1 582 583 584 585 586 993 5840 / 9924
ምስ ተቓውሞ ኣኽርያ ብዝተሓሓዝ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሓያሎ ወለድን ተማሃሮ ዲያእ  ኣል-እስላምያን ተፈቲሖም

ምስ ተቓውሞ ኣኽርያ ብዝተሓሓዝ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሓያሎ ወለድን ተማሃሮ ዲያእ ኣል-እስላምያን ተፈቲሖም

Radio Erena: 03 July 2018 ምስቲ ኣብ 31 ጥቅምቲ 2017 ዝተኻየደ ተቓውሞ ተማህሮ ዲያኣ ኣል-እስላምያ ብምዝተሓሓዝ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሓይሎ ወለድን ተማሃሮን ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዞም ከምዝተፈትሑ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣ [...]
ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተኣኻኸቡ ወከልቲ ሃገራዊ ግንባር ሓርነት ኦጋዴን ( ኦብነግ) ኣብ ኤርትራ ኣኼባ ኣካይዶም

ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተኣኻኸቡ ወከልቲ ሃገራዊ ግንባር ሓርነት ኦጋዴን ( ኦብነግ) ኣብ ኤርትራ ኣኼባ ኣካይዶም

Radio Erena: 03 July 2018 ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተኣኻኸቡ ወከልትን ኣባላትን ሃገራዊ ግንባር ሓርነት ኦጋዴን (ኦብነግ) ኣብ ኤርትራ ኣኼባ ከምዘካየዱ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። ኣብቲ ልዕሊ 200 ወከልቲ እቲ ግን [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ስደት ዝጸንሑ ላዕለዎት ሰብ ስልጣን ደርግ ብናይ ምሕረት ኣዋጅ  ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ስደት ዝጸንሑ ላዕለዎት ሰብ ስልጣን ደርግ ብናይ ምሕረት ኣዋጅ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

Radio Erena: 03 July 2018 መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዝኣወጆ ናይ ሰላምን ዕርቅን፣ ንእሱራትን ክሱሳትን ብምሕረት ኣብ ዝፈትሓሉ ዘሎ ግዜ፣ ኣብ ስደት ዝጸንሑ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ደርግ ናብ ሃገሮም ይኣትዉ ኣለዉ። በዚ መሰረተ አ [...]
ኤርትራን ኢትዮጵያን ናብ ዘተ ክቀርባ ኣመሪካ ክትደፍኣሉ ምጽንሓ ኣምባሳደራ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣረጋጊጹ

ኤርትራን ኢትዮጵያን ናብ ዘተ ክቀርባ ኣመሪካ ክትደፍኣሉ ምጽንሓ ኣምባሳደራ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣረጋጊጹ

Radio Erena: 02 July 2018 ኤርትራን ኢትዮጵያን ንልዕሊ 17 ዓመታት ዝጸንሐን ምፍጣጥ ንምፍታሕ ናብ ናይ ዘተ መኣዲ ክቀርባ ኣመሪካ ካብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣትሒዛ ክትሰርሓሉ ምጽንሓ ኣምባሳደራ ኣብ ኢትዮጵያ ማይክ ራይኖር ኣረ [...]

اختفاء ناشط ارتري سويدي الجنسية في اديس ابابا

اذاعة إرينا: الأخبار الاثنين 2 يوليو 2018 في الوقت الذي تتسارع فيه خطوات التطبيع بين ارتريا واثيوبيا أفادت أسرة شاب ارتري يحمل الجنسية السويدية بأن اب [...]
UPDATED: ሓደ ካብ ደለይቲ ፍትሒ ዝኾነ ኤርትራዊ-ሽወደናዊ መንእሰይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ደሃዩ ጠፊኡ

UPDATED: ሓደ ካብ ደለይቲ ፍትሒ ዝኾነ ኤርትራዊ-ሽወደናዊ መንእሰይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ደሃዩ ጠፊኡ

Radio Erena: 02 July 2018 ሓደ ካብ ንጡፋት ደለይቲ ፍትሒ ዝኾነ ኤርምያስ ተኪኤ ዝተባህለ ኤርትራዊ - ሽውደናዊ መንእሰይ፣ ካብ 21 ግንቦት ኣትሒዙ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ደሃዩ ጠፊኡ ከምዘሎ ስድራቤቱ ንሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣ [...]
52 ኤርትራውያን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ብምዕማጽ ዝተኸሰሱ ሱዳናውያን ናብ ቤት ፍርዲ ክቐርቡ’ዮም

52 ኤርትራውያን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ብምዕማጽ ዝተኸሰሱ ሱዳናውያን ናብ ቤት ፍርዲ ክቐርቡ’ዮም

Radio Erena: 02 July 2018 14 ደቂንስትዮ ዝርክብኦም 52 ኤርትራውያን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ብምዕማጽ ዝተኸሰሱ ሱዳናውያን ጽባሕ ሰሉስ 3 ሓምለ ኣብ ቤት ካርቱም ኣብ ዝርከብ ቤት ፍርዲ ክቐርቡ ምዃኖም ንምንጭታት ዜና እታ ሃ [...]
ሊብያ፣  ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 115 ስደተኛታት ካብ ምጥሓል ድሒኖም

ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 115 ስደተኛታት ካብ ምጥሓል ድሒኖም

Radio Erena: 02 July 2018 ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሊብያ፣ ትማሊ ሰንበት 1 ሓምለ 115 ስደተኛታት ካብ ምጥሓል ከምዝድሓነ ኣፍሊጡ። እቶም ብንእሽቶ ጃልባ ካብ ገማግም ሰሜናዊ ምብራቕ ሊብያ ዝተበገሱ ስደተኛታት፣ ካብቲ ዝተበግ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ ንዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዝምልከት ክዝቲ’ዩ

ሕብረት ኣፍሪቃ ንዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዝምልከት ክዝቲ’ዩ

Radio Erena: 01 July 2018 መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ ንዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዝምልከት ክዝትዩ ምዃኖም ተገሊጹ። እዚ ኣብ ሞውሪታንያ ዝካየድ ንክልተ መዓልታት ዝጸንሕ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ናጻ [...]
ስምምዕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ተጣሒሱ

ስምምዕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ተጣሒሱ

Radio Erena: 01 July 2018 ስምምዕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ሒደት ሰዓታት ድሕሪ ምፍራሙ ተጣሒሱ። እቲ ብረቡዕ 27 ሰነ ብኣላይነት ኣልበሽር ኣብ ከተማ ካርቱም ዝተፈረመ ስምምዕ ሰላም፣ ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር፣ ብወገን ተቓወምቲ ሓይ [...]
1 582 583 584 585 586 993 5840 / 9924