Category: News

1 435 436 437 438 439 914 4370 / 9134
8 ሚልዮን ዶላር ሎተሪ ዝተዓወተ ኢትዮጵያዊ-ካናዳዊ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ተቐቲሉ

8 ሚልዮን ዶላር ሎተሪ ዝተዓወተ ኢትዮጵያዊ-ካናዳዊ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ተቐቲሉ

Radio Erena: 25 September 2019 ቅድሚ ክልተ ዓመታት፣ 8 ሚልዮን ዶላር ኣመሪካ ዝተዓወተ ኢትዮጵያዊ-ካናዳዊ፣ ናብ መበቆል ሃገሩ ኣብ ዝበጽሓሉ እዋን ተቐቲሉ። መርበባት ሓበሬታ ካናዳ ብዝዘርግሐኦ ዜና መሰረ [...]
ብስሩዕ ኣብ ግብሪ ዘይወዓለ ሓድሽ ኣዋጅ መጠን ክፍሊት ክራይ ናይ ብሕቲ መንበሪ ኣባይቲ፣ ንኣካረይቲን ተኻረይቲ የሰሓሕብ

ብስሩዕ ኣብ ግብሪ ዘይወዓለ ሓድሽ ኣዋጅ መጠን ክፍሊት ክራይ ናይ ብሕቲ መንበሪ ኣባይቲ፣ ንኣካረይቲን ተኻረይቲ የሰሓሕብ

Radio Erena: 24 September 2019 መንግስቲ ኤርትራ፣ ንመጠን ክፍሊት ክራይ ናይ ብሕቲ መንበሪ ኣባይቲ ዝምልከት ካብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ግብሪ ዘውዓሎ ኣዋጅ፣ ንተኻራይቲን ኣካረይቲን የሰሓሕብ ከምዘሎ ተገሊጹ። [...]
ቱርኪን ቀጠርን፣ ኣብ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዘተኮረ ዘተ ኣካይደን

ቱርኪን ቀጠርን፣ ኣብ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዘተኮረ ዘተ ኣካይደን

Radio Erena: 24 September 2019 ቱርኪን ቀጠርን ኣብ ወትሃደራዊ መዳይ ዘለወን መደባት ብምትኳር ዘትየን። ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ቱርኪ ጀነራል ያሲርር ጉለር ምስ ቀጠራዊ ሚኒስተር ምክልኻል ካልድ መሓመ [...]
ኬንያ፣ ቤት ትምህርቲ ብምፍራሱ ሸውዓተ ተማሃሮ ሞይቶም

ኬንያ፣ ቤት ትምህርቲ ብምፍራሱ ሸውዓተ ተማሃሮ ሞይቶም

Radio Erena: 24 September 2019 ኣብ ኬንያ ከተማ ናይሮቢ ዝርከብ ናይ መባእታ ቤት ትምህርቲ ብምፍራሱ ሸውዓተ ተማሃሮ ክሞቱ እንከለዉ ልዕሊ 50 ቆሲሎም። እቲ ካብ ዕንጨት ዝተሰርሐ ቤት ትምህርቲ ዝፈርሰ፣ [...]
ንኤርትራ ዝገለለ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ፣ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ ይካየድ ኣሎ

ንኤርትራ ዝገለለ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ፣ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 23 September 2019 ንኤርትራ ዝገለለ፣ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ናይተን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ሃገራት ይካየድ ኣሎ። እቲ ሓያሎ መራኽብ ኵናት ዘሳተፈ፣ ቀይሕ ማዕበል ቁጽሪ 2 (Red Waves 2 [...]
ሕ/ኢማራት፣ ኣብ ሶማሊላንድ ዝነበራ መደብ ምህናጽ ወትሃደራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ተሰሪዙ

ሕ/ኢማራት፣ ኣብ ሶማሊላንድ ዝነበራ መደብ ምህናጽ ወትሃደራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ተሰሪዙ

Radio Erena: 23 September 2019 ሕቡራት ኢማራት፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ዝነበራ መደብ ምህናጽ ወትሃደራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዝተሰረዘ ፕረዚደንት ናይታ ርእሰ ምምሕዳር ሙሰ ቢሒ ገሊጹ። ንሱ ዝሓለፈ [...]
“ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ብዋጋ ህይወት ግብጻውያን ክኸውን የብሉን።”ሚ/ጉ/ወጻኢ ግብጺ

“ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ብዋጋ ህይወት ግብጻውያን ክኸውን የብሉን።”ሚ/ጉ/ወጻኢ ግብጺ

Radio Erena: 23 September 2019 ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ብዋጋ ህይወት ዜጋታት ግብጺ ክኸውን የብሉን ክብል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ፣ ሳምሕ ሹኩሪ ገሊጹ። ንሱ፣ ምስ ኣል ሞኒተር ኣብ ዝገበሮ ቃለ [...]
ኤርትራ ተጠቃሚት ኣቶሚካዊ ጸዓት ንምዃን ዘኽእላ ስምምዕ ፈሪማ

ኤርትራ ተጠቃሚት ኣቶሚካዊ ጸዓት ንምዃን ዘኽእላ ስምምዕ ፈሪማ

Radio Erena: 22 September 2019 ኤርትራ ተጠቃሚት ኣቶሚካዊ ጸዓት ንምዃን ዘኽእላ ስምምዕ ምስ ትካል ኣህጉራዊ ኣቶሚካዊ ጸዓት ስምምዕ ፈሪማ። እቲ ስምምዕ ብዕለት 19 መስከረም ዝተፈረመ ክኸውን እንከሎ፣ ብወገን [...]
ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ወተሃደራዊ ዝምድናአን ከሐዪላ ተሳማሚዐን

ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ወተሃደራዊ ዝምድናአን ከሐዪላ ተሳማሚዐን

Radio Erena: 22 September 2019 ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ንዝጸንሐን ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ብዝለዓለ መልክዑ ክቕጽሎኦ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ። ማዕከናት ዜና ኣቡ ዳቢ ብዝህቦኦ ዘለዋ ሓበሬታ መሰረት፣ እቲ [...]
ፕረዚደንት ዓብደል ፋታሕ ኣል ሲሲ ስልጣኑ ክገድፍ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ መላእ ግብጺ ተኻዪዱ

ፕረዚደንት ዓብደል ፋታሕ ኣል ሲሲ ስልጣኑ ክገድፍ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ መላእ ግብጺ ተኻዪዱ

Radio Erena: 22 September 2019 ንፕረዚደንት ዓብደል ፋታሕ ኣል ሲሲ ስልጣኑ ክገድፍ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ መላእ ግብጺ ተኻዪዱ። እቲ ዓርቢ 20 መስከረም ድሕሪ ቀትሪ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ኣብ ከተማታት [...]
1 435 436 437 438 439 914 4370 / 9134