Category: News

1 465 466 467 468 469 912 4670 / 9111
ፕረዚደንት ኬንያ ነበር፣ ካብ ሓንቲ ኣደ ንዝመንዝዖ ሰፊሕ መሬት 10 ሚልዮን ዶላር ክኽሕስ ብቤት ፍርዲ ተወሲኑ

ፕረዚደንት ኬንያ ነበር፣ ካብ ሓንቲ ኣደ ንዝመንዝዖ ሰፊሕ መሬት 10 ሚልዮን ዶላር ክኽሕስ ብቤት ፍርዲ ተወሲኑ

Radio Erena: 22 May 2019 ፕረዚደንት ኬንያ ነበር ዳኒኤል ኣራፕ ሞይ፣ ኣብ ስልጣን ኣብ ዝነበረሉ እዋን፣ ኣብ 1983፣ ሱዛን ቸሉሂ ካብ ዝተባህለት ኣደ ናይ ዝመንዝዖ 21 ሄክታር መሬት፣ 10 ሚልዮን ዶላር ካሕሳ [...]
ላዕለዋይ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኤርትራ ዝገለለ ዑደት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ የካይድ

ላዕለዋይ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኤርትራ ዝገለለ ዑደት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ የካይድ

Radio Erena: 21 May 2019 ላዕለወይቲ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ዝምድናታት ወጻኢን ምክትል ፕረዚደንት ናይቲ ሕብረትን ፈደሪካ ሞገሪኒ ናብ ኣርባዕተ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ምብጻሕ ተካይድ ኣላ። እዛ ላዕለ [...]
ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ምስፍሕፋሕ ወትሃደራውያን ሓይልታት ዓለም ይኸውን ኣሎ ተባሂሉ

ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ምስፍሕፋሕ ወትሃደራውያን ሓይልታት ዓለም ይኸውን ኣሎ ተባሂሉ

Radio Erena: 21 May 2019 ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ሃገራት ዓለም ወትሃደራዊ ህላዌኤን ዘስፋሕፍሓሉ ዘለዋ ዞባ ምዃኑ ተገሊጹ። ኣብ ሽወደን ዝመደበሩ፣ መጽናዕታዊ ትካል ኣህጉራዊ ሰላም፣ ብዝዘርግሖ ጽሑፍ፣ ሓያሎ ሃገራት [...]
ሓዉ ንፕረዚደንት ሱዳን ነበር ብሓገዝ ስለያ ኢትዮጵያ ናብ ቱርኪ ሃዲሙ

ሓዉ ንፕረዚደንት ሱዳን ነበር ብሓገዝ ስለያ ኢትዮጵያ ናብ ቱርኪ ሃዲሙ

Radio Erena: 21 May 2019 ሓዉ ንፕረዚደንት ሱዳን ነበር ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ብሓገዝ ስለያ ኢትዮጵያ፣ ካብ ሱዳን ሃዲሙ ናብ ቱርኪ ከምዝኣተወ ንኣፈኛ መሰጋገሪ ወትሃደራዊ ባይቶ ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። [...]
ኣስመራ ብፍላይ ኣኽርያ፣ ኣብ ትሕቲ ጽኑዕ ሓለዋ ከምዘላ  ተገሊጹ

ኣስመራ ብፍላይ ኣኽርያ፣ ኣብ ትሕቲ ጽኑዕ ሓለዋ ከምዘላ ተገሊጹ

Radio Erena: 20 May 2019 ኣብ ኣስመራን ከባቢኣን ብዝሒ ዘለዎ ሰራዊት ኣብ ሓለዋ ተዋፊሩ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ብፍላይ ኣብ ኣኽርያ፣ ካብቲ ቅድሚ ሕጂ ዝርአ ዝነበረ ብዝሒ ሰራዊት፣ ፈቐዶ ኣን [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ደሃይ ዘጥፍኡ 40 ዲፕሎማሰኛታቱ ሰጕጉ

ደቡብ ሱዳን፣ ደሃይ ዘጥፍኡ 40 ዲፕሎማሰኛታቱ ሰጕጉ

Radio Erena: 20 May 2019 መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ተመዲቦም ዝጸንሑ 40 ዲፕሎማሰኛታት ካብ ስራሕ ከምዝሰጎጎት ኣፍሊጡ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፣ ዝሓለፈ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ [...]
ኤርትራውያውን ነበርቲ ፈረንሳ፣ ናይ “ይኣክል” ጻውዒት ኣቕሪቦም

ኤርትራውያውን ነበርቲ ፈረንሳ፣ ናይ “ይኣክል” ጻውዒት ኣቕሪቦም

Radio Erena: 19 May 2019 ከም መቐጸልታ ናይቲ፣ ብደረጃ ዓለም ኤርትራውያን ዘካይድዎ ዘለዉ ምንቅስቓስ ጻውዒት ይኣክል፣ ኤርትራውያን ነበርቲ ፈረንሳ፣ ብቀዳም 18 ግንቦት ተኣኪቦም ውዒሎም። እቶም ካብ ዝተፈላለ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ 5 ሰላማዊያን ሰባት ሞይቶም

ሱዳን፣ ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ 5 ሰላማዊያን ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 19 May 2019 ኣብ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰልፊ ዘካይድ ዝነበረ ህዝቢ ዝተወስደ ጨካን ስጉምቲ ከምዘጉሃዮ፣ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ብዕለት 13ን 14ን ግንቦት ስልጣን ካብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ንሱዳን ክትሸጠላ ዝጸንሐት ጸዓት ደው ኣቢላ

ኢትዮጵያ፣ ንሱዳን ክትሸጠላ ዝጸንሐት ጸዓት ደው ኣቢላ

ኢትዮጵያ ኣጋጢሙዋ ንዘሎ ሕጽረት ሓይሊ ኤለክትሪክ ንምሽፋን፣ ንሱዳን ክትሸጠላ ዝጸንሐት ጸዓት ደው ከምዘበለቶ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ገሊጹ። እታ ሃገር ነዚ ኣጋጢሙዋ ዘሎ ናይ 460 ሜጋዋት ሕጽረት ኤለክትሪክ ንምምካት፣ ንጂቡቲ [...]
የመን፣ ሓደ ካብ ቀንዲ መራሕቲ ኣልቃዒዳ ምዃኑ ዝተነግረሉ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር የእትዮም

የመን፣ ሓደ ካብ ቀንዲ መራሕቲ ኣልቃዒዳ ምዃኑ ዝተነግረሉ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር የእትዮም

Radio Erena: 19 May 2019 ሓይልታት ሰራዊት ናይቲ ኣብ ስደት ዝርከብ መንግስቲ የመን፣ ሓደ ካብ ቀንዲ መራሕቲ ኣልቃዒዳ ምዃኑ ዝተነግረሉ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ከምዘእተዉ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። [...]
1 465 466 467 468 469 912 4670 / 9111