1 578 579 580 581 582 996 5800 / 9956
ኢትዮጵያ፣ ንኤርትራን ጅቡቲን ንምትዕራቕ ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ንኤርትራን ጅቡቲን ንምትዕራቕ ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊጹ

Radio Erena: 01 August 2018 ኢትዮጵያ፣ ንኤርትራን ጅቡትን ንምትዕራቕ ትሰርሕ ከምዘላ፣ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ዝርከብ ኣምባሳደራ ንባይቶ ጸጥታ ገሊጹ። ኣምባሳደር ተቀዳ ኣለሙ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ድሕሪ'ቲ ኣብ መንጎ መንግስ [...]
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ብዛዕባ  መሰል ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንዝቀረበሉ ሕቶ፣  ስትራቴጅያዊን ከቢድን ሕቶ ስለዝኾነ፣ ካልእ ግዜ ክንዘራረበሉ ኢና ክብል መሊሱ

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ብዛዕባ መሰል ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንዝቀረበሉ ሕቶ፣ ስትራቴጅያዊን ከቢድን ሕቶ ስለዝኾነ፣ ካልእ ግዜ ክንዘራረበሉ ኢና ክብል መሊሱ

Radio Erena: 01 August 2018 ኣብ ኣመሪካ፣ ንዜጋታቱ ሰሚናራት ዘካየድ ዘሎ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ክትውንን ናይ ታርኽ፣ ናይ ሕጊን ባህርን መሰል ስለዘለዋ፣ ንስኻ እትመርሖ [...]
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዝተገብረ ስምምዕ ብዛዕባ ዶብ ከምዘይተዘራረቡ ኣረጋጊጹ

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዝተገብረ ስምምዕ ብዛዕባ ዶብ ከምዘይተዘራረቡ ኣረጋጊጹ

Radio Erena: 31 July 2018 ኣብ ኣመሪካ ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ሰሚናር ዘካየደ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዝተኻየደ ስምምዕ ብዛዕባ ዶብ ከምዘይተዘራረቡ ሓቢሩ። ንሱ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፣ [...]
ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ክልዓል ፕ. ሶማል ጸዊዑ

ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ክልዓል ፕ. ሶማል ጸዊዑ

Radio Erena: 31 July 2018 ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ክልዓል፣ ኣብ ኤርትራ ናይ ሰለስተ መዓልታት ምብጻሕ ዘካየደ ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ ጸዊዑ። ንሱ ካብ 28 ክሳብ 30 ሓምለ ኣብ ኤር [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ገጠራት ኤርትራ ጸሓያዊ ጸዓት ይተክል

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ገጠራት ኤርትራ ጸሓያዊ ጸዓት ይተክል

Radio Erena: 31 July 2018 ሕብረት ኤውሮጳ ከም ኣካል ናይቲ መበል 11 ኤውሮጳዊ ምወላ ንልምዓት፣ ንኤርትራ ዝለገሶ ኣስታት 200 ሚልዮን ኤውሮ ሓገዝ፣ ኣብ ገጠራት ኤርትራ ጸሓያዊ ጸዓት ይተክል ከምዘሎ ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ምውህሃድ ተቓወምቲ ኤርትራ ክነጥፍ ዝጸንሐ ጀነራል ናብ ኣስመራ በጺሑ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ምውህሃድ ተቓወምቲ ኤርትራ ክነጥፍ ዝጸንሐ ጀነራል ናብ ኣስመራ በጺሑ

Radio Erena: 30 July 2018 ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ተቓወምቲ ኤርትራ ኣብ ምውህሃድ ክነጥፍ ዝጸንሐ ጀነራል መስፍን ኣማረ ዝርከቦም ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኣብ ኣስመራ ምብጻሕ ከምዝፈጸሙ ምንጭታት [...]
ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ጅቡትን ፈረንሳን ኣብ ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘትዮም

ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ጅቡትን ፈረንሳን ኣብ ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘትዮም

Radio Erena: 30 July 2018 ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ጅቡትን ፈረንሳን ኣብ ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከምዝዘተዩ ተሓቢሩ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ውጻኢ ፈረንሳ ብዝዘርግሖ መግለጺ መሰረት፣ ሚኒስተር መሓመድ ዓሊ ዮሱፍ ብ19 ሓምለ [...]
ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ስደተኛታት ኣብ ልዕሊ ተጸዋዒ ስደተኛታት ዘለዎም ሻቕሎት ይዓዝዝ

ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ስደተኛታት ኣብ ልዕሊ ተጸዋዒ ስደተኛታት ዘለዎም ሻቕሎት ይዓዝዝ

Radio Erena: 29 July 2018 ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ተጸዋዒ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብዝረአ ዘሎ ብልሽውና ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ወዲቖም ከምዘለዉ፣ ማዕከን ዜና ኣይሪን [...]
ፕ. ኣልበሽር ተቓወምቱ ናብ ሃገራዊ ዋዕላ ክሳተፉ ዳግማይ ጻውዒት ኣቕሪቡ

ፕ. ኣልበሽር ተቓወምቱ ናብ ሃገራዊ ዋዕላ ክሳተፉ ዳግማይ ጻውዒት ኣቕሪቡ

Radio Erena: 29 July 2018 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኩሎም ተቓወምቲ ውድባት ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ክሳተፉ ዳግማይ ጻውዒት ኣቕሪቡ። ዑመር ኣልበሽር ምስ ላዕለዋይ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ዓብዱልራሕማን ሳዲቕ ኣልማህዲ [...]
ሽዱሽተ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣልሑቲ ተቐቲሎም

ሽዱሽተ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣልሑቲ ተቐቲሎም

Radio Erena: 29 July 2018 ብስዑዲ ዓረብን መሻርኽታን ተደጊፉ ስልጣን መንግስቲ ክመልስ ዝህቅን ዘሎ ሰራዊት የመን፣ ሽዱሽተ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣል ሑቲ ከምዝቐተለ ገሊጹ። ኣገልግሎት ዜና ኣልሸርቕ ኣልኣውሳጥ ንምንጭታቱ [...]
1 578 579 580 581 582 996 5800 / 9956