Category: News

1 635 636 637 638 639 904 6370 / 9031
ኩባንያታት ብሪጣንያ፣ ምስቲ ብምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ዝኽሰስ መንግስቲ ኤርትራ ናይ ወፍሪ ውዕላት ምክያደን ይውቀሳ

ኩባንያታት ብሪጣንያ፣ ምስቲ ብምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ዝኽሰስ መንግስቲ ኤርትራ ናይ ወፍሪ ውዕላት ምክያደን ይውቀሳ

Radio Erena: 08 May 2017 ኩባንያታት ብሪጣንያ፣ ምስቲ ብምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ዝኽሰስ መንግስቲ ኤርትራ ናይ ወፍሪ ውዕላት ምክያደን፣ ዎር ኦን ዎንት ዝተባህለ ተጣባቒ ጥካል ወቒሱ። እቲ ትካል ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ ኩባን [...]
ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ ወዲ 39 ዓመት መንእሰይ ኢማኑኤል ማክሮን ተዓዊቱ

ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ ወዲ 39 ዓመት መንእሰይ ኢማኑኤል ማክሮን ተዓዊቱ

Radio Erena: 08 May 2017 ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተኻየደ ኣዛራቢ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ ወዲ 39 ዓመት መንእሰይ ኢማኑኤል ማክሮን ተዓዊቱ። እቲ ኣብ ፖለቲካ ብዙሕ ተሞክሮ ዘይብሉን ኣብ ምሕደራ ባንክ ፊናንስ ዝነጥፍ ዝነበረ ኢማኑ [...]
“ግብጺ ኣብ ኤርትራ ወትሃደራዊ መዓስከር ተቕውም ኣላ፣” ኢሉ ዝጸሓፈ ሱዳናዊ ጋዜጣኛ፣ ናብ ካይሮ ካብ ምእታው ተኸልኪሉ

“ግብጺ ኣብ ኤርትራ ወትሃደራዊ መዓስከር ተቕውም ኣላ፣” ኢሉ ዝጸሓፈ ሱዳናዊ ጋዜጣኛ፣ ናብ ካይሮ ካብ ምእታው ተኸልኪሉ

Radio Erena: 08 May 2017 ግብጺ ኣብ ኤርትራ ወትሃደራዊ መዓስከር ተቕውም ኣላ ኢሉ ዝጸሓፈ ሱዳናዊ ጋዜጣኛ፣ ናብ ካይሮ ካብ ምእታው ከምዝተኸልከለ ማዕናት ዜና ግብጺ ሓቢረን። ብመሰረት እተን ማዕከናት ዜና ዝቕርብኦ ዘለዋ ጸ [...]
ኣብ ኾሎት እስራኤል ተታሒዞም ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ መንግስቲ እስራኤል ኣገልግሎት ቴሌፎን ዓጽዩና ይብሉ

ኣብ ኾሎት እስራኤል ተታሒዞም ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ መንግስቲ እስራኤል ኣገልግሎት ቴሌፎን ዓጽዩና ይብሉ

Radio Erena: 05 May 2017 ኣብቲ ኽፉት ቤት ማእሰርቲ እናተባህለ ዝጽዋዕ ኾሎት ተታሒዞም ዘለው መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት፣ መንግስቲ እታ ሃገር ኣገልግሎት ቴሌፎን ከምዝዓጸዎም ይገልጹ ኣለዉ። እቶም ኤርትራ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ኣሲርዎም ዘሎ ጋዜጠኛታት ክፈትሕ ጻውዒት ቀሪቡ

መንግስቲ ኤርትራ ኣሲርዎም ዘሎ ጋዜጠኛታት ክፈትሕ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 04 May 2017 መንግስቲ ኤርትራ ን16 ዓመታት ደሃዮም ኣጢፍኡዎ ዘሎ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ክፈትሕ ወይ ሃለዋቶም ክሕብር ጻውዒት ቀሪቡ። እዚ ጻውዒት ዝቐረብ ዘሎ ብምኽንያት ትማሊ 3 ግንቦት ተዘኪሩ ዝወዓለ ኣህ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ዘካየድ ዝነበረ ፕረዚደንት ሶማልያ፣ ብሰንኪ ቅትለት ሓደ ካብ ሚኒስተራቱ ዑደቱ ኣቛሪጹ

ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ዘካየድ ዝነበረ ፕረዚደንት ሶማልያ፣ ብሰንኪ ቅትለት ሓደ ካብ ሚኒስተራቱ ዑደቱ ኣቛሪጹ

Radio Erena: 04 May 2017 ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ዘካየድ ዝነበረ ፕረዚደንት ሶማልያ ማሕሙድ ዓብደላ ፋርማጆ፣ ብሰንኪ ቅትለት ሓደ ካብ ኣባላት ሚኒስተራቱ ዑደቱ ኣቛሪጹ ናብ ሞቛድሾ ከምዝተመልሰ ተሓቢሩ። እቲ ፕረዚደንት፣ ብሮቡ [...]
ግብጺ ንዜጋታት ሱዳን እንተሰጕጓ፣ ሱዳን ተመሳሳሊ ስጉምቲ ከምእትወስድ ኣፍሊጣ

ግብጺ ንዜጋታት ሱዳን እንተሰጕጓ፣ ሱዳን ተመሳሳሊ ስጉምቲ ከምእትወስድ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 04 May 2017 ግብጺ ንዜጋታት ሱዳን እንተሰጕጓ፣ ሱዳን'ውን ተመሳሳሊ ስጉምቲ ከምእትወስድ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኢብራሂም ጋንዶር ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስተር ነዚ ዝገለጸ፣ ግብጺ ናብታ ሃገር ንዝኣትዉ ዜ [...]
ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ይዝከር

ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ይዝከር

Radio Erena: 03 May 2017 3 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ይዝከር ኣሎ። ናይዚ ዓመት'ዚ ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ፣ ኤርትራ ዝበኣሰ ኩነታት ናጽነት ፕረስ ካብ ዘለወን ሃገራት ተባሂላ ንሰሜን ኮርያ ጥራይ በሊጻ'ያ [...]
መንግስቲ እስራኤል፣ ካብ ነፍሲ ወከፍ ስደተኛ፣ 20% ካብ ኣታዊታቱ ብግዴታ ተቖሪጹ፡ ክተሓዝ ዝብል ውሳኔ ኣብ ግብሪ ኣውዒሉ

መንግስቲ እስራኤል፣ ካብ ነፍሲ ወከፍ ስደተኛ፣ 20% ካብ ኣታዊታቱ ብግዴታ ተቖሪጹ፡ ክተሓዝ ዝብል ውሳኔ ኣብ ግብሪ ኣውዒሉ

Radio Erena: 03 May 2017 መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብታ ሃገር ካብ ዝርከብ ነፍሲ ወከፍ ስደተኛ 20% ካብ ኣታዊታቱ ብግዴታ ተቖሪጹ፡ ኣብ ፍሉይ ባንክ ተቐሚጡ ክጸንሕ ዝብል ሓድሽ ውሳኔ ኣብ ግብሪ ኣውዒሉ። እዚ ኣብ ሓድሽ ዓመ [...]
ግብጽን ኡጋንዳን ብዛዕባ ናይል ይዘራረባ

ግብጽን ኡጋንዳን ብዛዕባ ናይል ይዘራረባ

Radio Erena: 02 May 2017 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳምሕ ሾክሪ፣ ብዛዕባ'ቲ ገና ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕብ ዘሎ ኣጠቓቕማ ናይል ንምዝርራብ ናብ ኡጋንዳ ኣምሪሑ። እቲ ሚኒስተር፣ ብሰኑይ 1 ግንቦት ናብ ከተማ ካምፓላ ድሕሪ [...]
1 635 636 637 638 639 904 6370 / 9031