Category: News

1 467 468 469 470 471 910 4690 / 9092
ኣስመራ፣ ኣብ በዓላት ናይ ዝሕረዱ ከብትን ጤለ-በጊዕን ቆርበት፣ ፈቐድኡ ይጎሓፍ ኣሎ

ኣስመራ፣ ኣብ በዓላት ናይ ዝሕረዱ ከብትን ጤለ-በጊዕን ቆርበት፣ ፈቐድኡ ይጎሓፍ ኣሎ

Radio Erena: 06 May 2019 ኣስመራ፣ ኣብ በዓላትን ውራያትን ናይ ዝሕረዱ ከብትን ጤለ-በጊዕን ቆርበት፣ ፈቐድኡ ይጎሓፍ ኣሎ። ቆርበት ዘልፍዓ፣ ዝምስርሓ ይኹና ናብ ወጻኢ ሃገርት ንሰደድ ዝልእካ ትካላት ዘይምህላ [...]
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ምብጻሕ ኣካይዱ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 06 May 2019 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ገዱ ኣንዳርጋቸው ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትይጵያ ናብ ሱዳን ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ልኡኽ፣ ብ5 ግንቦት ናብ ካርቱም ኣብ ድሕሪ ምእታው፣ ምስ [...]
ግብጺ፣ ስርሓት ጀርመን ዝኾና፣ ሰለስተ ናይ ትሕተ-ባሕሪ መራኽብ ትውንን

ግብጺ፣ ስርሓት ጀርመን ዝኾና፣ ሰለስተ ናይ ትሕተ-ባሕሪ መራኽብ ትውንን

Radio Erena: 06 May 2019 መንግስቲ ግብጺ ምስ መንግስቲ ጀርመን ድሕሪ ዝኸተሞ ወትሃደራዊ ስምምዕ፣ ሰለስተ ናይ ትሕተ-ባሕሪ መራኽብን ከምዝወነነ ተገሊጹ። እዚ ዝግለጽ ዘሎ፣ ኣብ ጀርመን ተሰሪሓ፣ ናይ ምፍናው [...]
ኢትዮጵያ፣ ግጭት ብሄራት ብረት ብዝዓጠቑ ጉጅለታት ይቕጽል

ኢትዮጵያ፣ ግጭት ብሄራት ብረት ብዝዓጠቑ ጉጅለታት ይቕጽል

Radio Erena: 05 May 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ብሄራት ዝተወለዐ ግጭት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ብርክት ዝበሉ ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ብፍላይ ኣብዚ ሓድሽ ተወሊዑ ዘሎ ግጭት፣ [...]
ሱዳን፣ ኣብያ ህዝቢ ሱዳን ኣብ ሮሞዳን ክቕጽል’ዩ

ሱዳን፣ ኣብያ ህዝቢ ሱዳን ኣብ ሮሞዳን ክቕጽል’ዩ

Radio Erena: 05 May 2019 ተቓውሞ ህዝቢ ሱዳን፣ ኣብ እዋን ጾመ ሮሞዳን እውን እንተኾነ ክቕጽል ሙዃኑ ተገሊጹ። ኣብዚ ዝሓለፈ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ነቲ ተቓውሞ ዝመርሕ ዘሎ ማሕበር ሞያውያን፣ ብዓርቢ 3 ግንቦት ኣብ ዘው [...]
ኤርትራ፣ ህዝቢ ንመጸምበሊ 24 ግንቦት ገንዘብ ከዋጽእ ይግደድ

ኤርትራ፣ ህዝቢ ንመጸምበሊ 24 ግንቦት ገንዘብ ከዋጽእ ይግደድ

Radio Erena: 05 May 2019 ኣብ ከተማ ኣስመራ ን24 ግንቦት መጸምበሊን ምሕዳስ ጽርጊያታትን ብዝብል ምኽንያት ወግዓዊ ዘይኮነ ምእካብ ገንዘብ ከምዝተጀመረ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ብፍላይ ኣብ ከባቢታት ቲራቮሎ፣ [...]
ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ ኤርትራውያን ቆላሕታ ክረኽቡ ዝጽውዕ፣ ጉዕዞ ንፍትሒ (Ride for Justice ) ዝተሰምየ ዙር ብሽክለታ ይካየድ

ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ ኤርትራውያን ቆላሕታ ክረኽቡ ዝጽውዕ፣ ጉዕዞ ንፍትሒ (Ride for Justice ) ዝተሰምየ ዙር ብሽክለታ ይካየድ

Radio Erena: 03 May 2019 ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ ኤርትራውያን ቆላሕታ ክረኽቡ ዝጽውዕ፣ ጉዕዞ ንፍትሒ (Ride for Justice )ዝተሰምየ ዙር ብሽክለታ ይካየድ ኣሎ። ኣብዚ ካብ ሮቡዕ 1 ክሳብ ሰ [...]
3 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ይዝከር

3 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ይዝከር

Radio Erena: 03 May 2019 ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ሎሚ ዓርቢ 3 ግንቦት ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ። ኣብዛ ዕለት፣ መንግስቲ ኤርትራ ካብ ቀዳሞት ጸላእቲ ፕረስ ምዃኑ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርንዓት ዓለም ዝወ [...]
ኢትዮጵያ፣ ንዝካየድ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ኢትዮጵያ፣ ንዝካየድ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 03 May 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ካባቢታት ንዝካየድ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታትን ምፍንቓል ሰለማውያን ሰባትን ደው ክብል ዝጽውዕ ሰልፊ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ከተማ ባህርዳር ተኻይዱ። እቲ [...]
የመን፣ ሸሞንተ ስደተኛታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሕማም ውጽኣት ሞይቶም

የመን፣ ሸሞንተ ስደተኛታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሕማም ውጽኣት ሞይቶም

Radio Erena: 03 May 2019 ኣብ የመን፣ ኣብ መዓስከር ላሕጅ ተዓቝቦም ዝጸንሑ፣ ብውሕዱ ሸሞንተ ስደተኛታት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብሕማም ውጽኣት ከምዝሞቱ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት (IOM) ገሊጹ። እቲ ትካል ብሓሙ [...]
1 467 468 469 470 471 910 4690 / 9092