 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ክልል ኦሮሞ ናዕብን ሰለማዊ ሰልፍታትን ይቕጽል ኣሎ። ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ዳግም ተጎሃሂሩ ዘሎ ናዕብን ሰልማዊ ሰልፍታትን፣ ዛጊት ቁጽሮም ብንጹር ዘይተፈልጠ [...]

سلطات الأمن في اسمرا تلقي القبض على حرم وزير المالية السابق

سلطات الأمن في اسمرا تلقي القبض على حرم وزير المالية السابق اذاعة إرينا: الاخبار 14 فبراير 2018 أكدت مصادر إرينا بأن سلطات الأمن الارتري القت القبض عل [...]
ኣባላት ጸጥታ፣ በዓልቲ ቤት ሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ኣሲሮም

ኣባላት ጸጥታ፣ በዓልቲ ቤት ሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ኣሲሮም

Radio Erena: 14 February 2018 ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣልማዝ ሃብተማርያም ንዝተባህለት በዓልቲ ቤት ናይቲ ኣብዚ እዋን'ዚ ደስኪሉ ዝርከብ ሚኒስተር ፋይንናስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ከምዝኣሰሩዋ ምንጭታት ሬድ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማ ሃረር ኣብ ዝተወልዐ ግጭት ብውሕዱ ኣርባዕተ ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማ ሃረር ኣብ ዝተወልዐ ግጭት ብውሕዱ ኣርባዕተ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 14 February 2018 ካብ ክልል ሶማል ተፈናቒሎም ኣብ ከተማ ሃረር ተዓቝቦም ካብ ዘለዉ ተወላዶ ኦሮሞ ምስ ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ብዘካየድዎ ግጭት ብውሕዱ ኣርባዕተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ምንጭታት ዜና ካብቲ ከባ [...]
1 618 619 620 621 622 994 6200 / 9933