1 2 3 4 5 6 991 40 / 9902
ዩኒሴፍ፣ ንዓመተ 2024 ዘገልግል 3.4 ሚልዮን ክታበት ናብ ኤርትራ ኣእትዩ

ዩኒሴፍ፣ ንዓመተ 2024 ዘገልግል 3.4 ሚልዮን ክታበት ናብ ኤርትራ ኣእትዩ

RADIO ERENA – Thursday, 11 April 2024 ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራት ወይ ዩኒሴፍ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ኤርትራ፣ ውሕስነት ጥዕና ቆልዑ ንምርግጋጽ ዝገብሮ ዘሎ ወፍሪ፣ ኣብዚ ዓመት'ዚ ካብ 14 ሕማማት ንምክ [...]
ሞዛምቢክ፣ ግጉይ ሓበሬታ ለበዳ ኮሌራ ሞት 100 ሰባት ኣኸቲሉ

ሞዛምቢክ፣ ግጉይ ሓበሬታ ለበዳ ኮሌራ ሞት 100 ሰባት ኣኸቲሉ

RADIO ERENA – Wednesday, 10 April 2024 ሕማም ኮሌራ ንምጥፋእ ብውድብ ጥዕና ዓለም ዝተማእከለ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ይውሰድ ከም ዘሎ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ። ልዕሊ 1.2 ሚልዮን ቅልጡፍ መርመራታት ናይ [...]
ሩስያ ዝምድንኣ ምስ ኣፍሪቃ ንምድልዳል፣ ኣፍሪቃውያን ደቂንስትዮ ኣብ ምፍራይ ድሮን ተዋፍር

ሩስያ ዝምድንኣ ምስ ኣፍሪቃ ንምድልዳል፣ ኣፍሪቃውያን ደቂንስትዮ ኣብ ምፍራይ ድሮን ተዋፍር

RADIO ERENA – Wednesday, 10 April 2024 ሩስያ ኣብ ታታርስታን ኣብ ዝርከብ ፍሉይ ዞባ ድሮናት ንምፍራይ ካብ ኣፍሪቃ ደቂ ኣንስትዮ ተማሃሮ ትምልምል ከም ዘላ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ገሊጾም። እተን ኣብ ክ [...]
ኤርትራ፣ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ዝበኣሰ ኩነታት

ኤርትራ፣ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ዝበኣሰ ኩነታት

RADIO ERENA – Wednesday, 10 April 2024 ኤርትራ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብዝለዓለ መልክዑ ትቕጽሎ ከም ዘላ ናይ 2024 ጸብጻብ ሰብኣዊ መሰላት ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣስፊሩ። እቲ ዝወጸ ጽሑፍ ኣብ ኤር [...]
ሑቲ፣ ኣብ 72 ሰዓታት፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓያሎ መራኽብ ከምዘጥቅዓ ገሊጹ

ሑቲ፣ ኣብ 72 ሰዓታት፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓያሎ መራኽብ ከምዘጥቅዓ ገሊጹ

RADIO ERENA – Tuesday, 09 April 2024 ሑቲ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ 72 ሰዓታት፣ ብቀይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ ዝመላለሳ ዝነበራ ሓያሎ መራኽብ መጥቃዕቲ ከምዝፈጸመ ገሊጹ። ኣፈኛ ሑቲ፣ ያሕያ ሳሪዕ፣ ብቴሌቪዥን ኣብ የመን [...]
ሱዳን፣ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ኣብ ሓንቲ ቁሸት 28 ሰባት ተቐቲሎም

ሱዳን፣ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ኣብ ሓንቲ ቁሸት 28 ሰባት ተቐቲሎም

RADIO ERENA – Tuesday, 09 April 2024 ኣብ ሱዳን ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ፈጣን ሓይልታትን ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት፣ ብቀዳም 06ሚያዝያ፣ ኣብ ሓንቲ ቁሸት፣ 28 ሰለማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ንኮሚቴ ሓካይም [...]
ኢትዮጵያ፣ 1.7 ቢልዮን ዶላር ልቃሕ ካብ ባንክ ዓለም ተፈቒዱላ

ኢትዮጵያ፣ 1.7 ቢልዮን ዶላር ልቃሕ ካብ ባንክ ዓለም ተፈቒዱላ

RADIO ERENA – Tuesday, 09 April 2024 ኢትዮጵያ፣ 1.7 ቢልዮን ዶላር ልቓሕ ካብ ባንክ ዓለም ከምዝተፈቕደላ ሚኒስተሪ ፋይናንስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ልቕሕ፣ ኣብ ቀረብ ኣገልግሎታት ኤሌክትሪሲቲ፣ ማይን መግብታ [...]
الرئيس الراوندي ينتقد المجتمع الدولي لفشله في منع الإبادة الجماعية للتوتسي

الرئيس الراوندي ينتقد المجتمع الدولي لفشله في منع الإبادة الجماعية للتوتسي

إذاعة إرينا الدولية : 08.04.2024 أحيت راوند الذكرى الثلاثين للإبادة الجماعية التي تعرضت لها أقلية التوستي من قبل متطرفي الهوتو في أسوأ أعما عنف عرق [...]
‘ሩስ ኩክ’ ካብ ጫፍ ንጫፍ ኣፍሪቃ ብጉያ ወዲኡ

‘ሩስ ኩክ’ ካብ ጫፍ ንጫፍ ኣፍሪቃ ብጉያ ወዲኡ

RADIO ERENA – Monday, 08 April 2024 'ሩስ ኩክ' ዝተባህለ እንግሊዛዊ ጎያያይን ናይ ረድኤት ሓገዝ ኣዋህላልን ካብ ደቡብ ጫፍ ኣፍሪቃ ናብ ሰሜን ብምጉያይ ክብረወሰን ሴሩ:: እቲ 'ብብርቱዕ ጊንጢ' (‘H [...]
ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ‘እስራኤል ብገበናት ኲናት’ ክትሕተት ይእምም

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ‘እስራኤል ብገበናት ኲናት’ ክትሕተት ይእምም

RADIO ERENA – Monday, 08 April 2024 ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት እስራኤል ኣብ ወሽመጥ ቃዛ ብእተካይዶ ዘላ ኲናትን ጃምላዊ መቕጻዕትን ተሓታቲት ክኸውን ዘኽእል እማመ ኣጽዲቑ:: [...]
1 2 3 4 5 6 991 40 / 9902