Category: News

1 434 435 436 437 438 914 4360 / 9134
ኣብ ሊብያ ተቐዪዶም ዝነበሩ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 66 ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ግዒዞም

ኣብ ሊብያ ተቐዪዶም ዝነበሩ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 66 ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ግዒዞም

Radio Erena: 29 September 2019 ኣብ ሊብያ ተቐዪዶም ዝነበሩ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 66 ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ግዒዞም። እቶም ብ26 መስከረም ናብ ሩዋንዳ ዝገዓዙ ስደተኛታት፣ ዜጋታት ኤርትራ፣ ሶማልን [...]
ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ናይ ሽምግልና ተራ ክትጻወት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ

ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ናይ ሽምግልና ተራ ክትጻወት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ

Radio Erena: 29 September 2019 ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ናይ ሽምግልና ተራ ክትጻወት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ። ዋና ጸሓፊ’ቲ ውድብ ኣንቶንዮ ጉተረዝ፣ ምስ ፕረዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተራኸበሉ [...]
ንመላእ ኣፍሪቃ ዘጠቓልል ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ንምቛም ዝካየድ መጽናዕቲ 90 ሚእታዊት ተጻፊፉ

ንመላእ ኣፍሪቃ ዘጠቓልል ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ንምቛም ዝካየድ መጽናዕቲ 90 ሚእታዊት ተጻፊፉ

Radio Erena: 27 September 2019 ንመላእ ኣፍሪቃ ዘጠቓልል ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ንምቛም ዝካየድ መጽናዕቲ 90 ሚእታዊት ተጻፊፉ ከምዘሎ ተገሊጹ። እቲ ኣብ 2020 ዓመተ ምህረት ብወግዒ ክጅምር ትጽቢት ዝግበረ [...]
ንኤርትራ ጥራይ ዘዋሰነ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንዝርከባ ሃገራት ዝሓቖፈ ወተሃደራዊ ልምምድ ተኻዪዱ

ንኤርትራ ጥራይ ዘዋሰነ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንዝርከባ ሃገራት ዝሓቖፈ ወተሃደራዊ ልምምድ ተኻዪዱ

Radio Erena: 27 September 2019 ንኤርትራ ጥራይ ዘዋሰነ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንዝርከባ ሃገራት ዝሓቖፈ ወተሃደራዊ ልምምድ ተኻዪዱ። እቲ ብስዑዲ ዓረብ ዝተዳለወ ናይ ሓይሊ ባሕሪ ወተሃደራዊ ልምምድ፣ ኣብ ቀይሕ [...]
ሱዳን ምስ ሊብያን ማእከላይ ኣፍሪቃ ሪፖብሊክን ዘለዋ ዶብ ዓጽያ

ሱዳን ምስ ሊብያን ማእከላይ ኣፍሪቃ ሪፖብሊክን ዘለዋ ዶብ ዓጽያ

Radio Erena: 27 September 2019 ሱዳን ምስ ሊብያን ማእከላይ ኣፍሪቃ ሪፖብሊክን ዘለዋ ዶብ ሰበስልጣን ሓድሽ መንግስቲ ሱዳን ትማሊ 26 መስከረም ኣብ ዳርፉር ምስ ሓለፍቲ’ቲ ዞባ ድሕሪ ዘካየዱዎ ኣኼባ፣ ሱዳ [...]
ግብጺ:- ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ዝተሳተፉ ልዕሊ 1,100 ሰባት ተኣሲሮም

ግብጺ:- ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ዝተሳተፉ ልዕሊ 1,100 ሰባት ተኣሲሮም

Radio Erena: 26 September 2019 ንፕረዚደንት ኣል ሲሲ ካብ ስልጣኑ ክወርድ ዝጸወዐ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዝተኻየደሉ፣ ልዕሊ 1,100 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም ከምዘለዉ፣ ተጣበቕቲ መሰላት እታ ሃገር ገሊጾም። [...]
ደቡብ ሱዳን:- ስድራቤት ሳልቫ ኪር ብብልሽውና ይኽሰሱ

ደቡብ ሱዳን:- ስድራቤት ሳልቫ ኪር ብብልሽውና ይኽሰሱ

Radio Erena: 26 September 2019 ስድራቤት ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ኣብ ሓያሎ ባንክታትን ትካላት ነዳዲን ወነንቲ ብርኪ ብምዃን ገንዘብ ህዝቢ ይዘምቱ ኣለዉ፣ ተባሂሉ ንዝቐረበ ክሲ መንግስቲ እታ ሃገር ነጺጉዎ። ኣፈኛ [...]
እስራኤል:- ኣብ ኣተሓሕዛ ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት መብርሂ ክትህብ ሕቶ ቀሪቡ

እስራኤል:- ኣብ ኣተሓሕዛ ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት መብርሂ ክትህብ ሕቶ ቀሪቡ

Radio Erena: 26 September 2019 መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ስደተኛታት ዝኽተሎ ዘሎ ፖሊሲ፣ መብርሂ ክህበሉ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ሕቶ ቀሪቡ። ማዕከን ዜና ሃረጽ ኣብ ዘመሓላለፎ ሓ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም ብዙሓት ነጋዶን ሰበ ስልጣን መንግስትን ብምጥፍፋእ ኣማኢት ሚልዮናት ተኸሲሶም

ደቡብ ሱዳን፣ ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም ብዙሓት ነጋዶን ሰበ ስልጣን መንግስትን ብምጥፍፋእ ኣማኢት ሚልዮናት ተኸሲሶም

Radio Erena: 25 September 2019 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ተፈጺሙ ብዝብሃል ብምጥፍፋእ ኣማኢት ሚልዮናት ዶላራት፣ ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም ሓያሎ ነጋዶን ሰበ ስልጣን መንግስቲ እታ ሃገርን ተኸሲሶም። 'ሰንትሪ' ብዝ [...]
ምብራቕ ኣፍሪቃ፣  27 ሚልዮን ህዝቢ ውሕስነት መግቢ የብሉን

ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ 27 ሚልዮን ህዝቢ ውሕስነት መግቢ የብሉን

Radio Erena: 25 September 2019 ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ዝርከባ ሸውዓተ ሃገራት ዝነብር 27 ሚልዮን ህዝቢ፣ ውሕስነት መግቢ ከምዘይብሉ መንግስታት በዓል ስልጣን ንምዕባለ (IGAD) ገሊጹ። እዚ ብዝሒ'ዚ፣ [...]
1 434 435 436 437 438 914 4360 / 9134