1 2 3 4 984 20 / 9836
ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ከተማ ጀኔቫ ኣቓልቦ ማዕከናት ዜና ረኺቦም

ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ከተማ ጀኔቫ ኣቓልቦ ማዕከናት ዜና ረኺቦም

RADIO ERENA – Monday, 25 March 2024 ኣብ 8 መጋቢት ዝኽበር ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ ክልተ ሰሙን ድሕሪ ምሕላፉ ብሽም ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ኣብ ከተማ ጀኔቫ - ስዊዘርላንድ ዝሓሉፈ ቀዳም 23 መጋቢት [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 24 March 2024 ] Radio Erena · ሰንበት 24 መጋቢት 2024   [...]
ሓካይም ብዘይ ዶብ (MSF)፣ ሕብረት ኤውሮጳ ንሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ምሕጋዝ ደው ከብል ጸዊዑ

ሓካይም ብዘይ ዶብ (MSF)፣ ሕብረት ኤውሮጳ ንሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ምሕጋዝ ደው ከብል ጸዊዑ

RADIO ERENA – Friday, 22 March 2024 ሓካይም ብዘይ ዶብ (MSF)፣ ሕብረት ኤውሮጳን ኣባላቱ ሃገራትን ንሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ዝህቦ ዝነበረ ገንዘባውን ንዋታውን ደገፍ ደው ከብሎ ጸዊዑ። ኤምኤስኤፍ ትማሊ ረ [...]
ኣምባሳደራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ብድሆታትን ዕድላትን ጓሶት ዘተ ኣካይዶም

ኣምባሳደራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ብድሆታትን ዕድላትን ጓሶት ዘተ ኣካይዶም

RADIO ERENA – Friday, 22 March 2024 ጉጅለ ኣምባሳደራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ብድሆታትን ዕድላትን ጓሶት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝምልከት ሓሳባት ኣብ ምልውዋጥ ዝዓለመ ዘተ ኣካይዶም። እቲ ዘተ ኣብ ብራስለስ ቤል [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ዕጡቓት ኮሚሽነር ኣውራጃ ዝርከቦም 15 ሰባት ቀቲሎም

ደቡብ ሱዳን፣ ዕጡቓት ኮሚሽነር ኣውራጃ ዝርከቦም 15 ሰባት ቀቲሎም

RADIO ERENA - Thursday, 21 March 2024 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ዞባ ፒቦር፣ ዕጡቓት፣ ብ19 መጋቢት፣ ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ፣ ኮሚሽነር ኣውራጃ ቦማ ዝርከቦም 15 ሰባት ከምዝተቀትሉ ሮይተርስ ሓቢሩ። እቲ ኮሚሽነር፣ [...]
ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ዘጋጠሞ ጌጋ፣ ልዕሊ 2 ቢልዮን ብር ተወሲዱን ተዘዋዊሩን

ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ዘጋጠሞ ጌጋ፣ ልዕሊ 2 ቢልዮን ብር ተወሲዱን ተዘዋዊሩን

RADIO ERENA - Thursday, 21 March 2024 ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ መዓልታት ብዘጋጠሞ ናይ ኤሌክትሮኒካዊ ናይ መስርሕ ጌጋ፣ ዓማዊል እቲ ባንክ ዝኾኑ ኣስታት 10ሽሕ ተጠቐምቲ ልዕሊ 2.4 ቢል [...]
ኣየርላንድ፣ ኣብ መኪና ተሓቢኦም ዝጸንሑ ሸውዓተ ኤርትራውያን ተታሒዞም

ኣየርላንድ፣ ኣብ መኪና ተሓቢኦም ዝጸንሑ ሸውዓተ ኤርትራውያን ተታሒዞም

RADIO ERENA - Thursday, 21 March 2024 ፖሊስ ኣየርላንድ፣ ኣብ ወደብ ሮስላር፣ ተዓሺጋ ኣብ ዝነበረት፣ ተሳሓቢት ናይ ጽዕነት መኪና ተሓቢኦም ዝጸንሑ ሸውዓተ ኤርትራውያን ከምዝሓዘ፣ ጋዜጣን ኣይሪሽ ታይምስ ሓቢራ [...]
تحركات أروبيةلكف الذراع الطويلة للهقدف

تحركات أروبيةلكف الذراع الطويلة للهقدف

إذاعة إرينا الدولية 20.03.2024 تشغل قضية المهرجانات الارترية في الخارج وما صاحبها من احتجاجات وصراعات  اهتمام الارتريين على مواقع التواصل الاجتماعي [...]
منظمة الأغذية (الفاو) تطلق مشروعابقيمة 15.8 مليون لمساعدة المحتمعات الضعيفة في إرتريا

منظمة الأغذية (الفاو) تطلق مشروعابقيمة 15.8 مليون لمساعدة المحتمعات الضعيفة في إرتريا

إذاعة إرينا الدولية :20.03.2024 أطلقت منظمة الأغذية والزراعة (الفاو)، إحدى وكالات الأمم المتحدة، مشروعًا بقيمة 15.8 مليون دولار لمساعدة المجتمعات ا [...]
‘ትግራይ፣ 15%  ግዳያት ጾታዊ ዓመት ካብ ዝኾና ደቂንስትዮ ንHIV ዝተቓልዓ’የን’

‘ትግራይ፣ 15% ግዳያት ጾታዊ ዓመት ካብ ዝኾና ደቂንስትዮ ንHIV ዝተቓልዓ’የን’

RADIO ERENA - Wednesday, 20 March 2024 ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ክልል ትግራይ፣ ካብ ሕዳር 2020 ክሳብ ሕዳር 2022፣ ንክልተ ዓመታት ኣብ ዝተኻየደ ኵናት ኣስታት 120 ሽሕ ደቂንስትዮ ግዳያት ጾታዊ ዓመጽ ከ [...]
1 2 3 4 984 20 / 9836