Category: News
ባንክ ዓለም፣ ናይ 715 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ንኢትዮጵያ ክህብ እዩ
Radio Erena: 26 June 2022
ባንክ ዓለም፣ ናይ 715 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ንኢትዮጵያ ክህብ እዩ።
ኣብቲ ብዓርቢ 24 ሰነ ኣብ መንጎ ባንክ ዓለምን ሚኒስትሪ ፋይናንስ ኢትዮጵያን ዝተኸተመ ስምምዕ፣ ገለ ክፋል ና [...]
The Martyrs Day and the Backstabbed Legacy
Radio Erena: 24 June 2022
On June 20, Eritreans observed with due honor the Martyrs’ Day. A solemn commemoration evoking a national saga of exe [...]
‘ሃረር’ ዝተሰምየት መርከብ ኢትዮጵያ ኣብ ወደብ ባጽዕ ተራእያ
Radio Erena: 24 June 2022
'ሃረር' ዝተሰምየት መርከብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወደብ ባጽዕ ከምዝተራእየት ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም።
እታ ናይ ጽዕነት መርከብ፣ ብ15 ሰነ ናብ ወደብ ባጽዕ ከምዝተጸገዐት ዘረጋገጹ እቶም [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናይ ኣስታት 900 ኩባንያታት ዕደና ፍቓድ ከምዝሰረዘ ተገሊጹ
Radio Erena: 23 June 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቦታት እታ ሃገር፣ ዳህሳስን ኩዕታን ነዳዲን ጋዝን ዝርከቦ ማዕድናት ከካይዳ ዝጸንሓ፣ ኣስታት 900 ናይ ወጻኢን ውሽጢ ሃገርን ኩባንያታት ፍቓድ ከ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ብሰለስተ ሸምገልቲ ኣካላት ካብ ዝተጀመረ ዘተ ሱዳን ከምዘይስሓበ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 23 June 2022
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ስልጣን ብሒቱ ንዘሎ መሰጋገሪ ሉኣላዊ ባይቶ ሱዳንን ፖለቲካውያን ውድባትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ንምቕርራብ፡ ብሰለስተ ሸምገልቲ ኣካላት ወይ ትሮይካ ዝተጀመረ ዘተ ከም [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ኣብ ዝተጓሃሃረ ግጭት ናይ ዝተቐትሉ ሰባት ብዝሒ ኣስታት 320 ከምዝበጽሕ ተገሊጹ
Radio Erena: 23 June 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ዝሓለፈ መዓልታት ኣብ ዝተጓሃሃረ ግጭት ናይ ዝተቐትሉ ሰባት ብዝሒ ኣስታት 320 ከምዝበጽሕ ዘ ጋርድያን ገሊጹ።
መንግስቲ ናይቲ ክልል፣ ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለ [...]
ወራስ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ናብ ግብጺ፣ ዮርዳኖስን ቱርኪን ይበጽሕ
Radio Erena: 23 June 2022
ወራሲ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ መሓመድ ቢን ሳልማን፣ ናብ ግብጺ፣ ዮርዳኖስን ቱርኪን ወግዓዊ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ።
ዑደቱ፣ ብ21 ሰነ ብግብጺ ዝፈለመ መሓመድ ቢን ሳልማን፣ ምስታ ሃገር ናይ [...]
‘ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብናይ 6 ቢልዮን ዶላር ጥሙር ፕሮጀክት፣ ኣብ ሱዳን ሓድሽ ወደብ ክትሃጽ’ያ።’ ሮይተርስ
Radio Erena: 22 June 2022
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን፣ ብናይ ኣስታት 6 ቢልዮን ዶላር ወጻኢ፣ ምህናጽ ሓድሽ ወደብ ዝርከቦ ጥሙር ፕሮጀክታት ከተተግብር ምዃና፣ ንኣቦ መንበር ናይቲ ብ'ጉጅለ ዳል' ዝፍለጥ [...]
ኤርትራ፣ ብቻይና ተወዲቡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ካብ ዝሎ ዋዕላ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ ቦኺራ
Radio Erena
ኤርትራ፣ ካብቲ ብቻይና ተወዲቡ፣ ካብ 20 ክሳብ 22 ሰነ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ዘሎ ዋዕላ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ ቦኺራ።
ኤርትራ፣ ኣብቲ ዋዕላ ክትሳተፍ፣ ብቻይና ወግዓዊ ዕድመ እኳ እንተቐረበላ፣ ወኪ [...]
ኮሚሽነር ሕብረት ኤውሮጳ፣ ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ተመያይጡ
Radio Erena: 21 June 2022
ብኮሚሽን ምሕደራ ቅልውላው፣ ጃነዝ ለናርቺች ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ካብ 19 ሰነ ኣትሒዙ ኣብ ኢትዮጵያ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ።
እቲ ልኡኽ ኣብቲ ናይ ኢትዮጵያ ዑደቱ [...]