Category: News

1 636 637 638 639 640 910 6380 / 9095
መራሕቲ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ኣብ የመን ንዝካየድ ዘሎ ኵናት ገምጊሞም

መራሕቲ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ኣብ የመን ንዝካየድ ዘሎ ኵናት ገምጊሞም

Radio Erena: 05 June 2017 ንጉስ ሳልማን ናይ ስዑዲ ዓረብን ወራሽ ዓራት ኣቡ ዳቢን ምክትል ኣዛዚ ሰራዊት ሕቡራት ኢማራትን ሸሕ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናይሃንን፣ ብዛዕባ ህልዉ ኩነታት ናይቲ ኣብ የመን ዘካይድዎ ዘለዉ ወት [...]
ኣብ ኤርትራ ዝሰልጠኑ ኣስታት 200 የመናውያን ወትሃደራት የመን፣ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ናብ ከተማ ዓደን ከምዝተዋፈሩ ተሓቢሩ

ኣብ ኤርትራ ዝሰልጠኑ ኣስታት 200 የመናውያን ወትሃደራት የመን፣ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ናብ ከተማ ዓደን ከምዝተዋፈሩ ተሓቢሩ

Radio Erena: 04 June 2017 ኣብ ኤርትራ ክስልጣኑ ዝኣስታት 200 የመናውያን ወትሃደራት፣ ኣብዚ ሰሙን'ዚ ናብ ከተማ ዓደን ከምዝተዋፈሩ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ንኣስታት ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ከባቢ ኣፋምቦ ስል [...]
ሕማም ሸሮኽ ናብ ከተማ ካርቱም ከምዘስፋሕፍሐ ተገሊጹ

ሕማም ሸሮኽ ናብ ከተማ ካርቱም ከምዘስፋሕፍሐ ተገሊጹ

Radio Erena: 04 June 2017 ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ምብራቕ ሱዳን ክርአ ዝጸንሐ ሕማም ሸሮኽ፣ ናብ ከተማ ካርቱም'ውን ከምዘስፋሕፍሐ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ኣረጋጊጾም። ኣብ ካርቱም፣ በቲ ሕማም ኣማኢት ሰባት ተጠቒዖም ከምዘለውን ብው [...]
ምስሕሓብ ሱዳንን ግብጺን እናበኣሰ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ እዋን፣ ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን  ናብ ካይሮ ሃንደበታዊ ምብጻሕ ፈጺሙ

ምስሕሓብ ሱዳንን ግብጺን እናበኣሰ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ እዋን፣ ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ናብ ካይሮ ሃንደበታዊ ምብጻሕ ፈጺሙ

Radio Erena: 04 June 2017 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኢብራሂም ጋንዶር ናብ ካይሮ ምብጻሕ ፈጺሙ። እቲ ሚኒስተር ናብ ግብጺ ሃንደበታዊ ምብጻሕ ዝፈጸመ፣ ምስሕሓብ ሱዳንን ግብጺን እናበኣሰ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ እዋን'ዩ። ብዓ [...]
ሬድዮ ኤረና ንፍሉይ ሽልማት ሜድያ ሓንቲ ዓለም ተረቑሓ

ሬድዮ ኤረና ንፍሉይ ሽልማት ሜድያ ሓንቲ ዓለም ተረቑሓ

Radio Erena: 02 June 2017 ሬድዮ ኤረና፣ ንፍሉይ ሽልማት ሜድያ ሓንቲ ዓለም (One World Media, special award 2017) ተረቁሓ። እቲ ኣብ ብሪጣንያ ዝመደበሩ፣ ኣብ መራኸቢ ሓፋሽን ሞያ ጋዜጠኝነትን ፍሉይ ኣ [...]
የመን፣ ብሕማም ውጽኣት ዝሞቱ ሰባት ኣስታት 500 በጺሖም

የመን፣ ብሕማም ውጽኣት ዝሞቱ ሰባት ኣስታት 500 በጺሖም

Radio Erena: 02 June 2017 ኣብ የመን፣ ውጽኣት ብምስዓብ ዝቐትል ሕማም ሸሮኽ ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ፣ ኣስታት 500 ከምዝበጽሐ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣተሓሳሲቡ።እቶም ልዕሊ ፍርቂ ካብዚኣቶም ኣብዘን ዝሓለፋ ክልተ ሰሙን ከምዝ [...]
ኢትዮጵያ ኣገልግሎታት ናይ ኢንተርነት ሞባይል ትዓጹ

ኢትዮጵያ ኣገልግሎታት ናይ ኢንተርነት ሞባይል ትዓጹ

Radio Erena: 01 June 2017 ኢህወደግ ኣብ ስልጣን ዝመጸሉ መበል 26 ዓመት ኣብ ዝጽንብለሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኣገልግሎታት ናይ ኢንተርነት ሞባይል ከምዝዓጸዎ ተገሊጹ። እቲ መንግስቲ ነዚ ንሳልስቲ ዓጽይዎ ዘሎ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ቅንያት መዓልቲ ናጽነት 100 ኣመንቲ  ክርስትና ከምዝተኣስሩ ተገሊጹ

ኤርትራ፣ ኣብ ቅንያት መዓልቲ ናጽነት 100 ኣመንቲ ክርስትና ከምዝተኣስሩ ተገሊጹ

Radio Erena: 01 June 2017 ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ቅንያት ጽምብል መበል 26 ናጽነት፣ ኣስታት ሓደ ሚእቲ ኣመንቲ ጴንጠቆስጣል ክርስትና ከምዝኣሰሩ ዝተፈላለያ ሃይማኖታውያን ማሕበራት ካብ ኤርትራ ንዝርከቡ ምን [...]
ባይቶ ጸጥታ ንዕማም ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል ኣናዊሑ

ባይቶ ጸጥታ ንዕማም ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል ኣናዊሑ

Radio Erena: 01 June 2017 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ንዕማም ተልእኾ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል (AMISOM) ንተወሳኺ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣናዊሑ። እቲ ባይቶ ብ26 ግንቦት ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፣ ነቲ ትማሊ ሮቡዕ፣ 31 ግንቦ [...]
“ቀጠር ግዳይ ጠለፋ ኮይና፣” ሚ/ ጉዳያት ወጻኢ

“ቀጠር ግዳይ ጠለፋ ኮይና፣” ሚ/ ጉዳያት ወጻኢ

Radio Erena: 01 June 2017 ቀጠር ግዳይ ጠለፋ (hacking )ከምዝኾነት ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስተሪ ነዚ ዘፍልጥ ዘሎ፣ ኣሚር ቀጠር ብዛዕባ ኢራንን እስራኤልን ኣመልኪቱ ዝሃቦ መግለጺ'ዩ ብዝብ [...]
1 636 637 638 639 640 910 6380 / 9095