Category: News

1 637 638 639 640 641 910 6390 / 9095
ኤርትራውያን ነበርቲ ሽወደን፣ ነፈርቲ ሕ/ኢማራት ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት ንዘውርድኦ ዘለዋ ጉድኣት ዝኹንን ሰልፊ ኣካይዶም

ኤርትራውያን ነበርቲ ሽወደን፣ ነፈርቲ ሕ/ኢማራት ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት ንዘውርድኦ ዘለዋ ጉድኣት ዝኹንን ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 31 May 2017 ኣብ ሽወደን፣ ከተማ ስቶኮልም ዝርከቡ 10ታት ኤርትራውያን፣ ነፈርቲ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት ንዘውርድኦ ዘለዋ ጉድኣት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ኤርትራውያን [...]
ሱዳን፣ ካብ ግብጺ እትሽምቶ ዝነበረት ፍርያት ሕርሻ ደው ኣቢላቶ

ሱዳን፣ ካብ ግብጺ እትሽምቶ ዝነበረት ፍርያት ሕርሻ ደው ኣቢላቶ

Radio Erena: 31 May 2017 ኣብ መንጎ ሱዳንን ግብጽን ምስሕሓብ ተኸሲትሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ሱዳን ካብ ግብጺ ዝኣቱ ዝነበረ ፍርያት ሕርሻን ውጽኢቱን ደው ክብል ወሲኑ። እቲ መንግስቲ ካብ ግብጺ ዝሽመት ዝነበረ ከም ኣ [...]
ሓይሊ ባሕሪ ስጳኛ 18 ኤርትራውያን ቆልዑ ዝርከብዎም 282 ስደተኛታት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ኣድሒኑ

ሓይሊ ባሕሪ ስጳኛ 18 ኤርትራውያን ቆልዑ ዝርከብዎም 282 ስደተኛታት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ኣድሒኑ

Radio Erena: 30 May 2017 ሓይሊ ባሕሪ ስጳኛ፣ 18 ኤርትራውያን ቆልዑ ዝርከብዎም 282 ስደተኛታት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ከምዘድሓነ ሚኒስትሪ ምክልኻል እታ ሃገር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። ኣብ ሓንቲ ናይ ዕንጨት ሓንቲ [...]
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ናብ ግብጺ ከካይዶ ዝወጠኖ ምብጻሕ ሰሪዙ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ናብ ግብጺ ከካይዶ ዝወጠኖ ምብጻሕ ሰሪዙ

Radio Erena: 30 May 2017 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኢብራሂም ጋንዶር፣ ኣብዚ ሰሙን'ዚ ናብ ግብጺ ከካይዶ ዝወጠኖ ምብጻሕ ከምዝሰረዘ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስተር ኣብ መግለጺኡ፣ ን31 ግንቦት ተመዲቡ ዝነበረ ዑደት ሚኒስተር [...]
ኢትዮጵያ፣ 40 ሽሕ ዜጋታታ ካብ ስዑዲ ንምውጻእ ትዳሎ

ኢትዮጵያ፣ 40 ሽሕ ዜጋታታ ካብ ስዑዲ ንምውጻእ ትዳሎ

Radio Erena: 30 May 2017 ኢትዮጵያ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ንዘይብሎም ዜጋታታ ካብ ስዑዲ ንምውጻእ 40 ሽሕ መውጽኢ ቪዛ ረኺባ ከምዘላ ማዕከን ዜና ኣፍሪካን ኒውስ ኣፍሊጡ። እታ ሃገር፣ ቅድሚ'ቲ ስዑዲ ዓረብ ወጻእተኛታት ብግዴ [...]
25 ግንቦት መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተዘኪሩ

25 ግንቦት መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተዘኪሩ

Radio Erena: 29 May 2017 25 ግንቦት፣ መዓልቲ ኣህጉር ኣፍርቃ ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ። ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራትን ዞባታትን ዝርከቡ ኣምባሳደራት ሓያሎ ሃገራት ዓለም፣ ነዚ ብምኽንያት ምምራት ውድብ ሓድነት ኣፍሪቃ ኣብ 25 ግ [...]
ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን ይተፋነና

ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን ይተፋነና

Radio Erena: 29 May 2017 ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን ኣብ ዲፕሎማስያዊ ምትፍናን ከምዝርከባ ይግለጽ ኣሎ። እዚ ዝተገልጸ፣ ኣሚር ቀጠር ሸኽ ታሚም ሓማድ ቢን ኣል ታኒ፣ ብ23 ግንቦት ኣብ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ምምራቕ ወትሃደራዊ [...]
ሱዳናውያን ሓረስቶት፣ መሬትና ብኢትዮጵያውያን ተወሪሩ ይብሉ

ሱዳናውያን ሓረስቶት፣ መሬትና ብኢትዮጵያውያን ተወሪሩ ይብሉ

Radio Erena: 29 May 2017 ኣብ ዞባ ገዳርፍ፣ ከባቢ ኤል ፋሻጋ ዝርከቡ ሱዳናውያን ሓረስቶት፣ ሰፊሕ ናይ ሕርሻ መሬቶም ብኢትዮጵያውያን ተወርሩ ምህላዉ ገሊጾም። ማዕከን ዜና ሚድል ኢስት ሞኒተር ብዘቕረቦ ሓበሬታ መሰረት፣ እቶ [...]
ጅቡቲ፣ ሓድሽ ወደብ ዶራለ ኣገልግሎት ክጅምር’ዩ

ጅቡቲ፣ ሓድሽ ወደብ ዶራለ ኣገልግሎት ክጅምር’ዩ

Radio Erena: Radio Erena: 26 May 2017 ኣብ ጅቡቲ፣ ብቻይና ክህነጽ ዝጸንሐ ሓድሽ ውደብ ዶራለ ብ24 ግንቦት ተመሪቑ ንኣገልግሎት ድሉው ከምዝኾነ ኣገልግሎት ዜና ሺንሁዋ ሓቢሩ። ኣብቲ ብሮቡዕ 24 ግንቦት ዝተኻየደ ና [...]
“ግብጺ፣ ኣንጻር ሱዳን ትኣልሞ ውዲት የብላን፣” ፕረዚደንት ኣል ሲሲ

“ግብጺ፣ ኣንጻር ሱዳን ትኣልሞ ውዲት የብላን፣” ፕረዚደንት ኣል ሲሲ

Radio Erena: Radio Erena: 26 May 2017 ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ፣ ሃገሩ ኣንጻር ሱዳን ትኣልሞ ውድት ከምዘይብላ ገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ብኣጋጣሚ'ቲ ምስ ቻንስለር ኦስትርያ ክርስትያን ከረን፣ ብሮቡዕ 2 [...]
1 637 638 639 640 641 910 6390 / 9095