1 579 580 581 582 583 993 5810 / 9921
ባ.ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ናይ ኣጽዋር ማዕቀብ ኣጽዲቑ

ባ.ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ናይ ኣጽዋር ማዕቀብ ኣጽዲቑ

Radio Erena: 15 July 2018 ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ናይ ኣጽዋር ማዕቀብ ኣጽዲቑ። ባይቶ ጸጥታ ኣብ ናይ 13 ሓምለ ውዕሎኡ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝካየድ ዘሎ ውግእ ሓድሕድ ብዓቢኡ ከኣ ዕጡቓት [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ብስም’ቲ ምስ ኢትዮጵያ ዝጸንሐ ኵነታት፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፍጽሞ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ደው ከብል ጻውዒት ቀሪቡ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ብስም’ቲ ምስ ኢትዮጵያ ዝጸንሐ ኵነታት፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፍጽሞ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ደው ከብል ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 13 July 2018 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ብስም'ቲ ምስ ኢትዮጵያ ዝጸንሐ ኣይሰላም ኣይኵናት ሃዋሁ፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ክፍጽሞ ዝጸንሐ ከበድቲ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ደው ከብል ዝተፈላ [...]
ፈደራላዊ ቤት ፍርዲ ስዊዘርላንድ ንኤርትራውያን ዝወሃብ ዑቕባ ክጸብብ ወሲኑ

ፈደራላዊ ቤት ፍርዲ ስዊዘርላንድ ንኤርትራውያን ዝወሃብ ዑቕባ ክጸብብ ወሲኑ

Radio Erena: 13 July 2018 ፈደራላዊ ቤት ፍርዲ ስዊዘርላንድ ንኤርትራውያን ዝወሃብ መሰል ዑቕባ ውሱንን ጸቢብን ክኸውን ኣጽዲቑ። እቲ ቤት ፍርዲ ትማሊ ሓሙስ 12 ሓምለ ኣብ ዝሃቦ ውሳኔ፣ ነቲ ኣቐዲሙ ዝተዋህበ፣ መሰል ዑቕባ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ደሃዩ ናይ ዝጠፍአ ኤርትራዊ-ሽወደናዊ ደላይ ፍትሒ ሃለዋት ከፍልጥ ይሕተት

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ደሃዩ ናይ ዝጠፍአ ኤርትራዊ-ሽወደናዊ ደላይ ፍትሒ ሃለዋት ከፍልጥ ይሕተት

Radio Erena: 13 July 2018 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናይቲ ካብ 21 ግንቦት ኣትሒዙ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ደሃዩ ጠፊኡ ዘሎ ሓደ ካብ ንጡፋት ደላይቲ ፍትሒ ዝኾነ ኤርትራዊ- ሽወደናዊ ኤርምያስ ተኪኤ ሃለዋቱ ከፍልጥ ዝተፈላለዩ ተጣበቕ [...]
ምብራቕ ሱዳን፣ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ክናዋሕ ፕረዚደንት በሺር እማመ ኣቕሪቡ

ምብራቕ ሱዳን፣ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ክናዋሕ ፕረዚደንት በሺር እማመ ኣቕሪቡ

Radio Erena: 12 July 2018 ፕረዚደንት ኣል በሺር፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ምብራቕ ሱዳን ዝተኣወጀ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ክናዋሕ ንባይቶን ኣመሓደርትን እማመ ኣቕሪቡ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ እማመ ዘቕረበ፣ ንሽዱሽተ [...]
ልኡኽ UNHCR ፣ ኣብ ኤርትራ ብዛዕባ ዘለዉ ሶማላውያን ስደተኛታት ዘትዩ

ልኡኽ UNHCR ፣ ኣብ ኤርትራ ብዛዕባ ዘለዉ ሶማላውያን ስደተኛታት ዘትዩ

Radio Erena: 12 July 2018 ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ጉዳይ ሶማላውያን ስደተኛታት ኣምባሳደር መሓመድ ዓብዲ ኣፈይ ዝመርሖ ወኪል ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ህሉው ኩነታት ናይቶም ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ስደተኛታት ብ [...]
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ዝመጽእ ሰሙን ናብ ኣስመራ ናይ መጓዓዝያ በረርኡ ክጅምር’ዩ

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ዝመጽእ ሰሙን ናብ ኣስመራ ናይ መጓዓዝያ በረርኡ ክጅምር’ዩ

Radio Erena: 12 July 2018 መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝመጽእ ሰሙን ናብ ኣስመራ ናይ መጓዓዝያ በረርኡ ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ መንገዲ ኣየር፣ ነቲ ን20 ዓመታት ተቋሪጹ ዝጸንሐ በረራ ካብን ናብን ኣስመራ-ኣዲስ ኣበባ ክጅም [...]
ኤርትራ፣ ብብሪጣንያ ዝተመወለ ስልጠና ምቁጽጻር ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ተዋሂቡ

ኤርትራ፣ ብብሪጣንያ ዝተመወለ ስልጠና ምቁጽጻር ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ተዋሂቡ

Radio Erena: 10 July 2018 ኣብ ኤርትራ፣ ብብሪጣንያ ዝተመወለ ስልጠና ምቁጽጻር ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ከምዝተዋህበ ዞባዊ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ምቁጽጻር ገበን ኣፍሊጡ። ወኪል ሕቡራት ሃገራት ምቁጽጻር ገበን ኣብ ምብራ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ግዴታዊ ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ 16 ኣዋርሕ ተናዊሑ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ግዴታዊ ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ 16 ኣዋርሕ ተናዊሑ

Radio Erena: 10 July 2018 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ 12ኣዋርሕ ዝነበረ ግዴታዊ ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ 16 ኣዋርሕ ከምዘናውሓቶ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እታ ሃገር ሃገራዊ ኣገልግሎት ብተወሳኺ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ከተ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ተነቢሩ ዝጸንሐ እገዳ ክልዓል ሓቲታ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ተነቢሩ ዝጸንሐ እገዳ ክልዓል ሓቲታ

Radio Erena: 09 July 2018 ካብ ናይ ኤርትራ ዑደቱ ሎሚ 09 ሓምለ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝተመልሰ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ተነቢሩ ዝጸንሐ እገዳ ክልዓለ ሓቲቱ። ኣገልግሎት ቲ [...]
1 579 580 581 582 583 993 5810 / 9921