Category: News

1 436 437 438 439 440 908 4380 / 9076
ሓደ ተማሃራይ፣ ፕረዚደንት ኡጋንዳ ካብ ትዊተር ስለዝዓጸዎ ክሲ መስሪቱ

ሓደ ተማሃራይ፣ ፕረዚደንት ኡጋንዳ ካብ ትዊተር ስለዝዓጸዎ ክሲ መስሪቱ

Radio Erena: 29 August 2019 ኣብ ኣመሪካ፣ ዩኒቨርሲቲ ሃርቫርድ ናይ ማስተርስ ትምህርቲ ዝከታተል ዘሎ፣ ኡጋንዳዊ ሂላሪ ሱጉያ፣ ፕረዚደንት ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቪኒ፣ ካብ ቲውተር ስለዝዓጸዎ ሕጋዊ ክሲ መስሪቱ። [...]
ሱዳን፣ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ክሳብ ሰነ 2020 ጠቕሊሉ ክወጽእ ተማሕጺና

ሱዳን፣ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ክሳብ ሰነ 2020 ጠቕሊሉ ክወጽእ ተማሕጺና

Radio Erena: 29 August 2019 ኣብ ሱዳን ተዋፊሩ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕቡራት ሃገራት፣ ክሳብ ሰነ 2020 ኣብ ዘሎ ግዜ ጠቕሊሉ ክወጻእ፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ተማሒጽኑ። ኣምባሳደር ሱዳን ኣብ ሕቡራት ሃገራት፣ [...]
ዓርሞሽሽ መርከብ ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ኣብ ገማግም ጅቡቲ ልምምድ ኣካይዳ

ዓርሞሽሽ መርከብ ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ኣብ ገማግም ጅቡቲ ልምምድ ኣካይዳ

Radio Erena: 29 August 2019 ሓንቲ ካብ ዓርሞሽሽ መራኽብ ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ዝኾነት፣ USS Boxer ARG ኣብ ገማግም ባሕሪ ጅቡቲ ልምምድ ከምዘካየደት ክፍሊ ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝ [...]
በዓልቲ ቤቱ ንሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ተፈቲሓ

በዓልቲ ቤቱ ንሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ተፈቲሓ

Radio Erena: 28 August 2019 በዓልቲ ቤቱ ንሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ከምዝተፈትሐት ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። ወ/ሮ ኣልማዝ ሃብተማርያም፣ ኣብ ወርሒ ጥሪ 2018'ያ ምኽንያቱ ብዘይተፈልጠ [...]
ጃፓን፣ ዋዕላ ምዕባለ ሃገራት ኣፍሪቃ ተኣንግድ

ጃፓን፣ ዋዕላ ምዕባለ ሃገራት ኣፍሪቃ ተኣንግድ

Radio Erena: 28 August 2019 "ቶክዮ ኣህጉራዊ ዋዕላ ንምዕባለ ኣፍሪቃ" (TICAD) ዝተሰምየ ዋዕላ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ካብ ሮቡዕ 28 ክሳብ ዓርቢ 30 ነሓሰ ዝካየድ ዋዕላ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዝር [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ካብ ሽዱሽተ ሃገራት ንዝተዋጽኡ  ወትሃደራዊ መኮንናት ስልጠና ሂቡ

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ካብ ሽዱሽተ ሃገራት ንዝተዋጽኡ ወትሃደራዊ መኮንናት ስልጠና ሂቡ

Radio Erena: 28 August 2019 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ካብ ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ንዝተዋጽኡ ወትሃደራዊ መኮንናት ስልጠና ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። ዕላማ እቲ ስልጠና፣ ናብ ሶማል ንዝልኣኽ ዓቃብ ሰለማ ሰራዊት ናይቲ ሕብረ [...]
ሱዳን፣ ብሰንኪ ቀቢላዊ ግጭት፣ ኣምሓዳሪ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ካብ መዝነቱ ተባሪሩ

ሱዳን፣ ብሰንኪ ቀቢላዊ ግጭት፣ ኣምሓዳሪ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ካብ መዝነቱ ተባሪሩ

Radio Erena: 28 August 2019 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ድሕሪ'ቲ ብ22 ነሓሰ ዝተጎሃሃረ ቀቢላዊ ግጭት፣ ኣማሓዳሪ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ፣ ጀነራል ቓስም ዓብደል ፈረጅ ካብ መዝነቱ ተሰጕጉ። ሓላፊ ጸጥታ ናይቲ ዞባ'ውን [...]
ጅቡቲን ኬንያን፣ ብኣባልነት ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ይሰሓሓባ

ጅቡቲን ኬንያን፣ ብኣባልነት ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ይሰሓሓባ

Radio Erena: 27 August 2019 ጅቡቲን ኬንያን፣ ኣብ ዝመጽእ ዓመት፣ ዘይቀዋሚ ኣባላት ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ንምዃን፣ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ቁርቁስ ተጸሚደን ከምዘለዋ ተሓቢሩ። ክልቲኤን ሃገራት ኣብቲ፣ 2021 ክሳብ [...]
ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ብዝተኻየደ ግጭት ፣ 10 ሰባት ተቀቲሎም

ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ብዝተኻየደ ግጭት ፣ 10 ሰባት ተቀቲሎም

Radio Erena: 27 August 2019 ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝተቀትሉ ማዕከን ዜና ስታንዳርድ ካብ ናይሮቢ ሓቢራ። እታ ማዕከን ዜና፣ ንኮሚሽነር ፖሊስ ምስ ኢትዮጵያ ናይ እተዳ [...]
ዳላስ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ብሚኒስተር ፍትሒ ወ/ሮ ፎውዝያ ሓሺም ንዝተኻየደ ሰሚናር ዓብሊሎም

ዳላስ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ብሚኒስተር ፍትሒ ወ/ሮ ፎውዝያ ሓሺም ንዝተኻየደ ሰሚናር ዓብሊሎም

Radio Erena: 26 August 2019 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ዳላስ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቶ ፍትሒ፣ ብሚኒስተር ፍትሒ ወ/ሮ ፎውዝያ ሓሽም ንዝተኻየደ ሰሚናር ዓብሊሎም። እቶም ኤርትራውያን፣ ኣብዚ ሳልስቲ [...]
1 436 437 438 439 440 908 4380 / 9076