1 2 3 4 5 888 30 / 8879
ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ኣብ ምርጫ ከምዝወዳደር ብወግዒ ኣፍሊጡ

ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ኣብ ምርጫ ከምዝወዳደር ብወግዒ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 23 March 2023 ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣብ 2026 ኣብ ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ ወዱ ነቲ ነታ ሃገር ን37 ዓመታት ዝመርሕ ዘሎ፣ ዩዌሪ ሚሴቬኒ ክወዳደር ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ናይ ጀነራል ማዕረግ ዘለዎን ላዕለዋ [...]
ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ‘ህወሓት ሽበራዊ’ዩ’ ንዝብል ውሳኔ ኣልዒልዎ

ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ‘ህወሓት ሽበራዊ’ዩ’ ንዝብል ውሳኔ ኣልዒልዎ

Radio Erena: 22 March 2023 ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ምስ ምውላዕ ኵናት ተተሓሒዙ፣ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ሽበራዊ'ዩ ክብል፣ ቅድሚ ክልተ ዓመታት ንዘሕለፎ ውሳኔ፣ ሎሚ ረቡዕ 22 መጋቢት ኣልዒል [...]
ሱዳን፣ ኣብ 11 ሚያዝያ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ

ሱዳን፣ ኣብ 11 ሚያዝያ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ

Radio Erena:22 March 2023 ኣብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ወትሃደራውያን ጉጅለታትን በርጌሳውያን ማሕበራት ዝሓቖፈ ፖለቲካውያን ሓይልታትን ብዝተበጽሐ ስምምዕ መሰረት፣ ኣብ 11 ሚያዝያ መሰጋገሪ መንግስቲ ክቐውም ምዃኑ ሱዳ [...]
ሩስያ፣ 43 መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝተጋብኡሉ ዋዕላ ተኻይዱ

ሩስያ፣ 43 መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝተጋብኡሉ ዋዕላ ተኻይዱ

Radio Erena:22 March 2023 ኣብ ሩስያ፣ ወከልቲ ልዕሊ 50 ሃገራት ዝተሳተፍዎ ዋዕላ፣ ካብ 19 ክሳብ 20 መጋቢት ተኻይዱ። ኣብቲ 'ኣህጉራዊ ዋዕላ ባይቶ' ዝተሰምየ፣ ኣብ ከተማ ሞስኮ ዝተኻያደ ኣኼባ ሩስያን [...]
ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምኡ ድማ ሚሊሻታት ኣምሓራ፣ ኣብ ትግራይ ገበን ኣብ ልዕሊ ሰብኣውነት ምፍጻሞም ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ገሊጹ

ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምኡ ድማ ሚሊሻታት ኣምሓራ፣ ኣብ ትግራይ ገበን ኣብ ልዕሊ ሰብኣውነት ምፍጻሞም ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ገሊጹ

Radio Erena:21 March 2023 ሰራዊት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሚሊሻታት ኣምሓራን፣ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝተኻየደ ኵናት፣ ጃምላዊ ቅትለትን ዓመጽ ደቂንስትዮን ዝርክብዎ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ከምዝፈጸሙ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻ [...]
ኣብ ኤርትራ ዑደት ዘካየደ ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኡጋንዳ’ውን ንዝስልጥኑ ዘለዉ ወትሃደራት ሃገሩ በጺሑ

ኣብ ኤርትራ ዑደት ዘካየደ ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኡጋንዳ’ውን ንዝስልጥኑ ዘለዉ ወትሃደራት ሃገሩ በጺሑ

Radio Erena: 20 March 2023 ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ኣብ ኡጋንዳ ንዝስልጥኑ ዘለዉ ወትሃደራት ሃገሩ ከምዝበጽሐ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። ኣብ ኡጋንዳ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዘካይድ [...]
ሶማል፣ ኣስታት 43 ሽሕ ሰባት ብደርቂ ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ

ሶማል፣ ኣስታት 43 ሽሕ ሰባት ብደርቂ ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ

Radio Erena: 20 March 2023 ኣብ ሶማል፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ጥራይ፣ ኣስታት 43 ሽሕ ሰባት ብደርቂን ምስኡ ዝተተሓሓዘ ሳዕቤናትን ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ጸብጻብ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ። እቲ ኣካል ሕቡራት [...]
ዓሰብ፣ ዘይሕጋዊ መሸጣ ጫት እናሳዕረረ ምምጽኡ ተሓቢሩ

ዓሰብ፣ ዘይሕጋዊ መሸጣ ጫት እናሳዕረረ ምምጽኡ ተሓቢሩ

Radio Erena: 20 March 2023 ኣብ ወደባዊት ከተማ ዓሰብ፣ ዘይሕጋዊ መሸጣ ጫት እናሳዕረረ ይመጽእ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ኣቐዲሙ፣ ኣብታ ከተማን ከባቢኣን፣ ካብ የመን ብሕቡእ ብውሑድ ዓቐን ዝኣተወ ጫት ይርአ ምንባሩ [...]
ባይቶ ጸጥታ፣ ተልእኾ ዓቃብ ሰላም ሕቡራት ሃገራት ኣብ ደቡብ ሱዳን ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ክናዋሕ ወሲኑ

ባይቶ ጸጥታ፣ ተልእኾ ዓቃብ ሰላም ሕቡራት ሃገራት ኣብ ደቡብ ሱዳን ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ክናዋሕ ወሲኑ

Radio Erena: 20 March 2023 ባይቶ ጸጥታ፣ ተልእኾ ዓቃብ ሰላም ሕቡራት ሃገራት ኣብ ደቡብ ሱዳን ብተውሳኺ ሓደ ዓመት ክዋናሕ ምውሳኑ ኣፍሊጡ። እቲ ሓሙሽተ ቀወምቲን 10 ድማ ተቐያየርትን ኣባላት ዘለውዎ ባይቶ [...]
ኣፈኛ ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ፣ ግዝያዊ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ክኽውን ከምዝተረቝሐ ተሓቢሩ

ኣፈኛ ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ፣ ግዝያዊ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ክኽውን ከምዝተረቝሐ ተሓቢሩ

Radio Erena: 20 March 2023 ኣብ ትግራይ፣ ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶርያ፣ ግዝያዊ መንግስቲ ንምቛም ክካየድ ኣብ ዝጸንሐ ዘተን ምርጫን፣ ኣፈኛ ህወሓት፣ ኣቶ ጌታቸው ረዳ፣ ግዝያዊ ፕረዚደንት ክኸውን ከምዝተረቑሐ መርበባት [...]
1 2 3 4 5 888 30 / 8879