1 580 581 582 583 584 993 5820 / 9924
ኤርትራ፣ ብብሪጣንያ ዝተመወለ ስልጠና ምቁጽጻር ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ተዋሂቡ

ኤርትራ፣ ብብሪጣንያ ዝተመወለ ስልጠና ምቁጽጻር ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ተዋሂቡ

Radio Erena: 10 July 2018 ኣብ ኤርትራ፣ ብብሪጣንያ ዝተመወለ ስልጠና ምቁጽጻር ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ከምዝተዋህበ ዞባዊ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ምቁጽጻር ገበን ኣፍሊጡ። ወኪል ሕቡራት ሃገራት ምቁጽጻር ገበን ኣብ ምብራ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ግዴታዊ ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ 16 ኣዋርሕ ተናዊሑ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ግዴታዊ ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ 16 ኣዋርሕ ተናዊሑ

Radio Erena: 10 July 2018 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ 12ኣዋርሕ ዝነበረ ግዴታዊ ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ 16 ኣዋርሕ ከምዘናውሓቶ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እታ ሃገር ሃገራዊ ኣገልግሎት ብተወሳኺ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ከተ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ተነቢሩ ዝጸንሐ እገዳ ክልዓል ሓቲታ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ተነቢሩ ዝጸንሐ እገዳ ክልዓል ሓቲታ

Radio Erena: 09 July 2018 ካብ ናይ ኤርትራ ዑደቱ ሎሚ 09 ሓምለ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝተመልሰ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ተነቢሩ ዝጸንሐ እገዳ ክልዓለ ሓቲቱ። ኣገልግሎት ቲ [...]
ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ክልዓለ ከምዝኽእል ዋና ጸሓፊ ሕ/ሃ ኣሚቱ

ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ክልዓለ ከምዝኽእል ዋና ጸሓፊ ሕ/ሃ ኣሚቱ

Radio Erena: 09 July 2019 Radio Erena: 09 July 2019 ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ክልዓል ከምዝኽእል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረስ ኣሚቱ። ሮይተርስ ካብ ኣዲስ ኣበባ ብዝቕረቦ ሓ [...]
መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ስምምዕ ሰላምን ምሕዝነትን ከቲሞም

መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ስምምዕ ሰላምን ምሕዝነትን ከቲሞም

Radio Erena: 09 July 2018 መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ስምምዕ ሓባራዊ ሰላምን ምዝሕዝነትን ከምዝኸተሙ ካብ ኣስመራ ዝተፈነወ ዜና ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ መንጎ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድን ዝ [...]
ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ነዳዲ ተጠርጢሮም ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ነፍሲ ወከፎም 300 ሽሕ ናቕፋ ክኸፍሉ ይሕተቱ

ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ነዳዲ ተጠርጢሮም ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ነፍሲ ወከፎም 300 ሽሕ ናቕፋ ክኸፍሉ ይሕተቱ

Radio Erena: 09 July 2018 ካብ ከባቢ ተሰናይ ናብ ኤርትራ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ነዳዲ ከሰጋገሩ ዝታተሕዙ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ነፍሲ ወከፎም 300 ሽሕ ናቕፋ ክኸፍሉ ተወሲንሎም ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም ኣ [...]
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብዚ ክልተ ዓመትን መንፈቅን ናብ ኤርትራ ዝበጽሐ ፈላሚ መራሒ ሃገር ኮይኑ

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብዚ ክልተ ዓመትን መንፈቅን ናብ ኤርትራ ዝበጽሐ ፈላሚ መራሒ ሃገር ኮይኑ

Radio Erena: 09 July 2018 ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብዚ ክልተ ዓመትን መንፈቅን ናብ ኤርትራ ዝበጽሐ ፈላሚ መራሒ ሃገር ኮይኑ። መንግስቲ ኤርትራ ኣጋጢምዎ ብዘሎ ዞባውን ኣህጉራውን ተነጽሎ፣ ኣብዚ ዝሓለፋ ክ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ሬክ ማቻር፣ ምክትል ፕረዚደንት ኮይኑ ናብ ስልጣኑ ክምለስ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ

ደቡብ ሱዳን፣ ሬክ ማቻር፣ ምክትል ፕረዚደንት ኮይኑ ናብ ስልጣኑ ክምለስ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ

Radio Erena: 09 July 2018 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ሚያርዲትን ተቓዋሚኡ ሬክ ማቻርን ብቀዳም 7 ሓምለ ኣብ ኡጋንዳ ብዝኸተምዎ ስምምዕ መሰረት፣ ሓድሽ ናይ ልፍንቲ መንግስቲ ክቐውም ምዃኑ ተገሊጹ። ብመሰረት እቲ ስ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ: ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ምብጻሕ ይፍጽም

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ: ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ምብጻሕ ይፍጽም

Radio Erena: 08 July 2018 ብቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ። እቲ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ፣ ሎሚ ንግሆ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣ [...]
ንህሉው ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክትከታተል ዝተመዘት ጉጅለ፣ ስርሓ ንሓደ ዓመት ክቕጽል’ዩ

ንህሉው ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክትከታተል ዝተመዘት ጉጅለ፣ ስርሓ ንሓደ ዓመት ክቕጽል’ዩ

Radio Erena: 08 July 2018 ንህሉው ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክትከታተል፣ ብባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተመዘት ጉጅለ፣ ስርሓ ንሓደ ዓመት ክቕጽል ምዃኑ ተገሊጹ። ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ጀኔቫ ኣብ [...]
1 580 581 582 583 584 993 5820 / 9924